ዝኸበርኩም ኣምበብትን ጽሓፍትን ሰማዕትን ብመገዲ ሰኪዔት (እንተር ነጥ) ብቐዳምነት ዝላዓለ ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም ኣብ ዘዘልኹሞ ድማ ፍቕርን ስኒትን ኣውሪዱ ነታ ንፈትዋ ሃገርና ኤርትራን ህዝብናን ድማ ካብ ዘይ ፍትሓዊ ምሕደራ ህግደፍ ኣዋጾኦ ፈጢሩ ንህዝብና ብዝሓለፈ ኣኽለኩ ኢሉ ሰላምን ራህዋን ክርከብ ምሕረቱ የውርደልና። ኩቡራት ነበብቲ ጽሑፈይ ናብ ኣርእስቲ ዋና ሕመረት ዓገብ ምውርዛይ ኣብ ዝኾነ ውድብ ዘየለኻ […]
Sep 13 2005 | Posted in
Articles |
Read More »
why does Eritrea live in a constant state of mobilization? * Tewekel: dialogue is an inevitable matter and the PFDJ is a victim of an individual rule in Asmara *Nassr: Eritrea is living in a big prison *Kahlifa: lessens the chances of dialogue with the regime Gulf Information Center Khartoum Sep.5,2005 The World Satellite Channel […]
Sep 5 2005 | Posted in
Interviews |
Read More »
ካላኣይ ክፋል ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ሕግን ናጻ ቤት ፍርድን ተጽዕኖ ዘይቡሉ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ እንተ ትህሉ ሞት ናይ ወጻኢ ሚንስተር ኣቶ ዓሊ ስዒድ ዓብደላ ተጻርዩ መሞቲኡ ብርግጽ ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ ዝጥርጥሮ ዘሎ ኣቶ ዓሊ ስዒድ ዓብደላ ግደ ባዓል ኢሳያስን ኮራኾሮን ከም ዝኾነ ፖሊስ ነዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ተኸቲላ ነቲ ሓቂ ማዓንጡኡ መውጻሃቶ ነይራ። መጀር ጀነራል […]
Sep 1 2005 | Posted in
Articles |
Read More »
ብቕዳምነት ንቤተ ሰብ ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ዓብደላ ጽንዓት ይሃብኩም እብል ብምቕጻል ህዝብና ክፈልጦን ክግንዘቦን ዘለዎ ስርዓት ኢሳያስ ምስሳርሕቱ ኣይ ግድሶ መባልዕቱን መሳትይቱን ኣይግድሶ እቲ ንዲክታይተር ኢሳያስ ዘገድሶ ዕድመ ስልጣኑ ምንዋሕ ጥራሕ ኢዩ። ህዝቢ ኤረትራ ሕሰብ ተማራመር ድክተይተር ስርዓት ኢሳያስ በብዝቦሎ ኣሚናን ተገዚእናን እንድሕሪ ኪድና እታ ኤርትራ ትብል ስም እውን ብዝተፋላለየ ግደ ውዲት ስርዓት ኢሳያስ […]
Aug 30 2005 | Posted in
Articles |
Read More »
ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ነሓስ,29,2005 ካርቱም ኣልናህዳ ዝበሃል ሓድሽ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣብ ፖለቲካዊ መድረኽ ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራ ቃልሱ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ኣዊጁ።እዚ ሰልፊ ከምተወሳኺ ሓይሊ ኣብ ሓይልታት ተቓወምቲ ኤርትራ ኣንጻር ስርዓት ኣስመራ ዝቃለሱ ዘለዉ ሃገራዊ ተቓዋሚ ሓይሊ እዩ።ጋኢሰ ቅዳሕ ናይ መጀመርያ መግለጺ ናይዚ ሰልፊ ካብዝረኸበቶ፡- ስርዓት ህግደፍ ን14 ዓመታት ንድሌትን ተስፋን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምዕባለ […]
Aug 29 2005 | Posted in
News |
Read More »
ህዝቢ ኤረትራ ሕሰብ ተማራመር ድክተይተር ስርዓት ኢሳያስ በብዝቦሎ ኣሚናን ተገዚእናን እንድሕሪ ኪድና እታ ኤርትራ ትብል ስም እውን ብዝተፋላለየ ግደ ውዲት ስርዓት ኢሳያስ ኴና ንኹረስሙ ዘርእና ከጥፋኣና ምኻኑ ምግንዛብ ከድልየና ኢዩ ኣቶ ዓሊ ሰዒድ ዓብደላ ቅድሚ ሙማቱ ከም ናይ ወጻኢ ሚንስተር መጠን ቅድሚ ሰለስተ ምዓልቲ ምስ ሉኡኻት ወጻእተኛታት ምስ ሙሉእ ጥዕኑኡ ኮፍ ኣቢሉ ከዛራርቦም ከሎ ኣብ […]
Aug 29 2005 | Posted in
Articles |
Read More »
GIC Khartoum (August28,2005)- a new party by the name Al-Nahda has declared, today, its birth in the Eritrean opposition arena. The new party has made a new addition to the Eritrean opposition factions which are struggling against the regime of Asmara. The new party, in its manifesto, has addressed the Eritrean people saying that the […]
Aug 28 2005 | Posted in
News |
Read More »
The spiritual head of the Eritrean Orthodox Church, Patriarch Antonios, has reportedly been removed from his post by the Eritrean government.Diplomatic sources have confirmed an opposition website report that the patriarch was replaced following a meeting with government officials. Patriarch Antonios reportedly objected to government interference in the church and the arrest of three priests. […]
Aug 26 2005 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair 25 August 2005 Today most societies in the world countries include more than one culture and community. In a country like Eritrea, one society seeks to dominate the others and such approach creates tensions and conflict. It is now almost 50 years, that Eritreans never resolved their internal conflicts by violence. The […]
Aug 25 2005 | Posted in
Articles |
Read More »
ስምዑኒ ብጾትና ነብር ሰበ ስልጣን ህግደፍ 1. ኣቶ እብራሂም ቶቲል 2. ኣቶ ተስፋይ ተኽለ 3. ኣቶ ዘምህረት ብ ኣኻትኩም ኣልዒለ ቅልዕቲ መልእኽቲ ክዝርግሕ ሕልናይ ስለ ዝደረኽኒ ሕመረት ትሕዝቱኡ ክኣ ንወሲድኩሞ ዘለኹም መርገጽ ምስቲ ቀደም መራሕትና ከለኹም ቃልስና ንሓርነታዊ ፍትሓዊ ዲሞክራስን፥ምዓርነትን፥ራህዋን፥ሰልምን እና በልኩም ብ ኣማራርሓ ናትኩም ዘጥፋእኩሞም/መን ኣሻሓት ንጹሃት ብጾትና ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራውያን ምስ እዚ […]
Aug 25 2005 | Posted in
Articles |
Read More »