GIC 07/12/06 ኣንስቲ እቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣብ ስቱር ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ነበር ድሕሪ ማእሰርቲ ሰብ ኪዳንን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከባ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ ። ብመሰረት እቲ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ እዘን ሰብኡተን ካብታ ዝእሰሩላ መዓልቲ ጀሚረን ደሃይ ዘይብለን ብናፍቖትን ካልእ ማሕበራዊ ሽግራትን ዝሳቐያ ዘለዋ ዜጋታት ኣብ ርእሲ ደላታ ተቖርሞመታ […]
Dec 7 2006 | Posted in
News |
Read More »
ሕድሪ እብለኩም ንኹሉኹም ተቓወምቲ ውድባት፡ ሕድሪ እብለኩም ንኹሉኹም በርገሳውያን ማሕበራት፡ ሕድሪ ምእንቲ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ቁኑዕ ሕሰቡ፡ ሕድሪ ምእንቲ ስንኩላት ሓርነት ተሰማምዑ፡ ሕድሪ ምእንቲ ኣብ ዓባይ ናዅራ ኤርትራ ዝርከቡ እሱራት ሕበሩ፡ ሕድሪ ምእንቲ ኣብ ስደት ዝሳቐ ዘሎ ዝሓይሽ ምኸሩ፡፡ ኪዳን ድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ንኽትኮኑ ዘልኣለማዊ ዘይርሳዕ ታሪኽ ክትገድፉ ሕድሪ እብለኩም ፍልልያትኩም ኣጽብቡ፡፡ ኣቦ […]
Dec 3 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
1970 ክም ዮም ልትፋቃደኒ ዋርሕ ታሕሳስ ቱ መስለኒ ስነት ሳብዒናት ቱ ገጋ ልክላአኒ ዓድ ምሉእ እብ እሳት ባዳ ሻዓብ ብዙሕ እብ እሳት ናዳ ላታርፋ እብ ራሻሻት ቃራዳዳ አንስ ዎ ኣጀኒት ክም ዕጨይ ነድው ሰብ ገነድብ ዲብ አብያቶም ሐረው ደም፤ ደም ሰብ ምድር ክም ማይ ዋሐዘው አጥፋል፡ አጀኒት ዲብ ጣቡ ሞቶው […]
Dec 2 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »
ድምጺ ዝሰአኑ ኣብ ፈቀዶኡ ዝተዳጎኑ ሐርበኛታት ጀጋኑ ክዝክሮም መሪጸ ምዓስ ቀቢጸ ኣብ ልበይ ኣለዉ፣ ዝመጸ እንተ መጸ እቲ መሪር ቃንዛ እቲ ሕሱም ጸበባ አየ ተካል ዓጸባ ስዓታት ምስ ኮነ መዓልታት ኣዋርሕ ምስ ኮነ ዓመታት መኣዝን ጊዜ ጠፊኡኩም ቦታ ኣልቦ ኮይንኩም ኤሕዋተይ/አሐተይ፡ አባይኩም፣ አባይኩም ጊዜ ምስ ነውሔ ምስ ተጎተ ምስ ከረረ ናይ ሕልና መጎተ ብዙሕ ተመራሚርኩም […]
Dec 1 2006 | Posted in
Poetry |
Read More »