Archive for: June, 2006

ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ኮንፈርንስ ም.ተ.ም.ኤ(E.A.I.M)

ካብ ዕለት 28-ክሳብ 29 ግንቦት ዝተኻየደ ካልኣይ ኮንፈረንስ ምሕዝነታዊ ተሳትፎ ምንቅስቃስ ኤሪትራውያን (ም.ተ.ም.ኤ) ብዓወት ተዛዚሙ። ኮንፈረንስና ዝተኻየደሉ፡ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ጽንኩር ቅልውላው ኣትይሉ ዘሎ ህሞት ብምግንዛብ ፡ ህዝቢ ኤሪትራ ነተን ዝሓለፋ 30 ዓመታት መረርቲ ናይ ቃልሲ እዋናት፡ ዝኸፈሎ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ጸጋኡን ጻሙኡን ከይረኣየ ዝተኾልፈሉ እዋን ኣዩ። ሎሚ ህዝቢ ኤሪትራ ከም ዓለሙ፡ ከምቶም ነጻነቶም ረኺቦም […]

ሰነድ መደረ Pal talk ብተስፋይ ደጊጋ ።

Reported by shumdehan 1       ዕለት 11-12  ወርሒ 05     2006።        2       ቦታ pal talk Room Democracy for all።        3       21.07 – 03.18  (6,51 ሰዓት)።        4       ኣማሓደርቲ መደረ room Democracy for all። 5       @Ex_fbi 6       @Segem100 7                     @Shumdehan 8                     @Hishum 9                     ብዝሒ ተኸታተልቲ 101 ነይሮም። 10                 ከሓቱ ኣብ መስርዕ ዝተመዝገቡ 28 ሰባት ነይሮም ። […]

ሰላም ንቋንቋ ሰላም ዝርድኦ፤ በትሪ ከአ ንበትሪ ዘስምዖ!

ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ከመይ ትዀኑ? ሎሚ ንሕሉፍ ተግባራት ዋህዮ ዘዛኻኽር ኣርእስቲ ሒዘ ቀሪበ ኣሎኹ፡፡ መቸም „ምስ ኣድጊ ዝኸደ ህላ’ኳ እንተዘይለመደስ ጥራት“  እንዶ አይተባህለን፤ ገለ ንክብረትኩም ዘይበቅዕ ቃላት እንተዘንዚረ ክትዕገሱኒ ብትሕትናን ብቐዳምነትን አማሕጽን፡፡ ድሕረባይታዊ ሓበሬታ፦ አብ ዝሐለፍናዮም ወርሐት መስከረምን ጥቅምትን መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት መጠነ ጽዑቕ ክፉት ኣኼባታት ንተቐማጦ ሃገር ጀርመን ዝዀኑ ኤርትራውያን አካይዶም፡፡ ብዕለት 23 መስከረም […]

እምብኣር ኣምላኽ ኰንካ

ብ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ሰነ-02-2006 ሓለቓ ናይ ህግደፍ ዲክታቶር ናይ ሃገር ኣምልኹኒ ኢሉዎም ቀናእ ከም እዝጊሄር ነጻነት ኣምጺአ ተዋጊአ ባዕለይ ሕጂ ግዴኹም’ዩ ደጊም ስገዱለይ ምሃንድስ’የ ነይረ ናይቲ ኩሉ ወራር ድረፉ ድምጻውያን ውቓዕ ብዓል ክራር       ኣይኮነን ወድ-ሰብ ንጽሓይ ዘድንን       ትሕቲ ኣምላኽ’ኮ ኣነ’የ መኰንን       ገሊኡ ይዘምር ገሊኡ ይሳዕስዕ       ንዓይ ዝደለየ ኣውርድዎ ባጽዕ ትሓጒሰ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net