ምስሊ ደቂ ሰባት ዝለበስካ ወዲ ሰብ ምዃንካ ክትፈልጥ ይግባእ፡ ካብ ዝኾነ ይኹን ፍጡር ዝፈልየካ ካኣ ናይ ምስተውዓል ክእለትካ እዩ፡፡ ምስትውዓል መገዲ ቅንዕናን ተንኮልን ተባሂሉ ኣብ ክልተ ይኽፈል፡፡ ርእሱ ኣትሒቱ ዘይርኢ ሰብ ብትዕቢትን ልዕልናን ንዕቀትን ኮታ ኩሉ ሰይጣናዊ ስራሓት ይውንን፡፡ ነቲ ኩሉ ጉዕዝይን ኩፉእን ሰይጣናዊን ኣተሓሳስብኡ ሽፋን እናገበረ ንህዝቢ እንዳታለለ ብትእዛዙ እተፈጸሙ ግብረ እከያት ብቕጽበት […]
Nov 21 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
መጀመርያ ለበዋ ናይ ብጻይ ገብሪህውት ኣቡ ዓሸራ ብዕለት 7.11.06 ካብ ሰምየን ኣመሪካ ንውድባት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ን ተ.ሓ.ኤ. ሰ.ባ. ን ዝጸሓፋ ስለ ዘንበብኩ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን፡፡ ኣነ`ውን ካብዚ ተበጊሰ እዚ ዝስዕብ ለበዋይ ንኹለን ዉድባትን በርገሳውያን ማሕበራትን እዚ ዝስዕብ ለበዋይ አቕርብ፡ ወዲ ሰብ ኣብ`ዛ ዓለም`ዚኣ ዘልኣለም ነባሪ ከምዘይኮነ (በጀካ ዲክታቶራት ውልቀመለኽቲ) ዘይፈልጥ ሰብ […]
Nov 19 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
“A House divided against itself cannot stand,” Abraham Lincoln “You can fool some of the people all of the time, and all of the people some of the time, but you can not fool all of the people all of the time.” Abraham Lincoln In the late 1980’s, TPLF cadres were interviewed on BBC advocating […]
Nov 18 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ንድሕሪት ዝጎትት ኣጋባብ ኣቃላልሳ Eምበር ንህዝቢ ዘይቃለሳ Eንተሎ ሃየ ይዋሓስ ክብለኩም Iልካ ምEዛብ ንቅድሚት ነይ ሰደኩም E ብነፋሪት ነዊሕ ተጓ ኣብ ኣኼባ ካብ ህዝቢ ዘይ ሕወሶ ይባሃል ተዓዊትና ኳድ’ኣ ብዝያዳ Eድልዩ ነቲ ጨኳኒ ጸላIኹም Iዝካ ኣኼባ ነቶም ዝኣመና Eን’ተርነጥ Eንዳ በልካ Eውት ኣኼባና E ሕመቕ መርሕነታት ድዩ ቲ ጠንቂ ክፍለጥ ምEንቲ ክንሪO ኩላትና ’ስ […]
Nov 16 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
Remembrance Day November 11 For all those who laid down their lives so that we can enjoy our freedom. A friend of mine likes to give a spin to that ageless ‘guayla’ song, Sirihit Fenkil Tedegeme Kabey Nekele, Warsai Yekealo Adi Rosso Atewo Tehaso Ab Kunat Egre Mekel Ziwuale Yinger B’Embatkala Mis’tewerwere Nahri […]
Nov 11 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ብገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ) ዝኽበርኩም ኩቡራት ኣቦወንበራት ናይ ክልቲኡ ውድባት ኩቡር ተጋ/ዶክ/ በየነ ኪዳነን ኩቡር ተጋ/ ወልደስዩስ ዓማር ብቐዳምነት ዝላዓለ ክብሪ ዝሓዘለ ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ንውልቀ መላኺ ዲክታይተራዊ ስርዓት ኤርትራ ንምውዳቕ ኣብ ማዓልታዊ ጥምጥምኩም ዓወት እና ተመነኹ ኣብ ጥዕናኹም ሙሉእ ዘይ ግጉዱል ሕሉው ኮይኑ ኣብ ናይ ሩኡይ መገዲ ተስፋ ፕላናት ንኽትህሉዉ ተስፋ ኣይ ሓክክኽን። […]
Nov 7 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
(ካልኣይ ክፋል) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ’ዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ንኽልተ ካብ ዝናውያን ገጣሞ ናይ ጀብሃን ሻዕብያን ብምውድዳር ወይ ብምንጽጻር፡ ናይ’ዘን ክልተ ውድባት ሰናይ መዳያት ክድህስስ ክፍትን ኢየ ብዝብል ኣወዳዳሪ ቴማ ጀሚረ፤ ንገለ ካብ ናይ በየነ ሃይለማርያም ስራሓት ፈቲሸ ኔረ። ሎሚ ድማ ብዛዕባ ረድኢ ክፍለ (ባሻይን) ስነ-ጽሑፋዊ ስርሑን ሓድ-ቁሩብ ክጠቅስ ኢየ። ባሻይ፡ ንሰውራ ኤርትራ ኣብ 1975 እተጸንበሮ ሓደ […]
Nov 1 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
By Dr Salah Ibrahim, 28 October 2006 There are limits to all kinds of human suffering. For Eritreans living under the rule of a ruthless dictator, those limits are well overdue. Foreign occupation and its adversity came to an end on May 24 1991 only to be replaced with home-grown extreme oppression by the liberation […]
Oct 28 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብዚ ግዜዚ ሃገርና ኤርትራ ትሓልፎ ዘላ ብጣዕሚ ኣዋጣሪ ዝኾነ መድረኽ ኢዩ፤ ንሱ ከኣ በቲ ሓደ ወገን ነቲ ብመሪር ቃልሲ ዝመጸ ናጽነት መብጽዓ ጠሊሞም ንውልቃዊ ስልጣኖምን ረብሕኦም ክጥቀምሉ ዝደልዩን፤ በቲ ካልእ ወገን ከኣ ኣብ ቃልሲ ዝተኣትወ መብጽዓ ይትሓሎ፤ ፍረ ቃልስና ንሕዝብና፤ ዝብል ክልተ ተጻራሪ ግርጭት ኢዩ። ኣብዘን ዝሓለፍ 15 ዓመታት፤ ጠላማት መብጽዓን ገበቲ ስልጣንን፤ ነቲ ብቃልሲ […]
Oct 27 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ቀዳማይ ክፋል) ተጋድሎ ሓርነትን ህዝባዊ ግንባርን (ጀብሃን ሻዕብያን) ኣብ ዝጥቀሳሉ ግዜ፡ ብዙሕ ግዜ ዝደጋገም ዘረባታት ኣሎ። ገለ-ገለ ሰባት፡ ታሪኽ ክልቲኤን ውድባት ኣነጻጺሮም ክዛረቡ እንከለዉ፡ ሐሕማቑ ጥራይ ይዝክሩ። ኣብ ኩናት ሕድ-ሕድ ከም’ዚ ተገብረ፣ ጀብሃ ንሻዕብያ ከም’ዚ ጌራታ፣ ሻዕብያ ንጀብሃ ከም’ዚ ጌራ ኣጥፊኣታ፣ ወዘተ ዝብል ወረ እዩ ዝልዓል። ልክዕ’ዩ፡ ታሪኽ ሕማቕን ጽቡቕን ነገራት ዘጠቓለለ ጸጋ ስለ ዝኾነ፡ […]
Oct 26 2006 | Posted in
Articles |
Read More »