Category archives for: Poetry

ደፊእካ ተውድቖ ጽሉል ዝነደቖ

ረ.ክ. (ባሻይ) ሚያዝያ 20-2005 እንታዩ ማዕጾኻ ጸራባይ ዓቐቕ ኣብዚሑ? ናይዚ ክራማት ድዩ ሰቢሑ!      ተውሳኺተይ ማዕጾ ‘ታይ ግበር ትብሉኒ      ዓቐቕ ዘይብልሲ መን ምስ ደገፈኒ      ደይ ብነቓዕ ጡብ’ዮም ወታቲፎምኒ      ዳርጋ ኩለን ዓንየን ልዳት ተሪፉኒ           ደይ ቆልቋል’የ ነይረ ደፊእካ ተውድቖ           ኳና ዝመንደቐይ ጽሉል ዝነደቖ           ሓመድ ዝፈሰሶ ገመል ዝሓመቖ           ጎባጥ ዓንድ […]

ምምስራት ናይ ሃ.ዲ ኪዳን ንመን የሔጉስ ንህዝብና ንመንከ የጒሂ ንጸላኢና

ለዋህ   ህዝብና ደስ ይበልካ ኣጸቢካ ተሓጎስ ፈታዊ ተመሪጹ ሓቢርካ ምቕላስ ፍትሓዊ ብሕጊ ክንማሓደር መሰል ሰብ ክረዊ ንሓደ ክልተ ዘይ ኮነ ንኹሉ ኤርትራዊ ናይ ኣርዑት ህግደፍ ጾዖትካ  ክሓዊ               ኣንታ ጨካን  ጽላኢ                             ኣጸቢካ ተኾምተር እነና ተጠርኒፍና                            ምጽልላእ ሕድሕድ ፈጺምና ወጊድና                           ምእንቲ ከነድሕን ተህሉቖ ዘለኻ ህዝብና                           ኩሉ ጠመተና ንሰላምን ራህዋን ኣቕኒዕና                           ስርዓትኩም […]

መልእኽቲ ብፍላይ ንምሁራት

ክፈቱዎ ናይ ርእሲ ማሕቱታ እንታይ ይዓብስ ዘይብላዕ ብርኲታ ብ ረ.ክ. (ባሻይ) ሚያዝያ 12-2005 ተለዓል ተበገስ ምሁር ፕሮፌሰር ዓይኒ ወላዲትካ ተደፊኑ በሰር እኽሊ ተጎኒኹ ተሪፉካ ሓሰር      እንታይ ዘጸቢ ‘ሎካ ከተለሊ ንመን?      ዘጋጊ የብሎምን ዕንቅርቢተ ተመን      ጣዕስኡ ኣይወጽእንዩ ንስምረት ዝልመን መንእሰይ ሃገርኩም ከም ጤል ተወጢጡ አደይ ከይጸገበ ሩባ ሞት ፈሊጡ ኣሕዋትኩም ነጺፎም ንምንታይ ተጽቅጡ […]

ስብረ-ዜና (Breaking News)

ብ ረ.ክ.(ባሻይ) ተኻታቲልኩምዶ ናይ ለንቅነ ዜና እምብለይ ጀሚሩ ሰራዊት ሃገርና ተደዊሉ ደወል ሰሚዖም ስምረትና       ዓቢጦሞ ነይሮም ኣብ ሕጻ በረኻ       ዝሰምዕ ዘይብሉ ዘእወኻ ‘ተእወኻ       ክላ-ዋእ ኢሉዎም በቲኹ ማሕለኻ ዕባይ ናይ ከበሳ ቆላታት የውርዶም ዕባይ ናይ ቆላታት ንኸበሳ ይወስዶም ኩሉ ከም ዝኾነ ረሲዑዎ ዓዶም       እምብለይ ኢሉዎም ሓጹር ፈናጢሱ       ጐኒጹዎም ከይዱ ዋርድያ ጥሒሱ […]

ሓደ በለለይ

ብ ረ.ክ. (ባሻይ) ሚያዝያ 08-2005 ተሰማሚዕና’ምበር ጀሚሮሞ ድሮ ንበዓል ነጻነት ክህረም ኮቦሮ ድሕሪ ደጊም ናተይ ገዲፍናዮ ኢና ናትና ኢና ንብል ሓደ’ዩ ጓይላና      እወ! ጀሚሮሞ እዞም ሰብ ቶሮንቶ      ተስፋ ሂቦሙና ቀሪብና’ኮ ፎርቶ      ኣብቲ ቀይሕ በለቕ በሪኽ ከም እራራ      መርሓባ ክብሉና ‘ቶም ሰብ ጽቡቕ ጭራ ብሓንሳብ ነብዕሎ ብዓል ናይ ነጻነት ኢሎም ወዲኦሞ ኪዳናውያን […]

ኪዳን!

መክት ጸላእትኻ ከትክት ክተት ናብ መሬትካ ሰተት ረ.ክ. (ባሻይ) ሚያዝያ 01-2005 ሕጂኸ ‘ታይ ይብሉ ብዓል ሙጒያ ጒድ ረኺቦም ሳረምኦም ተኻዕያ መኽደን ዕትሮ ስኢኖም ጥፍረርያ      ነዊሕ ተጓዒዞም ብፍትሊ      ተቓሊዖም ተለሊዮም ብዕሊ      ቀምሽ ውሽጦም ወጺኡ ብላዕሊ ካቲማ የብሉን መታለሊ ሕልኩስ ፍጥረት ኣብ እቶን ዝበሊ መዀስ ሓምሊ ጠበንጃ ናይ ጻሕሊ      ፈኲስ ዕጥቂ ሽራርኡ ጨርቂ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net