ጸብጻብ መኽፈቲ 1ይ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን
GIC 16/2/2007 “ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ንምህናጽ ቃልስታትና ነበራትዕ “ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ወከልቲ 13 ውድባትን ፣ወከልቲ ናይ ዜና ማዕከናትን ፣ ወከልቲ ማሕበር ምትእኽኻብ ሰንዓ…
መስከረም-ኔት ጥርሑ ናይ ዝወጸ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ናይ መወዳእታ ዕርዲዶ!! ወይስ ኣካል ደንበ ተቓውሞ?
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርታ ነዚ ኣርእስቲ’ዚ ኣልዒለ ክጽሕፍ ቅድሚ ምጅማረይ ናይ’ቶም ገና ንዌብሳይት መስከረም ከም ኣካል ተቓውሞ ጌሮም ዝርድእዋ ደቂ ሃገር ሞራል ከይትንክፍ መታን፡…
ኣኼባታት ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ህድኣት ብዝዓሰል ኣገባብ ይቕጽል ኣሎ ።
GIC 13/2/2007 ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ ዕለት 3-4 መዓልታት ዘካየዶ 8ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ናይ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ናይ ስራሕ ገምጋም ብምግባርን ጸብጻባት…
A Defined Struggle
A Reply to Dr. Tekie Fissehatsion As we only skimmed through Chatham’s report and Dr. Tekie Fissehasion and his co-writer’s response to the report,…
ሃገራዊ ዋዕላ መ ማህራን ንቐባሮ መ ርድእ ምርዳእ ኒሩ ሚ/ሪ ትምህርቲ ካብ ሞት ናብ ካልኣይ ሞት ዝተሰጋገረሉ ህሞት
አብዚ ለንቅነ ህግደፍ ካብቲ አትይዎ ዘሎ ፖለቲካውን ቁጠባውን ባህላውን ቅልውላው አንፈት ህዝቢ ንምጥምዛዝ ብጉዳይ ሶማል ክጣላዕን ናይ ህዝቢ አንፈት ንምጥምዛዝን ክጥቀመ ሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡…
Sudan, Chad agree to bar rebel groups, normalize relations
GIC Feb 11, 2006 (KHARTOUM) — Sudan and Chad have signed a peace agreement to end increasing tension, pledging to deny refuge to each…
ጆሽዋ ኣሎኻ´ዶ ኣብ ሸላ !
ንዝኽሪ ተጋዳላይን ጋዘጠኛን ፍስሃየ ዮውሃንስ (ጆሽዋ) ጆሽዋ ሪኢኻያዶ ዓለም ከዳዕ ምዃና ተቓሊስካን ኣቃሊስካን ንናጽነት ሕዝብና ንግዜኡ ግን ንጠላማት-መብጽዓ ኮይናላ ሃገርና ሕዝብና ኣይካኣለን ናጻ ከውጽኣካ…
Uneducating Eritrea
PFDJ’s Education Policy: “Every Child Left Behind” Chapter 280 of PFDJ drama consists of gathering traumatized teachers and pretending that it is engaged in…
ንጥገና ዝብል ቃል ከይተስሙዑና
ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 09/02/07 ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ናይ ኪዳን ብቕንዕና ተቐራረቡ ንኹሉ ገዲፍኩም ንሓመድ ዝልሕስ ዘሎ ህዝቢ ሕሰቡ ይኣክል ተንኮል…


