Archive for: December, 2006

ኣብ ኣውስትራልያ ብህግደፍ ዝዳሎ ፈስቲቫል ንምቅዋም ምድላዋት ይግበር ኣሎ ።

GIC 14/12/06 ኣብ ከተማ መልበርን ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ተዳልዩ ንዕለት 5ን 6ን ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ፈስቲቫል ንምፍሻል ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ኣብ ኣውስትራልያ ዓቢ  ምድላዋት ይገብሩ ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጸሓና  ሓበሬታ ገሊጹ ። ብመሰረት እቲ ዝበጸሓና ሓብሬታ ኣዳላዊት ኮሚቴ ናይቲ ተቓውሞ ዘድሊ ቅድመ መሰናድኦታት ተጌሩ ነቲ ኩነት ንምግጣም ኣብ ዝለዓለ ምድላው ከምዘለዉ ተገሊጹ ። ብተወሳኺ ኣዳላዊት ኮሚቴ […]

ዶብ ኤርትራን ሱዳንን ተዓጽዩ ድሕሪ ምቕናይ ተከፊቱ ።

GIC 14/12/06 ድሕሪ መንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ምብራቕ ሱዳን ንዓመታት ተዓጽዩ ዝነበረ ዶብ ድሕሪ ምፍትሑ ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሒዝናይ ዘሎና ወርሒ ናይ መጎዓዚ ሰነድ ዝመንቀሊኡ ተዓጽዩ ከምዝቐነየ ካብ ከባቢ ዶባት ክልቲኡ ሃገራት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ ።  ብመሰረት እቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣብ ከባቢ ዶባት ካብ ናብን ክልቲኡ ሃገራት መእተዊ ፍቓድ ኣብ ዶብ ክልቲኡ ሃገራት ክግበር […]

ሕጂ ሓሰር፡ ጽባሕ ክኣ ናይ ወድ-ሰብ በሰር ከም ትኪ ክበንን’ዩ

ታሕሳስ 13-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ንህዝቡ ጠሊሙ ህግደፍ ዝመረጸ ኣንጻር ወዲ ጅግና ኣንጻር ዝረሃጸ ከተርክበሉ ኢያ ናይ ሓፋሽ መላጸ       መገልገል ከድዓት ውሻል ናይ ሸፋቱ       እንድዕልኩም ዝብል ንደቂ መሬቱ       ቂም-ቂም ትብል ኣላ ናይ ውድቀት ስዓቱ ብኸብዱ ዝግዛእ ንህግደፍ አሚኑ ድራር ደቂ ስዉእ ዝበልዕ ደኒኑ ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕ ትዕጸፍ ልሳኑ       መንእሰይ ዘብረረ ዓበይቲ ዝድፈረ       […]

ህዝቢ ይጠሚ ይስደድ፡ ቲቪ ኤረ ድማ፡ ብዛዕባ ዘየለ ልምዓት ትዝምር

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 10.12.2006     ሓረስታይ ኤርትራ፡ እትረፍዶ 50,000 ናቕፋ ከም መቕጻዕቲ ክኸፍል፡ 50,000 ዝብሃል ብዝሒ ገንዘብ ኣብ ህይወቱ ርእዩን ሰሚዑን ኣይፈልጥን’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ንዝተሰውኡ ውሉድኩም ኢሉ ንገለገለ ስድራ ቤታት ዝሃቦ ደገፍ ውን፡ ካብ 10,000 ናቕፋ ዝበዝሐ ኣይኰነን። እዚ ከኣ፡ ብሓደ ኢድካ ሂብካ፡ በቲ ካልኣይ ኢድካ ኣኻዕቢትካ ምምንዛዕ’ ምዃኑ ዝስሕቶ […]

ናይ ግፋ ራዕዲ

ታሪኽ ግፋ አብ ሂወትና ክንትንትኖ እንተኮይና ክእከብ አለዎ ክጥርነፍ ኩሉ ሰነዳት ብዘይተረፍ ክሕተቱ አለዎም ዓበይቲ ኩሎም ናይ ታሪኽ ተንተንቲ ለባማት ዝወዓሉ ዘነይቲ ግፋ ግናይ ቃና አርዓደትና ምሉእ ዕድመና አብ ቤትና ውሻጠና አብ ስደት ዓዲ ጓና አንቱም እንታይ’ዩ ጉድና እንታይ’ዩ ጉድና ጨካን ስርዓት ህግድፍ ንህዝቢ ብግፋ ዝገርፍ ውላድካ ሃዲም ኢሉ 50 ሽሕ ዘግድፍ ናይ ሎሚ’ዶ ኮይኑ […]

Our Daughter, Our Sister and Our Mother

“On December 11, 2003, as her children waited in the Asmara airport to greet their mother, whom they had not seen in almost four years, Eritrean security took Aster away as she stepped off the plane. She has not been seen since.” Mrs. Aster Yohannes has been locked up in PFDJ dungeon for three years.  […]

ድሕሪ ምጥርጣር ፈትሽ … ድሕሪ ምብጋስ መርሽ

ታሕሳስ 08-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ኣብ ማእከል ዝርከብ ከም ሰልቲ መርዓት ናይ ቀይሕ ሽጒርቲ ሰረት ጅግና ቀደሙ መካቲ       ኲለል ፈትሽ ላዕለዋይ ታሕተዋይ       ፈላልዮ ቅኑዕ ድዩ ጥውይዋይ       ኣይትእመኖም ብዓል ቀጢን ቀላይ ባይታ-ባይታ ከም ተመን በጠ-በጥ ኣብ እግሪ መለኽቲ ዘይረብሕ ቀበጥበጥ ኣግህድዎ በሎም ንምንታይ ይዕበጥ?       ጒምብሕ-ጒምብሕ ዝብሉ ኣለልዮም       ዳዊት ህግደፍ ከንብቡ ደልዮም’ዮም       ልምዲ […]

Bi-weekly Gazette. December 2006. No.10

  MAJOR ISSUES IN THE NEWS   Journalists die in prison  Journalists: Many jailed, others defect Number of political prisoners increases to about 38,000 Four mothers imprisoned 40 Infantry men diffect PFDJ Soaring prices of food items PFDJ’s confiscates more money and properly Additional humanitarian organizations expelled  Eritreans to convene various meetings       […]

መግዝኢ መጻሕፍቲዶ ዋላስ ደሞዝ መፍረስቲ ዩኒቨርስቲ

ስሚዕኩሞዶ ናይ ዋሽንግት ጉድ ማዓንጣኻ ኣሕሪሩ ልብኻ ዘንድድ ካብ ተግባሮምስ ዘረባኦም ይገድድ ቆለ’ዶ ሒዝዎም ጽላለ ዕብድብድ ኣብ ሃገርና ዝምህር የለን ብጀካ ዝህድድ      ኣየ ሃይለ ገብሩ ለሚድካ ወዝለቕለቕ     ሞሊቑ ስሬኻ ተበቲኹ መሽቀቕ      ኣይፋልካን ተመለስ ስሬኻባ ዕጠቕ      ኣይተርፍን’ዩ ብኽሕደት ሸቐቕ ወየን ህግድፍ ሎሚስ ገዲድወን ሸይጣን ናይ ሳሕል ጋኔን ሰሪርወን ሃረምረም ስስዔ ዓብሊልወን      ዩኒቨርስትይ […]

ካብ ናይ ሓርነት ቃልሲ ናብ ጭው ዝበለ ምልኪ !

ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ፤ መሬትን ሕዝብን ሓራ ምውጻእ ዝብል ዕላማ እኳ እንተነበሮ ቀንዲ ኣቶኩሮኡ ግን መሬተ-ኤርትራ ናጻ ምውጻእ ኢዩ ነይሩ እንተበልኩ ካብ ሓቂ ዝርሓቁ ኣይመስለንን። ሕዝብና ካብ ዝፈትዎም ደቁ ክሳብ ሕወቱን፡ ንብረቱን፡ ፍልጠቱን ኣወፍዩ፤ ብምሉእ ሓይሉ ተዓጢቑ ናጽነተ-መሬት ኤርትራ ኣረጋጊጹ ኢዩ። እንተኾነ ግን ካብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣትሒዙ ክሳብ ሕጂ መሰረታዊ ሰብኣዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net