ስሪሒት ኦስሎ
መን ኢኻ ኣታ ኣብ ኤውሮጳ ዘሎኻ ስርሒት ፎርቶና ትሰምዕዶ ኣሎኻ፡ ኣብ ኦስሎ ክድገም’ዩ እቲ ጅግንነት ንደለይቲ ሰላም ክንከውን ኣብነት። ስርሒት ኦስሎ ፎርቶ ዝወለዶ ተላዓልንዶ ጎበዜ ተላዓል አንዶ፡ ትሰምዕዶ ኣሎኻ ዝድረፍ ዘሎ 2ይ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ኦስሎ! ኢዩ ዝበሃል ዘሎ ስምዓዮ’ቲ ዜና ኣንብቦ’ዚ ደሃይ ዘርጊሓዮ ኣንተና፡ […]
መን ኢኻ ኣታ ኣብ ኤውሮጳ ዘሎኻ ስርሒት ፎርቶና ትሰምዕዶ ኣሎኻ፡ ኣብ ኦስሎ ክድገም’ዩ እቲ ጅግንነት ንደለይቲ ሰላም ክንከውን ኣብነት። ስርሒት ኦስሎ ፎርቶ ዝወለዶ ተላዓልንዶ ጎበዜ ተላዓል አንዶ፡ ትሰምዕዶ ኣሎኻ ዝድረፍ ዘሎ 2ይ ስርሒት ፎርቶ ኣብ ኦስሎ! ኢዩ ዝበሃል ዘሎ ስምዓዮ’ቲ ዜና ኣንብቦ’ዚ ደሃይ ዘርጊሓዮ ኣንተና፡ […]
ብገዛኢ ኪዳነ ሓንቲ’ያ እታ ሕቶ 2ይቲ ዘይብላ ውረድ በሎ ካሊእ ኣይትወስኸላ፡ ካብ ህግደፍ ፍትሒ ኣይትጸበ ከይሞልቕ ጥራሕ ሸጉሮ’ቲ ደንበ። ውረድ በሎ ካብቲ እንግድዓ ሰላም ክነንግስ ኣሎና መብጽዓ፡ እምቢ’ንተበለ ከምታ ናይ ቀዛፊ እናረኣየ ሰንድዎ ናብ ጸድፊ፡ ድገሞ ታሪኽ ናይ ሰሜን ኣፍሪቃ ተስእ’ታ ህዝቢ ይኣክል ደጊም […]
By Fesseha Nair Over the past 13 years of uniting the opposition political and civic society under a common framework has not shown the crucial advance throughout the Eritrean diaspora and inside Eritrea. There are many reasons for this. Most important has been the lack of mutual respect and being incapable to get popular […]
ዘተ/ Dialogue ዝብል ቃል ካብ ቋንቋ ላቲን ዝመጽኤ ማለት ሓስባትካ ብነጻ ምፍሳስን ናይ ካልኦት ምስማዕን ኮይኑ ኣብ ኩሉ ደሞክራስያዊ ሃገራት ክጥቀሙሉ ዝጸንሑ ኣገባብ ኣፈታትሓ ግርጭታት ኢዩ፣ ኣብ ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሒይውት ግን እዚ ባህሊዚ ከነተኣታቱ ኣይከኣልናን። ካብ ኤርትራዊ ሃገራውነት ጀሚርካ ክሳብ ሎሚ ኣፈታትሓ ፍልልያትና ብጐነጽ ኮይኑ እቲ ሓደ ዝወረስናዮ እዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ባህሊ ናይ […]
ጋዜጣዊ መግለጺ ብኣካዲት ኣኼባ ከተማ ስቶክሆልም ትማሊ ቀዳም ዕለት 9 ለካቲት 2013 ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀሰባትን ኣብ ትሕቲ ተማ ኩልና ፎርቶ 2013 ኢና! ህዝቢ ይወደብ ይንቃሕ ይቃለስ! ብዝብል ጭርሖ ዕዉት ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ስዊደን ተኻዪዱ። እቲ ኣኼባ ኣብ መኽፈቲኡ ብዛዕባ ፎርቶ ወተሃደራዊ ስርሒት ምስቲ ዝሓለፈ ናይ 1980 ክሳብ 1990 ኣብ ሃገራት […]
‹‹ ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ፡ ንዳግማይ ትንሳኤ!›› ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭሮሖ ዝተኻየደ ታሪኻዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብ ዕለት 03-05 ለካቲት 2013 ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣብ ድሮ ጉባኤና ብዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልንት ፈረቓን ውድባዊ ሰሚናር ዝተሰነየ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤና፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርና ዓሚቕ ገምጋም ብምግባር፡ ንጹር ዝኾነ ህዝባዊ […]
1 ለካቲት ጀሚሩ ንክልተ መዓልትን ፍረቓን ዝወሰደ ሰፍሕን መሃርን ውድባዊ ስሚናር፡ ኣቢሉ ካብ ሰሜን ኣመሪካን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ኣባላትን ተጋደልትን ኣመራርሓን ምደፍኤ፡ ተጋደልትን ኣመራርሓን ብደግሓኤ/ኤግደለን ዑዱማት ኣጋይሽን አብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ “ዳግማይ ትንሳኤ ምደፍኤ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብኽብ ዝበለ ስነ ሰርዓት ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምደፍኤ ብ 3 ለካቲት 2013 ድሕሪ ቀትሪ ብወግዒ […]
እቲ 2ይ ህጹጽ ዉድባዊ ጉባኤ ም.ደ.ፍ.ኤ ንዳግማይ ትንሳኤ፤ ኩሉ ዓቕምታትና ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ይቕናዕ!፤ ምስጢር ህላወና ቅኑዕ ዕላማናን ዘይሕለል ቃልስናን’ዩ!›› ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖታት ዝተሳላሰለ 2ይ ጉባኤ ዳግማይ ትንሳኤ ምደፍኤ፡ ካብ ዕለት 03 – 05 ለካቲት 2013 ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ካልኣይ ዉድባዊ ጉባኤ ምደፍኤ፡ ናብዚ ታሪኻዊ ጉባኤ ቅድሚ ምእታዉ፡ ክልተ መዓልትን ፈረቓን ዝወደአ ፡ መስመራዊ […]
ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንዓርቢ 22.02.2013 ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ ) ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ ስርዓት ንምእላይ እዩ! ንዝያዳ ሓበሬታ ፡ 0782 87 46 825/ 0753 35 53 332 ወይ […]
ክልተ መዓልትን ፍረቓን ዝወሰደ ዕዉት ውድባዊ ስሚናር ብ 3 ለካቲት 2013 ቅድሚ ቀትሪ ብዓወት ድሕሪ ምዚዛሙ፡ ልክዕ ኣብዚ ዕለትዚ ድሕሪ ቀትሪ፡ ካልኣይ ህጹጽ ውድባዊ ጉባኤ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ምደፍኤ “ዳግማይ ትንሳኤ ምደፍኤ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ብወግዒ ተኸፊቱ፡፡ ኣብቲ ናይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓ፡ ቃል ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካልኣይ ህጹጽ ምደፍኤን ቃል ኣቦ ወንበር ውድብ […]