Archive for: June, 2006

Socceroos’ Success in FIFA World Cup: What Does the Future Hold for African-Australian Youth?

By Dr. Salah Ibrahim, 30 June 2006 Australia is a successful nation in sport. In swimming, cycling, hockey, tennis, and other athletics, Australia is highly competitive against big nations such as the US, China, Russia, Germany etc. Australia’s cricket, rugby union and rugby league national teams are also among the best in the world. Australian […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ካልኣይ ምዕራፍ ሳልሳይ ክፋል Eritrean Gruppen i Sverige (ትርጕሙ መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን)   ከም’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ዝተጠቕሰ ሕጅ’ውን ግደን ተራን ጋዜጠኛ ቡ በቨንስታም ንብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን፡ ንሕቶ መሰል ርእሰ ውሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ኣብ ሕብረተ ሰብ ሽወደን ብዛዕባ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሓበሬታን ኣፍልጦን ንምዝርጋሕ ማዕረ ክንደይ ኣስተዋጽኦ ዝተገብረሉ ጻዕሪ […]

ተመሲሕካ ተደረር ናይ ህግደፍ ኣታላሊ ሜላ

ተኻታተልትን ተጣበቕትን ሃገርን ህዝብን ዝኾንኩም/ን ኩቡራት ከመይ ቀኒኹም/ኽን ክመለኹም ኣይ ትበሎ ክነታት ተኻታተሎ ድኣ ኮይንና እበር ክነታትኩምስ ኣብ ስክፍታ ሃገርኩምን ስክፍታ ህዝቡኽምን ክሳብ ክንደይ ኢዩ ክሳብ ምዓስዩ ህዝብናን ሃገርናን ብህግደፍ እና ተረገጸ ኣብ ደልሃመት ክነብር ካብ ዝብል ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ተበጊስኩም ኣብ ኑሮ ሻቕሎት ስክፍታን ተዋሒጥኩም ከም ዘለኹምስ ኣይሳሓትኩዎን እናበልኩ ናብ ዋና ትሕዝቶ ኣርእስተይ ክሳጋግረኩም። […]

Yes to Reconciliation, No to Factionalism: A Call to Unity

By Salah Ibrahim, 18 June 2005 The creation of the Eritrean Democratic Alliance (EDC) was undoubtedly a huge step forward, but, in my opinion, that would have been preceded by the unification of the various Eritrean Liberation Front (ELF) political factions. Since its early history, the ELF has been known as a relatively democratic organisation […]

Roadmap for Eritrean Democracy

(Part I) As we struggle to remove the ruthless PFDJ regime, we should use this time to prepare the blueprint or roadmap for Eritrean Democracy.  This roadmap shouldn’t be imposed on Eritreans but will enable us to focus our future debates with those who can’t engage in our debates at this time. I will discuss […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 17.06.2006  ናይ ጸለመ መናፍሓት ምዝርጋሕን ምክፋእን ልሙድ ስራሕ ናይ መንግስቲ ኤርትራን መራሕቲ ህግዲፍን ኰይኑ ጸኒሑ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቍሩብ መዓልታት፡ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፡ ሰክረተር ህግዲፍ፡ ኣብ ልዕሊ ሃገራውያንን ዲሞክራስያውያንን ተቓወምቲ ሓይልታት ዝገበሮ ጸለመን ዝሃቦ ግጉይ ሓበሬታን ኣብ ገለገለ ናይ ዞናና ናይ ዜና ማዕከናት ኣንቢብና። ኣልኣሚን፡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺታት፡ […]

ቀዳማይ ጉዕዞ “ኣሳናዳኢት ሽማግለ” “ቀዳማይ ጠቕላል ጉባኤ ናይ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን”

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 16.06.200       ኣሳናዳኢት ሽማግለ ጠቕላል ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ብዕለት 6 ወርሒ ሰነ፡ ሓው ሑሰን ኸሊፋ ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ኪዳንን ካልኦት ኣባላት ፈጻሚት ኣካልን ኣብ ዝተረኽቡሉ ናይ ምስንዳእ ሓላፍነታ ተቐበለት።       ሓው ሑሰን ከሊፋ ኣብ ዝገበሮ ሓጺር ናይ መኽፈቲ ዘረብኡ፤ “ኣብ ስርዒታዊ ቅርጻ ናይ አርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ‘ጉባኤ’ […]

ቃለ-መሓትት ምስ ሸኽ ሓምድ ቱርኪ ሓላፊ ገንዘባዊ ጕዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 14.06.2006 ኵነታት ኤርትራ ኣብ ኵሉ መዳያት ቅልጡፍ ምዕባለታት የርኢ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ዘሎ ስርዓት ከም ውጽኢት ናይ’ቲ በሓትን ቀንጻልን ፖሊሲታት ብቍጣባዊ ቅልውላው ይሳቐን፡ ናይ ህዝቢ ተቓውሞታት ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዓበየን ዓቕሉ እናጽበበሉን ይመጽእ ኣሎ። ብሸነኽ ደንበ ተቓውሞ ከኣ፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብ 25 ሚያዝያ ክሳብ 4 ግንቦት ኣብ […]

መርሓባ ፈስቲቫል ካስል ቀሪባ

ብ ገብሪህይወት ኣቡዓሸራ     ፈስቲቫል ካስል ክባሃል ከሎ መገዲ ሰላም ጽብቕ ንቕሎ ጋሻ ክኣቱ ድንግርግር ከይ ይብሎ ኣብኡ ኣለዉ ብጾት ጉዱሳት ተቐባሎ  መጋብኣያ ሃገራውያን ፈስቲቫል ካስል ንሃናጺ ሪኢቶ ሕቶታት ዝህብ ዕድል ሃገራዊ ጉዱስ ኽኣዩ ኣውኡ ዝውዕል ንተሳተፍቲ ፈስቲቫል እዞም/ዘን ክብራት ተማጎቲ ጠባቓ ውጹዓት ክፈትሑ ሽግራት ጉዕዞ ተመዲቡ ብነፈርቲ ኣውተቡስ ባብራት ካብ ቀረባ ይኹን ዋላ ካብ ርሑቕ […]

Important message from concerned Eritreans in Seattle, WA USA

Help needed from Eritrean websites to force debate about community national, cultural and holidays celebrations and their ideals. What started in the Gedli era and continued through the Euphoria of independence years the Dictatorial control is entrenched in the communities in Diaspora.  And those who oppose the control of the freedom of our people seem […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net