ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል ካልኣይ ጉባኤ ጨንፈር ኣካይዱ፣
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል፣ ካልኣይ ናይ ጨንፈር ጉባኤኡ ዛዚሙ፣ እቲ ብዕለት 19/02/2016 “ባህግና ሓርነት: ማዕርፎና ዓወት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ …
Author
3,028 stories published
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል፣ ካልኣይ ናይ ጨንፈር ጉባኤኡ ዛዚሙ፣ እቲ ብዕለት 19/02/2016 “ባህግና ሓርነት: ማዕርፎና ዓወት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ …
20 የካቲት 2016 ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ዕቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፉርት ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣባል ፈጻሚት…
ሓው ዓወት አብ መጨረሻ ናይ ቀዳማይ ክፋል ዕላልና ብጀካ እቲ ንበርሀ ሃንስ ኣብ ማእከል ዓዱ በትሪ ጌሩ ዛሕ ከብሎ ምርኣይካ ብዛዕባ ……ካብ ኣባላት ስለያ…
ዓወት ኢዩ ሽሙ፡ ንመበል 19 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዳርጋ ከም ኩሉ ሰራዊት ኤርትራ ተገፊፉ ድሕሪ ናብ ከባቢ ዓሰብ ኪሊማ ዝበሃል ቦታ ወሪዱ ምዕላሙ ኣብትሕቲ…
ምዑታት ኣባላት ግሃድኤ ንህዝቢ ዘለዓዕል ጽሑፍ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘርጊሖም ትማሊ ምሸት ዕለት 18/02/2016 ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፣ ህዝብና ፍናኑ ክብ…
ላዕለዋይ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሃገራት ኤዉሮጳ ዘካይዶ ዘሎ ቀጻሊ ርኽክባት፡ ብዕለት 15/02/2016 ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ፈረንሳ ፓሪስ ዕዉት ዑደት ኣካይዱ።…
By Avi Mograbi, Berlinale 2016 https://www.berlinale.de/de/programm/berlinale_programm/datenblatt.php?film_id=201607729#tab=video25 ትዕዝብቲ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም/በርሊን-ጀርመን ትማሊ ዕለት 14.02.2016; ሰዓት 5 ድሕሪ ፋዱስ፡ ተመሃሮይ ክትርእይዮ ዘለኪ ፊልም ካብ እስራኤል…
ብኣቦ መምበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ብጻይ ዑቑባዝጊ ድቡስ፡ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተዳልዩ ምህላዉ ንኹሉ ደላይ…
ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ላዕላዋይ መሪሕነታዊ ልኡክ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ዑደት፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ዶር. ሃብተ ተስፋማርያምን፣ ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት…
ገባቲ ስርዓት ህግደፍ መቐጸልታ ናይ እቲ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ ግዜ ጀሚሩ ክፍጽሞ ዝጸንሐ ንህዝብን ኣባላት ምክልኻልን ዓፊንካ ብምውሳድ ዳሃይ ምስዋር፡ ኣብ ማእከል ህዝብን…
