Idris Alisheik. Sweden Stockholm. Today I want to write simple and short. I hope you understand my generous letter. I’ve always thought of asking but I have never received a reply to my questions. I wonder why all positions running after useless and unnecessary people. For example, they see a lion and then chop it […]
Feb 19 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።- ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት ፖርትሱዳን, ቶከርን ቃሮራን ከባቢኣን አንነብር፣ ገሊና ተጋደልትን ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝነበርና ሃገራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣቀዲምና ንፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ናይ ህዝብን ሰራዊት ጠለባት ብምኻኑ ከምእንድግፎ እንዳገለጽና እዚ ጠለብ ሽትኡ ስጋብ ዝበጸሕ […]
Feb 18 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፖለቲካዊ ንቕሓት ከም’ቲ ዝድለ ቕድሚት ዘይሰጎመ ሕብረተሰብ መጻወቲ ሜዳ ዘይደሞክራስያውያን ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ክኸውን ባህሪያዊ’ዩ። ደሞክራስያዊ ባህሪ ዘይብሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ኣብ ውሽጦም ኮነ ምስ ግዳም ኣብ ዝፍጠሩ መሰረታውያን ይኹኑ ዘይመሰረታውያን ፍልልያት፡ ቀዳምነት ካብ ጭብጢ ተበጊሶም ብሰላማውን ደሞክራስያውን ኣገባብ መደምደምታ ክረክብ ኣይሰርሑን። ኣብ ፍትሓዊ ርእይቶኦም ተኣማሚኖም ኣብ ቅሉዕ መድረኽ ብሓይሊ ሓሳብ ክስዕርዎ ወይ ከመሓድርዎ ኣይዋስኡን። […]
Feb 18 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
ማይ ቤቱ ተሓሚሱ ብእምነት፡ ብሕግን ብተግባርን ናተይ ኢሉ ትጽቢት ዝገብረሉ መንግስቲ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ኣብ ሃገሩ ይኹን ኣብ ስደት ወትሩ ነብሰ ምትእምማን ከም ዘጥፍእ እሙን’ዩ። ኣብ ቅድሚ’ቶም ኣብ ሃገሮም ሰላም ኣውሒሶም፡ ልዕና ሕጊ ኣንጊሶም፡ ተሓታትነት ብዘለዎ መንግስቲ ብደሞክራስያዊ ኣገባብ ዝመሓደሩ ህዝብታት ማዕረ ተሰሪዑ ርእሱ ኣቕኒዑ ክኸይድ ከም ዘይኽእል፡ ምሁራት ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጠት ኣቐዲሞም ዘቐመጥዎ፡ ሕጂ ድማ ብተግባር […]
Feb 18 2013 | Posted in
Articles |
Read More »
Rally Pictorial Report from Oslo 15 Feb 2013
ብኣባላት መሪሕነት ዞባ ኤውርጳ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝካየድ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንቀዳም 23 ለካቲት 2013 ተመዲቡ ኣሎ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርወይ ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶን፣ ብዛዕባ መደብ ስራሓት ዞባ ኤሮጳን ዘድሊ ሓበሬታ ንምሃብን፣ከምኡ ድማ ኣብ ሃገር ኖርወይ ከምቲ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከባ ሽማግለታት ኤ .ሃ. ባ .ዲ. ለ. ንምቛምን ኢዩ። […]
Feb 17 2013 | Posted in
News |
Read More »
Svensk-eritreansk samarbetsorganisation För demokratiutveckling ኣገዳሲ ሕዝባዊ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን ብኣካያዲት ሕዝባዊት ኮሚተ ግዚያዊት ኣካያዲት ሕዝባዊ ሽማግለ ፎርቶ ኣስመራ ብመስረት ውሳነ ናይ ዝሓለፈ ኣኼባ ነቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ሓሙስ ዕለት 7 ክግበር ተወሲኑ ዘሎ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ንስርሒት ፎርቶ ደገፍና ንምግላጽን ኣብ ሲናይ ዝሳቀዩ ዘለዉ ስደተኛታት ነጻ ንምውጻእ ናብ መንግስትን ፓርለማን […]
Feb 14 2013 | Posted in
Notices |
Read More »
ብገዛኢ ኪዳነ በሉዎ ደስቕዎ በቲ በትሪ ህዝቢ ጉዳይ ህዝብና ኪረክብ መዕለቢ፡ ፈታዊ ዘይብሉ ንእንኮኡ በቲ በትሪ ሲበርዎ ሕቖኡ። ዘራይ የብሉን ኣብ ከባቢ ጸሊእዎ’ዩ ናይ ህዝብና ልቢ፡ ህዝቢ ዝጸልኦ ዕድሜ የብሉ ፍትሒ ዝኣምን ሓንቲ ቃሉ። ነጎዳ ኣድሚጹ ሰርቢ ጀምሩ ንበይኑ ዝበልዕ ፈተውቱ ኣሲሩ፡ ቀሪቡ’ሎ ናይ ኢዱ ክፍደያ ኣብ ክንዲ ቦሶ […]
Feb 12 2013 | Posted in
Poetry |
Read More »
መን ኢኻ ኣታ ኣብ ኤውሮጳ ዘሎኻ ስርሒት ፎርቶና ትሰምዕዶ ኣሎኻ፡ ኣብ ኦስሎ ክድገም’ዩ እቲ ጅግንነት ንደለይቲ ሰላም ክንከውን ኣብነት። ስርሒት ኦስሎ ፎርቶ ዝወለዶ ተላዓልንዶ ጎበዜ ተላዓል አንዶ፡ ትሰምዕዶ ኣሎኻ ዝድረፍ ዘሎ 2ይ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ኦስሎ! ኢዩ ዝበሃል ዘሎ ስምዓዮ’ቲ ዜና ኣንብቦ’ዚ ደሃይ ዘርጊሓዮ ኣንተና፡ […]
Feb 12 2013 | Posted in
Poetry |
Read More »
ብገዛኢ ኪዳነ ሓንቲ’ያ እታ ሕቶ 2ይቲ ዘይብላ ውረድ በሎ ካሊእ ኣይትወስኸላ፡ ካብ ህግደፍ ፍትሒ ኣይትጸበ ከይሞልቕ ጥራሕ ሸጉሮ’ቲ ደንበ። ውረድ በሎ ካብቲ እንግድዓ ሰላም ክነንግስ ኣሎና መብጽዓ፡ እምቢ’ንተበለ ከምታ ናይ ቀዛፊ እናረኣየ ሰንድዎ ናብ ጸድፊ፡ ድገሞ ታሪኽ ናይ ሰሜን ኣፍሪቃ ተስእ’ታ ህዝቢ ይኣክል ደጊም […]
Feb 12 2013 | Posted in
Poetry |
Read More »