Author

farajat

3,028 stories published

News

ቃል መሪር ሓዘን

ብጻይና ዶር. ሮሞዳን ፈረጅ ኢያይ ብሓሙስ ወጋሕታ ዕለት 20.08.2015 ብሃንደበታዊ ናይ ልቢ ሕማም ኣብ ከተማ ሎንዶን (ካናዳ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና። ዶር. ሮሞዳን ብ…

By farajatPublished
News

ከተማ ርችሞንድ ንፈስቲቫል ህግደፍ ትነጽግ

ምምሕዳር ከተማ ርችሞንድ ካሊፎርንያ ነቲ ደገፍቲ ህግደፍ ዓመት መጸ ፈስቲቫል ዘካይድሉ ዝነበሩ ዓቢ ኣደራሽ ንኸይጥቀምሉ ኣጊድዎም። እዚ ሎሚ ተረኺቡ ዘሎ ዓወት ውጽኢት ናይቲ ደለይቲ…

By farajatPublished
Articles

ናብ ፌስቲቫል ደሞክራስያዊ ማሕበር መንእስይ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/ ዝቐረበ መልእኽቲ፣

ዝኽበርካ ኣቦ-መንበርን ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን ግ.ሃ.ድ.ኤ.! ዝኸበርኩም ኣባላት ደሞክራስያዊ ማሕበር መንእስይ ኤርትራ! ዝኸበርኩም ኣባላት ኣሳናዳኢት ሽማግለ ፌስቲቫል ካስል 2015! ዝኸበርኩም ወክልቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ…

By farajatPublished
News

መርድእ ዕረፍቲ፡ ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ

ትማሊ ሰሉስ ዕለት 11.08.2015 ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ (ሓውቲ ጸሃየ ተኽለሃይማኖት)፡ ብዝወረደን ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ኡልም ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ንቀዳምን ሰንበትን፡ ሓዘን ዝኻየደሉ…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት

ጽላል ስዊደናዊ -ኤርትራዊ ንደሞክራስያን ምዕባለን ኤርትራ ብምኽንያት መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራን አገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ምስ ፕሮፈሶር ዳን ኮነል ከምኡ እውን ምሽታዊ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top