Author Archive
Stories written by admin

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃዲሓኤ ንግረ-ሽበራ ህግደፍ ይዂንን፣ መራሕቲ ህግደፍ ቪዛ ከይወሃቡ ንዓዲ እንግሊዝ ይሓትት

2ይ ዜናዊ ጸብጻብ 2013 01.03.2013 ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራ (CC/ENDF): ብዕለት 24 የካቲት 2013 ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ: ነቲ ብዕለት 22 የካቲት ኣብ ልዕሊ ኣባል መሪሕነቱ ዝኾነ ኣቶ ኣሰፋው በርሀ እተገብረ ናይ መጭወይቲ ፈተነ ኰኒኑ። ኣቶ ኣሰፋው ናብ ሓደ ብደገፍቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ እተወደበ ሰላማዊ ሰልፊ እናኸደ እንከሎ ኢዩ እቲ […]

ሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ዮተቦሪ

ንዕለት 16/03/2013 ዓ.ም ካብ ሰዓት ክልተ/ 14.00/ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት ሓሙሽተ/17.00/ ብኣባላት መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝምራሕ ሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ ዮተበርን ከባቢኣን ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ዝካየድ ኣኼባ ንክሳተፍ ብኣኽብሮት ንዕድም። ናይ’ቲ ዕለት መዛረቢ ዛዕባታት፡- 1. ሓፈሻዊ ህልው ኩነታት ሃገርና 2. 2ይን […]

ERITREAN WOMEN: SALT AND LIGHT

  The  Leadership of the Eritrean National Council for Democratic Change is taking the opportunity of International Woman’s Day, 8th March 2013,  to  salute  the resilience, determination  and  courage  of  the Eritrean women  in the  opposition, who have been  described as Salt and Light.  This is a metaphor  for  their distinguished role in creating a […]

ENDF Condemns Repeated PFDJ Terrorist Acts, Urges UK to Refuse Visa to Eritrean Official

CCENDF@gmail.com News Report II 1st March 2013   ENDF Condemns Repeated PFDJ Terrorist Acts, Urges UK to Refuse Visa to Eritrean Official   At its regular meeting held on Sunday 24th February 2013 The Coordinating Committee of the Eritrean National Democratic Forces (CC/ENDF) condemned the kidnapping attempt against its  member, Mr. Assefaw Berhe, on Friday […]

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ሃገረ ጂቡቲ ጨንፈር መስሪቱ

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣብ ሃገረ ጂቡቲ ጨንፈር መስሪቱ ኣብ ሃገረ ጂቡቲ እንርከብ መንእሰያት ኤርትራ ካብ ቅድም ኣትሒዝና ኣብ ጉዳይ ሀገርና ኣተኲና ርክባት ከነካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ዕለት 24/2/2013 ኣብ ዝገብርናዮ ኣኼባ ፡ ንኣብ ሃገረ ጂቡቲ ዝርከቡ መንእሰያት ኤርትራ ዝውክል ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ኣቚምና ንርከብ። ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን በጺሕዎ ዘሎ ወሳኒ መድረኽ […]

March 8th Celebration

ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን- 7 መጋቢት 2013

  ብኣካያዲት ሕዝባዊ ኮሚተ ስርሒት ፎርቶ ኣካያዲት ሕዝባዊ ሽማግለ ፎርቶ ኣስመራ ንስርሒት ፎርቶ ንምድጋፍን ነቶም ኣብ ሲናይ ዝሳቀዩ ዘለዉ ስደተኛታት ነጻ ንምውጻእ ናብ መንግስትን ፓርለማን ስዊደን ኣውያት ሕዝብና ንምስማዕ ምሕጽንታናን ጠለባትናን ንምቅራብ፣ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም መዲቡ ስለዘሎ ንኩላቶም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ መላእ ሃገረ ስዊደን ዝቅመጡ ኤርትራውያንን ካልኦት መሓዙት ሕዝቢ ኤርትራን ኣብዚ ኣገዳሲ […]

ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ተኻይዱ፡፡

ብኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ  ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ፣ ኣብ ትሕቲ “ብሓባር  ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ንቃለስ” ዝብል ጭርሖ  ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓብይ ዓወት ተዛዚሙ። እዚ ቀዳም  ዕለት 23 ለካቲት 2013  ዝተኻየደ  ኣኼባ ብኣባላት  መሪሕነት   ኤ. ሃ. ባ. ዲ. ለ ዞባ ኤውሮጳ፣ 1. ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ […]

8 መጋቢት !!

ውጽዕቲ ኣደ ንዓይ ዝፈጥረት እታ ብጸይተይ ምሳይ ዝነብረት ምእንቲ ህዝባ በረኻ ዝወፈረት ዝናራ ዓጢቓ ሰውራ ዘዐመረት ምእንቲ ነጻነት ተሓንጊጣ ብረት ምልኪ ነጊሱ ተሓሪማ ክብረት።   ሜዳ ወፊራ ኣብቲ ህዝባዊ ቃልሲ ዝናራ ዓጢቓ ኣብቲ ጽዕጹዕ ቶኹሲ ምእንቲ ፍትሒ ምእንቲ ዲሞክራሲ ኣብ ሜዳ ዘሪኣ ማዕርነታዊ ፈልሲ።                        ኤርትራዊት ዋዕሮ ኣንቲ ሓራስ ነብሪ                      ሎሚ’ውን ተላዒላ ስለ […]

ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ተኻይዱ፡፡

ብኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ፣ ኣብ ትሕቲ “ብሓባር ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ንቃለስ” ዝብል ጭርሖ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓብይ ዓወት ተዛዚሙ። እዚ ቀዳም ዕለት 23 ለካቲት 2013 ዝተኻየደ ኣኼባ ብኣባላት መሪሕነት ኤ. ሃ. ባ. ዲ. ለ ዞባ ኤውሮጳ፣ 1. ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net