ሰላማዊ ሰልፊ ንዝኽሪ መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም
ብምኽንያት 18 መስከረም መዓልቲ እሱራት ኤርትራ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾና ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ሰልፊዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፣ ዓርቢ 18 መስከረም 2015 ግዜ፣…
ኢደይ ኢድካ ኢልና ህግደፍ ንገልሎም
ብ\ ወድ ዓድ ካብ ስደት 07 September 2015 ብኣማኢት ሞይቶም ሰማዒ ዘይብሎም ኢደይ ኢድካ ኢልና ህግደፍ ንገልሎም = = = = = = =…
Memorial Tributes
Memorial Tributes In loving memory of kidane Seyoum Berhe (ABU DIGN) Kidane Seyoum Berhe was born on the 19th September 1959 in Eritrea. He…
ጸብጻብ ናይቲ ካብ 28 – 29 ነሓሰ 2015 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ዝተኻየደ ቦሎኛ ፎረም
ቦሎኛ ፎረም ኦክላንድ ዓርቢ 28 ነሓሰ ድሕሪ ቀትሪ እዩ ብዕሊ ተኸፊቱ። ካብ ርሑቑን ቀረባን ንዝመጹ አጋይሽ እንቋዕ ናይ ደሓን መጻኹም መልእኽቲ ድሕሪ ምሕላፉ፤ ዝኽረ…
ቃል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 54 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ
ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ኣዕናዊ ተግባራት ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ኣዚዩ ዝተሓላለኸን ጽንኩርን ኵነታት ኣብ ዝርከበሉን፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ደንደስ ሓደጋ ምብትታን ኣብ ዘላትሉ፣ ኩሉ መዳያዊ…
ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ
ከም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ቅልውላው ምስ ኣተወ ነዚ ቅልውላው እዚ ንምፍታሕ ኣብ ታሕሳስ 2014 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባዚ ድማ…
መግለጺ ሰደግኤ፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ምጅማር ዕጥቃዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡
ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ ፍሉይ ታሪኻዊ ስፍራ ዘለዋ ክብርቲ ዕለት እያ። ህዝብታትና፡ ካብ ኣርባዓታት ክሳብ መወዳእታ ሓምሳታት፡ ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነቶምን ልኣላውነቶምን፡ ብሰላማዊ…
ጽምብል ባሕቲ መስከረም ኣብ ከተማ ማንቸስተር፣ ዓዲ እንግሊዝ ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ
ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (ሓ.መ.ኤ.ደ.ለ) መበል 54 ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ‘ዕላማታት ባሕቲ መስከረም ይተግበሩ’ ብዝብል ቴማ ብኽብ…
ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 54 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝወጸ መግለጺ
ሎሚ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብመሪሕነት ጀግና ስውእ/ ሓሚድ እድሪስ ዓዋተ ዝተጅምረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 54…











