ዕድመ ንመዓልቲ ስዉኣት
ክቡራት ተቐማጦ ከተማ ኰለን‘ን ከባቢኣን! ክቡራት ኣባላት ማሕበር! ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢኣን፤ ንቀዳም፣ ዕለት 21 ሰነ 2014 ብከምዚ አብ ታሕቲ ተሰሪዑልኩም ዘሎ ሓበሬታ፣ ንመዓልቲ ስዉኣት ብዝመስልን ዝበቅዕን ሓቢርና ብሓደ ክነብዕሎ ንኵልኻትኩም/ንኵልኻትክን ብኽብሪ ትዕድም። ቦት ርክብና፡-
ክቡራት ተቐማጦ ከተማ ኰለን‘ን ከባቢኣን! ክቡራት ኣባላት ማሕበር! ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢኣን፤ ንቀዳም፣ ዕለት 21 ሰነ 2014 ብከምዚ አብ ታሕቲ ተሰሪዑልኩም ዘሎ ሓበሬታ፣ ንመዓልቲ ስዉኣት ብዝመስልን ዝበቅዕን ሓቢርና ብሓደ ክነብዕሎ ንኵልኻትኩም/ንኵልኻትክን ብኽብሪ ትዕድም። ቦት ርክብና፡-
ኩቡር ኣንባባይ፡ ኣብ ትሕቲ “ንሕና’ውን እንብሎ ኣሎና” ዝብል ኣርእስቲ ነቲ ንግ.ሃ.ድ.ኤ. ናብ ቅልውላው ዘእተወ ኩነታት ብወድዓዊ ትንተና ከነቕርብ ክንፍትን ኢና። ከም’ቲ ብዙሓት ሃገራውያን፡ ብፍላይ ድማ ክቡር ሓውና ኢሳያስ ኣስፋሃ ዝተላበወ ኣብ ግምት ብምውሳድን፡ መትከላት ውድብና ድማ ብዓቢዩ ስለ ዘየፍቅዶን፡ ኣብ ውልቃዊ ምዝንጣልን ጸለመን ኣይክንኣቱን ኢና። ነቲ ኣብ ልዕሊ ውድብና ዝኸይድ ዘሎ ወፍሪ ጸለመ ግን ሓቅታትን […]
Two major events related closely to the 23rd.anniversary of the Independence of Eritrea, this year: one external and the other bound by domestic factors. With regard to the first event: we refer to the explicit statement in which the USA State Department declared the support of the people and the American government in favor of […]
9 June, 2014 (BBC) Four Eritrean Catholic bishops have published a letter criticising life in the country – a rare move in one of the world’s most tightly controlled states. Although they were careful not to condemn the government directly, correspondents say the letter-writers are taking a huge risk. Many of the migrants who drowned […]
The state formation and government organization after the independence in Eritrea do not fulfil these criteria. It was not accommodating the Eritrean diversity. The post-dictatorship Eritrea state building role is to fulfil the two crtiteria –external and internal sovereignties. The Eritrean opposition must have a common vision in removing the dictatorship and laying foundations for future state building. This in mind how can we move forward and what are the issues to be prioritized.
ከመይ ትቕንዩ ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ኣብ ዝሓለፈ 2ይ ክፋል ጽሑፈይ ብዛዕባ ባህልናን ሃይማኖትናን ተደፊሩ ዝብል ተዛሪበ ኔረ። ሕጂ’ውን ቃልስና ህዝባዊ ዝበሃል እኮ ናብ ጥንታዊ ባህልና ንመለስ ናብቲ ዝበዝሕ ህዝቢ ኤሪትራ ዝኣምነሉ ናይ ኣቦታትና ዝሓደጉልና ካብ ምህራም ከበሮን ሳዕሲዒትን ከም ዓጽሚ ዝሰረቐ ከልቢ ተሓጉብካ ምስዕሳዕ ጀሚርና ባህልና ኣይኮነን። ጥንታዊ ባህልና ቀጥ ኢልካ ሰቲ ክትመስል ፍትል […]
By Fesseha Nair The Eritrean self- appointed president of the PFDJ but not the Eritrean people, in his speech on the occasion of the 23rd anniversary of the Eritrean Independence day came out with a ridiculous and contemptuous speech as noted below. ”Within the framework of our tasks of nation building, the political infrastructure […]
ተጋደላይ ብዮ ዓብደላ እስማዒል ብዝሓዳሮ ንነዊሕ ግዜ ዘሳቐዮ ሕማም ብዕለት 25/5/2014 ኣብ ከተማ ከሰላ ብመስዋእቲ ከም ዝተፈለየና፡ መሪር ሓዘን እና ተሰማዓና ንኩሎም ኣባላት ውድብናን ተቐለስቲ ኤርትራውያንን ንገልጽ። ተጋዳላይ ብዮ ኣብ መወዲእታ ኣርባዓታት ኣብ ብንቢና-ጋሽ ተወሊዱ ምስ ስድራኡ ኣብቲ ከባቢ ይነብር ነይሩ ። ብጻይ ብዮ ካብ’ቶም ኣብ ውሽጣዊ ስርርዕ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኰይኖም ሃገራዊ ጉቡኦም […]
2ይ ዜናዊ ጸብጻብ 2013 01.03.2013 ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራ (CC/ENDF): ብዕለት 24 የካቲት 2013 ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ: ነቲ ብዕለት 22 የካቲት ኣብ ልዕሊ ኣባል መሪሕነቱ ዝኾነ ኣቶ ኣሰፋው በርሀ እተገብረ ናይ መጭወይቲ ፈተነ ኰኒኑ። ኣቶ ኣሰፋው ናብ ሓደ ብደገፍቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ እተወደበ ሰላማዊ ሰልፊ እናኸደ እንከሎ ኢዩ እቲ […]
ንዕለት 16/03/2013 ዓ.ም ካብ ሰዓት ክልተ/ 14.00/ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት ሓሙሽተ/17.00/ ብኣባላት መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝምራሕ ሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ ዮተበርን ከባቢኣን ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ዝካየድ ኣኼባ ንክሳተፍ ብኣኽብሮት ንዕድም። ናይ’ቲ ዕለት መዛረቢ ዛዕባታት፡- 1. ሓፈሻዊ ህልው ኩነታት ሃገርና 2. 2ይን […]