መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ሓው/ ዓብድልራሕማን ጣሃን ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ከምኡውን ሓው/ ማሓመድ ሳልሕ ሓጎስ ምክትል ኣቦ-ወንበርን ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ንቀዳም ዕለት 2 መጋቢት 2013 ካብ ሳዓት ትሽዓተ ናይ ምሸት ብኣቆጻጽራ ናይ በርሊን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን መንበር ኣልሒዋር ኣልወጠኒ (ፓልቶክ ) ብዛዕባ ውጽኢት 2ይ ጉባኤ ሰልፍን፡ ሓድሽ ምዕባለ ሃገርናን ኣመልኪቶም መብርሂ ክህቡ ዓዲምናዮም ስለ ዘለና ኩልኹም […]
Feb 26 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
EritreanCommunity Santa Clara Valentines Day 2013 party
Feb 25 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
መጽሄት ኤ.ዲ.ኪ Mexhet_kidan_Tigrinya
Feb 25 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
መቀጸልታ ናይቲ ኣብ መላእ ኩርናዕ ዓለም ንደገፍ ምንቅስቃስ 21 ጥሪ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ብዓርቢ ዕለት 22 የካቲት 2013 ኣብ ከተማ ሎንደን ዓባይ ብሪጣንያ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ነቲ ዝዋዓለ ብርቱዕ ዛሕሊ ጭራስ ግምት ከይሃቡ፡ ካብ ኩሉ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ፓለቲካውያን ውድባት፡ ቤርጌሳውያን ማሕበራት፡ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከምኡውን ህጻናት ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመት ከይተረፉ ዝተኻፈልዎ ሰለማዊ […]
Feb 24 2013 | Posted in
News |
Read More »
እዛ ትስዕብ ግጥሚ ብዕለት 21 ጥቅምቲ ኣብ (ኤሪትረያን ኣል ሕዋር ኣል ዋጣኒ ሩም1) ኣጋጣሚ ወርሓዊ ዝኽሪ ታሪኻዊት ስርሒት ፎርቶን ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ኮ/ል ስዒድ ዓሊ(ወዲ ዓሊ) እተነበብት ናይ ደበስ ግጥሚ ኢያ፡ ፡ ሰናይ ንባብ ወ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 21 ጥቅምቲ 2013 ወየ ወየ ወየ ሓቂ ድዩ ወዲ ዓሊ ዓሪፉ ሓቂ ድዩ ኮ/ል ስዒድ […]
Feb 24 2013 | Posted in
Poetry |
Read More »
AD:Prosecutor Two men and a woman have been arrested at the Solna District Court on suspicion of extortion and conspiring to murder in a case believed to be related to the Eritrean regime’s oppression of Eritreans in exile. – There is a suspicion that the Eritreans to flee have been kidnapped and then have people […]
Feb 23 2013 | Posted in
News |
Read More »
ባይቶ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ሽዱሽተ ወርሓዊ ስሩዕ ኣኼባኡ ካብ ዕለት 17-20/02/2013 ኣካይዱ። ባይቶ ስምረት ኣብ ኣኼባኡ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንጥፈታቱ ገምጊሙ ካብ ኩሉ ክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ብምስማዕ ስፍሕ ብዝበለ ኣገባብ ዘትይሉ። ብክፍልታት ዝቐረበ ጸብጻብ ምስ ገምገመ ናብ ናይ ዞባታት ወከልቲ ብምሕላፍ ካብ ወከልቲ ዞባታት ዝቐረበ ጸብጻብ ሰሚዑ። ንኣወንታውን ኣሉታውን ጐድንታት ብምግምጋም […]
Feb 23 2013 | Posted in
News |
Read More »
ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡ ንኣድላይነቱ ብዝምልከት፡ ብመንግስቲ ይካየድ ንዘሎ ጎስጓስ እንታይ ከምዝመስል፡ ከምቲ ብወገን በዓል ኢሳያይስ ተቖናጺቡን ብውሽጢ ውሽጢ ካልእ መልክዕ ከልብስዎን ዝፍትኑ […]
Feb 22 2013 | Posted in
News |
Read More »
ቀጺሉ ድማ ንፕሮፈሰርን ጋዜጠኛን ዳን ኮነል ብጉዳይ ኤርትራ ዝፈልጦ ዘበለ ክሕብረና ካብ ቦስቶን ናብ ስያትል ንዕለት 2/8/13 ክመጽእ ብዝተገበረሉ ዕድመ መሰረት ድሕሪ ሰላማዊ ሰልፊ ምውድኡ፡ ሰዓት ሓሙሽተ ናይ ምሸት ሰሚናር ክጅመር ኢዩ መደብ ተሰሪዕሉ ነይሩ። እቶም ኵሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝወዓሉ ጥራሕ ዘይኮኑስ ካልኦት እውን ተወሲኾሞም ነቲ ና ሰሚናር ቦታ ኣብ ሰዓቶም […]
Feb 20 2013 | Posted in
News |
Read More »
ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽን ተኣፋፊን ምዕብልናታት፡ ሰባት በብውልቆም ይኹኑ በብእኩባት ምዝርራብ ይካየድ ምንባሩን ምህላዉን ዝዝከር ኢዩ። ንሕና ኢርትራውያን ተቐማጦ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣሜሪካ ከባቢኡን (ሲያትል፡ ፖርትላንድን ቫንኮቨር ካናዳን ዘጠቓለለ) ድማ ነዚ ከም ቀንዲ ምኽንያት ብምግባር፡ 1) ነቲ ኣብ በረኻታት ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ንምቅላሕን ምዅናን፡ 2) ነቲ ነዞም ግህሰታት እዚኣቶም […]
Feb 20 2013 | Posted in
News |
Read More »