Category archives for: Articles

ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ ኣብ ሃገረ- ሽወደን ኣረጋጊጸዮ

ግርማይ ተስፋምርያም (ጥዩስ) ይበሃል። ኣብ ኣስመራ ተወሊደ፡ ኣስመራ ዝዓበኹ ኤርትራዊ ዜጋ ኢየ። ወዲ 14 ኮለኹ ብሃገራዊ ስምዒት ተደሪኸ፡ ከም ኩሉ ተጋዳላይ ናብ ህ.ግንባር ብ 1975 ተሰሊፈ። ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ 1994 ብዘይ ዝኾነ ጻማ ካብ ሰራዊት ተፋንየ፡ ከም ስነጥበባዊ ኮይነ ናብራይ ክመርሕ ጀሚረ። ምኽንያቱ ኩሉ ሰብ መዓርግ ምስ ወሰደ፡ ኣነ ድማ ማዕርገይ ጥዩስ ኢዩ ኢለ ይዛረብ ስለዝነበርኩ <ጥዩስ> ከም ሳጓ ለጊባትኒ መጽውዒተይ ኮይና ኣላ።

ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ’ዶ ወይስ ብዝኾነ ሓይሊ ካብ ስልጣን ምእላይ? (ክልቲኡ ኣይምረጽን ግን ክኣ ሃስያኡ ይፈላለ።)

ብጸጋይ ገብረሂወት ሎንደን። <ኣብ መንጎ ደገፍቲ ዋዕላን ጸረ ዋዕላን ሰለስተ ፈላለይቲ ስግኣታት ኣለዋ። ጸረ ዋዕላ ከም ቀንዲ ንዋዕላ ዘይ መደገፊ ምኽንያት ዘቕርብወን ክኣ እዚአን ኢየን። ሕቶ ቢሄር፣ ሕቶ ሃይማኖት፣ ምትእትታው ኢትዮጵያ፣-” ኣብ ዝብል 1ይ ክፋል ጽሑፈይ ኣመንጕየ ነይረ፣ እንሆ ሕጂ ድማ 2ይን ናይ መወዳእታን ክፋል፣ ሰናይ ንባብ፣-

Refugee hopes to raise awareness of Eritrean plight

His sister, Esther Yohannes, her husband, Petros Soloman, and their three children are among Eritrea’s many missing and unaccounted for citizens.
“It was just after the terrorist attacks in the United States and the president took the opportunity, while the world’s attention was focused elsewhere, to get rid of his enemies.”

“My brother-in-law was arrested on Sept. 18, 2001,” Yohannes said, visibly nervous just talking about the subject.

ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ’ዶ ወይስ ብዝኾነ ሓይሊ ካብ ስልጣን ምእላይ? (ክልቲኡ ኣይምረጽን ግን ክኣ ሃስያኡ ይፈላለ።)

ብጸጋይ ገብረሂወት ሎንደን። እዚ ሕቶ’ዚ ኣብ ብዙሓት ኣሻማዊ ኮይኑ ዘሎ ሕቶ ኢዩ። ብፍላይ ድሕሪ ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ ክኣ ረስኒ ወሲኹ ኣብ ኩሉ ናይ ክትዕ መአንገዲ ቦታታት፣ ፓልቶክ፣ ሰሚናራት፣ ወብሳይታት እንተላይ ፈይስቡክን ትዊተርን ከይተረፈ ከካትዕ ጸኒሑ ኣሎ። እዚ ዋዕላ ንኹሉ ኣንጻርን ደጋፍን ህግደፍ፣ ዋላ ነቶም ኣብ ቲቪ ኤረ ከም ኮላ ተላጊቦም ዝውዕሉን ዝውዕላን ከይተረፈ ካብ ድቃስ […]

ውሳኔታት ዋዕላ ኣብ ትሕቲ ከመይ ኩነታት ጸዲቝ ፡

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 15 መከረም 2010 ብዕለት 11 መስከረም 2010 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ንጉዳይ ዋዕላ መብርሂ ክህብን ዝተኻየደ ኣኼባ ካብ’ቲ ብዙሕ ኣብ ሓደ ወሳንን ኣገዳስን ጠማርን ጉዳይ ምስክርነት ቀሪብሉ ኣሎ። ቀዳማይ ምስክር ቀጺሉ ኣብ’ቲ ብኤርትራ ዲሞክራሲ ፎር ኣል ዲስካሽን ግሩፕ 2010( Eritrean Democracy for all discusion group)  ዝተኻየደ መደብ መገለጺ ሓው ከራር ሂያቡ ነቲ ጉዳይ ካብ’ቲ […]

Self – determination in Law and Practice

During the liberation period many songs were sung about the rights of the Eritrean nationalities or ethnicities but when Eritrea was liberated the right of these people were only confined to cultural songs decided by the ruling power. Speaking on state and constitution building and the devolution( Decision making) of power by the people in Eritrea is completely forbidden either in the opposition camp by the so called national poltical organizations or some religious organizations or by the one man rule in Eritrea.

ሓበሬታ

ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ ተባሂሉ ብስም ኣርእስቲ ”ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሰያስ ኣስፍሃ (መሰጋገሪ ፈጻሚ ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ.)” ብኽፍሊ ኦዲት ምቁጽጻርን ጥርዓንን ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝወጸ ጽሑፍ ፡ ኣነ ኣልኣዛር ሓጎስ ኣቦ መንበር’ዚ ክፍሊ ዘሎኹ ቅድሚ’ዚ ሓበሬታ’ዚ ምዝርግሑ ዝተሓበረኒ ነገር ከምዘየሎ ፡ ኣቶ ኢሰያስ ኣስፍሃ ኣባል መሰጋገሪ ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ […]

ኣቦ-መምበር ኣቶ ወልደኢየሱስ ዓማር ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ።

  ኢሳያስ ኣስፍሃ 05-09-2010   ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’  ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ። ኣብ ኣቀራርብኡ ትሕትና ዘለዎ ዝመስል እኳ እንተኾነ፣ ኪኖ ‘ወኻርያስ ጻድቕ ክትመስል […]

ሕቶ መትከል ርእሰ ውሳኔን ኣተረጓጉማኡን ኣብ ኤርትራ

                    ብፍስሓ ናይር መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣ ነቲ ብገለ ውድባት ተሳተፍቲ ናይ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ውሳነታት ዝወጽኤ፣ ተገራጫዊ መግለጽታት ከምኡ ድማ ገለ ዘረግቲ መርበባት ከም መስከረም ነት ከምኡ ድማ ኣዱሊስ ክወጽእ ዝጸንሔ ድሕሪ ምኽትታል ኣብ ሳይንሳዊ ስነ -ጽሕፋት ብዓለም- […]

• Petition to Implement the Universal Declaration of Human Rights in Eritrean Communities‏

Yonas Mehari Hello Compatriots, I wanted to draw your attention to this important petition that I recently signed: “Petition to Implement the Universal Declaration of Human Rights in Eritrean Communities” http://www.ipetitions.com/petition/udhr/ I really think this is an important cause, and I’d like to encourage you to add your signature, too. It’s free and takes just […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net