ብፍስሓ ናይር መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣ ነቲ ብገለ ውድባት ተሳተፍቲ ናይ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ውሳነታት ዝወጽኤ፣ ተገራጫዊ መግለጽታት ከምኡ ድማ ገለ ዘረግቲ መርበባት ከም መስከረም ነት ከምኡ ድማ ኣዱሊስ ክወጽእ ዝጸንሔ ድሕሪ ምኽትታል ኣብ ሳይንሳዊ ስነ -ጽሕፋት ብዓለም- […]
Sep 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
Yonas Mehari Hello Compatriots, I wanted to draw your attention to this important petition that I recently signed: “Petition to Implement the Universal Declaration of Human Rights in Eritrean Communities” http://www.ipetitions.com/petition/udhr/ I really think this is an important cause, and I’d like to encourage you to add your signature, too. It’s free and takes just […]
Sep 2 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ 31 ነሓሰ 2010 ኣብ’ዚ ርእይቶ ዋዕላ ብዛዕባ 330 ዘይኮነ፡ ብዓይኒ ነቐፈታ ዝርእዮ ዘሎኒ’ውን፡ ኣብ’ቲ መደምደምታ ክጥቀጥሶ’የ። ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ብዕለት 9 ነሓሰ 2010 ካብ ዝድምደም እንሆ ሳልሳይ ቕነኡ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ሓደ ርትዓዊ ዝዀነ ዋዕላ ንክያድ ብብዙሓት ግዱሳት ደቂ ሃገር፡ ሰልፍታትን ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራት፡ ኣብ መራኺቢ ብዙሓት ፈነወ ሬድዮ፡ ኣብ […]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ ዕለት 29 ነሓሰ 2010 ዓ.ም፣ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ተሓቢሩ ዝጸንሐ መደብ፣ ኣኼባ መሰረታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ- ብርጣንያ፣ ብውዕዉዕ መንፈስ ኣብ ግዚኡ ከም ዝተሳላሰለ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ፣፣ ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ተሓቢሩ ከም ዘሎ ኣኼባ ብኣቦ-መምበር እቲ ጨንፈር ኣቶ መንሱር ዑመር እካ እንተተኸፍተ፣ ንዝቐጸለ ኣጀንዳታት እቲ ኣኼባ ዘርዚሩ ክመርሖ ዝጀመረን ግን፣ […]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ ነሓሰ 31/ 2010 ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ኣካላቱ ሰሪዑ ፡ ንኹሉ ማእዝናት ተቓዉሞ ገምጊሙ ምድንፋዕ ዲሞክራስያዊ ሓይልታትን ምልዕዓላት ህዝብን በቲ ሓደ ፡ ምልሕላሕ ስርዓት ኣስመራን ምንጻሉ ካብ ሕብረተ ሰብ ዓለምን በቲ ኻልእ፡ ኣድቒቑ ድሕሪ ምጽናዕ፡ ገለ ኣባላት ካብቲ ኣብ ዉሽጢ ሃገራዊ ኤርትራዊ ግንባር ሓድነት ንሓደ ዓመት (2008–ክሳብ […]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
Former rebel leader, now president, Isaias Afwerki has created one of the world’s nastiest dictatorships By Jonathan Manthorpe, Vancouver Sun August 25, 2010 Lying flat in Mogadishu while bullets thudded into the wall behind which we were cowering, an American buddy and I were discussing what to do about the chaos that is Somalia. “If […]
Aug 31 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል ብኣንቶንዮ ተስፋይ 25 ነሓሰ 2010 ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል ዋዕላ፡ ኣብ ትሕቲ እዚ ኣርእስቲ ከኣ ተሓታትነት ወይ ከኣ ሓላፍነት ኮሚሽን ዋዕላ ዝምልከት’ዩ። እዚ ተሓታትነት ኮሚሽን ዋዕላ፡ እንታይ ዓይነት ቅርጽን ኣካይዳን’ዩ ክሕዝ ምዃኑ እዩ ዘይተፈልጠ’ምበር ትሕዝትኡ እንታይ ምዃኑ ይውሓድ ይብዛሕ ፍሉጥ ‘ዩ ዝነበረ። ጉዳይ ሓላፍነት ዋዕላ ልክዕ ከም’ቲ ካልእ ኣብ ቅድሚ ዋዕላ ዝተላዕሉ ኣገደስቲ […]
Aug 26 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ካልኣይ ክፋል ብኣንቶንዮ ተስፋይ 22 ነሓሰ 2010 ቅድሚ ናብ ካልኣይ ክፋል ምሕላፈይ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝተላዕለ ኣርእስቲ ጉዳይ ሃይማኖትን ብሄራትን ኣብ ዋዕላ፡ ኣብ ምትካልን ምፍራስን ውሳኔታት ንጹር ስለ ዝዀነ ክህሉ ዝኽእል ምድንጋራት ብዙሕ ዘዛርብ ኣሎ ኣይብልን። ዋዕላ ኣብ ውሳኔ ክበጽሕ እንተደኣ ኮይኑ፡ ብዝወሓደ ነቶም ኣብ ቅድሚ ዕለት 31 ሓምለ 2010 ተተኺሎም ዝጸንሑ ዓብይቲ ውድባዊ ውሳኔታትን […]
Aug 23 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ቀዳማይ ክፋል ብኣንቶንዮ ተስፋይ 21 ነሓሰ 2010 ዛዕባታት ሀ ጉዳይ ሃማኖታውን ብሄራውን ጉዳያት ለ ሲቪካዊ ማሕበራት እንታ ይገብር ኣሎ ? ሐ ተሓታትነት ኮሚሽን ዋዕላ ከምይ ክኸውን’ዩ ? ብመጀመርያ ነዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዎ ሕቶታት ከቕርብ እነከለኹ፡ ከም ምእተዊ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላን፡ ኣብ ዋዕላ ዘሎኒ ተርድኦን ከስፍር እደሊ። ኣብ’ዚ ኣርእስቲ ጉዳይ ዋዕላ ኣልዒለ ክጽሕፍ […]
Aug 22 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
A Paradigmatic Shift By Fesseha Nair The Eritrean national Conference for democratic change which has taken place in Addis from 31st july to 9th August 2010 has realised the need for a new paradigm shift or new model of working after assessing that our old methods have no longer solved our problems adequately. In case […]
Aug 21 2010 | Posted in
Articles |
Read More »