Section

Notices

News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሮተርዳም – ሆላንድ

ንቐዳም ዕለት 12-05-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ…

By farajatPublished
Notices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሎንደን

ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሎንደን…

By farajatPublished
News

FREIHEIT FÜR ALLE IN ERITREA

Die in Deutschland und anderen europäischen Ländern lebenden Anhänger und Mitglieder des diktatorischen Regimes Afewerkis protestieren am 27. April 2012 in Berlin Resolution 2023…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና፣ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንህሉው ፖሎቲካውን ማሕበራውን ጉዳያት ሃገርናን ከምኡ’ውን ኣብዚ እዋን’ዚ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ብዛዕባ…

By farajatPublished
News

መጸዋዕታ ኣኼባ ስቶክሆልም

እቲ ካብ ነዊሓ ግዜ ብጽሑፋቱ ክንከታተሎን ክንስዕቦን ዝጸናሕና ”ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ሞት ክናና ንኢሰያስ” ዝብሉ ኣርእስታት ምጥቃስ ይከኣል። ንስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ንኢሰያስን ሰዓብቱን…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን…

By farajatPublished
Notices

ርሑስ በዓል ፋሲካ

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቛዕ ናብ በዓል ፋሲጋ ኣብጽሓኩም ይብል። በዓል ፋሲካ ኣብ መንጎ ህዝብና…

By farajatPublished
Notices

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንዶክተር ማሓመድ ጣህር ካብ ሽወደን ዓዲሙ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቒሶም ዘለዉ ዛዕባ ገይሩ ንጅምዓት ዕለት 13.04.2012 ካብ ሳዓት…

By farajatPublished

Search the site

Back to top