” Moving forward by honouring the past“ By Fesseha Nair Managing conflicts requires far-sigheted leadership. Are the leaders of the Erimedrek and the UEDF well prepared to do this job? How much are they free partisan politics? The role of facilitator must be clarified based on the concepts of neutrality and impartiality. The demand […]
Aug 10 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ራብዓይቲ ክፍሊ ጉዕዞኣ ብወገናት ከረን ብመሬት መንሳዕ ክኾውን ስሌ ዝወሰነት ኣብ ከባቢ ምሕላብ ፣ቁሩሕ ዝተባህለ ቦታ ብዕለት 15/9/1965 ጹዕጹዕ ውግእ ኣካይዳ ። ንጸላኢ ዘርዓዱ ጥይት ምስ ተወደኦም ብሶንኪ ንጸላኢ ዝገጠሙ ንዘለዓለም ዘይርሳዕ ትምህርቲ ዝሃቡዎ 21 ስዉኣት ከም ምኽትል መራሕ ራብዓይቲ ክፍሊ ዓብደላ ባረን ተጋዳላይ ጃብር ዖካን ተሰዊኦም ። ካብ ጸላኢ ካብ 80 ዘይውሕዱ ተቀቲሎም ። […]
Aug 8 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ሓምድ ቀጽሉ ፣ ካብ ወገናት ባጽዕ ንባርካ ተመሊሰ ካብኡ ከሰላ ኣቲየ ምስ ስዉእ ሳቤ ተራኽቤ ዳግም ንሜዳ ተመሊሰ ኣብተን ኣሃዱታት ተጸምበርኩ ። እዚ ድማ ብ1964 እዩ ነሩ ይብል ። መን እዩ እቲ ምስ ስዉእ ጣህር ሳልም ኮይኑ ዝላኣኸካ ዑስማን ኣደም ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ከሎ ፡ ዑስማን ኣደም ኣባል ፖሊስ ኤርትራ ዝነበረ ኮይኑ ምስ ብጻዩ ስዉእ […]
The tyrant as the son of the Eritrean revolution was given all support and good advices on how to improve his transitional governance of the country. But the day he decided to crack down on all innocents including the elderly, the G-15, the journalists and all pro-democracy elements, the tyrant revealed his true inner wicked […]
Jul 19 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሓ ናይር ” We are keen to keep religion separate from politics and we call for complete neutrality. We want a party that talks about everyday problems and not one that talks about the Last Judgment and Paradise. We want religious activity to be completely independent of political activity” Rached Ghannouchi/ Ennahda Party/ Tunisia ኢስላማዊ […]
Jun 13 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Coordinamento Eritrea Democratica ዕለት 08/06/16 ኣገዳሲ መግለጺ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ካብ ዕለት ናብ ዕለት ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። ናይዚ ኩሉ ጠንቂ ከኣ ብሓደ ሰብ ዝቖመ ስርዓት ዝወለዶ ኢዩ። እዚ ስርዓት’ዚ ዘገድሶ ነታ ሒዝዋ ዘሎ ስልጣን ካብ ኢዱ ከይትሞሉቕ እንተዘይኮይኑ ቅንጣብ ሓልዮት ህዝቢ የብሉን። ህዝቢ ኣብ ማሕበራዊ ሂወቱ ዓቢ ሽግር ካብ ዝረክብ መዋእል ኮይኑዎ ኣሎ። ደቁ […]
Jun 13 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The Eritrean political landscape has been experiencing splitting, conflicting at all times in its political history. This is the experience of crisis inherited from our past history. What we need today is to change this attitude of negation and conflict ridden culture and build attitude of conflict resolving and management skills and […]
May 31 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! ——————————————————————– በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት 28 ግንቦት – ኣብ ስቶክሆልም ኤግቢ ፎልከትስ ፓርክ – ቴንስታ 28 May […]
May 22 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
Den 24 maj 1991 är mycket speciell dag för Eritreaner. När vi firar/minns denna dag, så tänker vi på många saker. En del av tankarna och verkligheten som vi kommer att tänka är följande: 24:e maj förverkligade drömmen om fritt Eritrea, och slutade den långa lidande av beväpnadekampen för friheten. 24 maj var starten för […]
May 22 2016 | Posted in
Articles |
Read More »
ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ክቡራት ኣንበብቲ ብመሰረት’ቲ ዝኣተክዎ ቃል እንሆ ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል ጽሑፈይ ሒዘልኩም ይቐርብ። ከምቲ በዓል ኣመል ኣመሉ ነይገድፍ ዝበሃል ምስላ ኣቶ በሺር እስሓቕ ብቀጥታ ድሕሪ ምዝዛም ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንኩሉ’ቲ ዝተበጽሐ ንጹር ዝኾነ ፖሎቲካዊ ስምምዓትን ውሳኔታትን ብምጥሓስ፡ ኣብ ተመክሮ ቃልሲ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ሓድሽ ፍልስፍናን መጎትን ሒዙ ጽዑቕ ወፍርታትን […]
May 21 2016 | Posted in
Articles |
Read More »