Archive for: December, 2006

ክጽውዓኩምዶ ከምቲ ንቡር ኣቱም ሰብ ኣውራጃ ስሞም ክቡር

ታሕሳስ 23-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ብዓል መጋርያ ላም ወድ-ሕጻ ባርካ በሓቂ ድዩ ሎሚ ብህግደፍ ርዒድካ ኣቦ ታሪኽ ሰውራ ቃልሲ ዝጀመርካ ኣበይ ኬድካ ጎፋር ሸቲት መተርኣሱ?       ክብሪ ገድሊ ሀገር ቀሊሉ ፈዂሱ       ጥንሲ ጎቦ ኣዳል ህግደፍ ኰይኑ ሕርሱ! ኣታ ብዓል ሳሕል ወዲ ስርናይ ማና ዘይትድፈር እምባ ዕርድታት ሰውራና ምዝገብ ዓወት ውጹዕ ዓጻጽምቲ ጅግና       ገበላ ውጹዓት ዑቕባ […]

ክልተ ሓለፍቲ ወተሃደራት ኤርትራ ሄሊኮፕተር ሒዞም ኣብ ስዑድያ ዑቕባ ሓቲቶም ።

ኣልወጠኒ ዝተባህለት ጋዜጣ ሱዕዲ ዓረብ ከምዝሓበረቶ  ተለንቲ ዝመዓርጎም ፓይለትን ተሓጋጋዚኡን ክልተ  ሓለፍቲ ወተሃደራት ኤርትራ M-17 ዝዓይነታ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሒዞም ጥቓ ወደባዊት ከተማ ጂዛን ብምውራድ ኣብታ ሃገር  ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ። እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ከባቢ እቲ ከተማ ድሕሪ ምዛር መዕረፊ ስለዘይረኸበት ካብ ከተማ ውጺኣ ምስ ዓለበት ፣ ነቲ ኩነታት ዝከታተሉ ዝነበሩ ናይ ዓይኒ […]

Comrade Chairman’s Manual

In the past few weeks, this writer had written how PFDJ has backpedaled to the ideological wastelands of few decades ago.  Upon discussion with some friends over this issue, a friend suggested that I read the following book, “Mao, the Unknown Story” By Jung Chang and Jon Halliday 2005 Unfortunately, instead of reading books that […]

FESTIVAL OF RESISTANCE Vs FESTIVAL OF DECEPTION

Yet again, Eritreans in Melbourne are preparing for their 5th FESTIVAL OF RESISTANCE to confront the PFDJ sponsored “festival of deception” as we prefer to descript it. We wish the Melbourne Demonstrations organising Committee best of luck in this years campaing. We endorse the activities and ongoing campaigns carried out. The ruling regime has nothing […]

ክሕተቱ እዮም ገፋዕቲ

ግፍዕታት ዕና ብስዲራ ቅትለታት ሽዕብ ምራራ ህልቀት ዓዲ’ ብርሂም ፡ ናራ ማሕነቅቲ ስልኪ አብ አስመራ አብ ዓዲ ሰግዶ እወ አብ ጸሮና ሩባ ሽሮ ዘይተገፍዔ መን አሎ    መን አሎ መስክራ በልወን ሩባታት ከረን ድዓሪት ዝቕነናት ውሐዝቲ ኩለን ረሳታት ተሰኪመን ብዙሕ’ የን በኽየን አብ 69 ድሮ ዖና ሰብዓታት ክፉእ ርኢና አየ’ወ! ደም ዛርዪ ሩባታትና ቅትለትስ ተቐቲልና […]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

መቐጸልታ ናይ”ቲ ኣብ ቀዳመይቲ ሕታም ብዛዕባ ሓጽቢ፤ ጽርግያ፤ ህንጻ፡ ሎሚ ድማ ነቶም መንግስትና ተዓዊቱ  ንመንግስቲ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ዓሪቕዎም ነተን ኣብኡ ዘለዋ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ኣብ ሱዳን ዝነበረ መደበረን ዳርጋ ዓጽዩዎን፤ መንግስትና ንኢትዮጵያ ብኹሉ ሸናኻት ዓጽዩዋ ሕጂ ድማ ንእስላማዊ ምንቅስቓስ ሶማል ሓገዝ እንዳሃበ ብሶማል ኣትዩ ንኢትዮጵያ ፋሕፋሕ የእትዩላ። ውግእ ኣብ ሃገርና ካብ ዝእጎድ […]

Remembering the HERO

You were a Hero who walked among us Never looked for glory or praise You don’t seek recognition For your unwavering fighting ways Continued the fight with deep commitment Provided leadership to those followed and hears Steadfast with a quiet strength Marching forward without doubts or fears You were a Great leader to everyone and […]

ሃግር ተጎቢጣ

ብመንፈርፈር ዘይብሎም ኣንበጣ                ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 17/12/06             መንእሰይ ተሳቕዩ ኣብ በዓል ሮማ ሚላኖ              ኣብ ፎቕዶ ጎደናታት ተደርብዩ ከም ለማኖ              ካብ ምዉቕ ቤቱ ተሳጒጉ ዝሰኣነ ዘድሕኖ              ባሕርን ጣሕርን ተሳጊሮም መፍትሒ ዝተሳእኖ                           ኣቦኹም ብጓሂ ሓሪሩ ኣደ ንብዓታ ጸንቂቓ                           ድሃይኩም ሲኢና ድሃይ እተፍቅሮም ደቃ                           ጸሎሎ ተቐቢኣ ተረሚሳ ኣብ ሓሳብ ጠሊቓ […]

ህ.ግ.ደ.ፍ በቲ ኣረሚናዊ ግብሮም ማእለያ ዘይብሉ ዓቐን ሳዓብቶም ከሲሮም

ናይ ዓይኒ ምስክር ብ’ኣካል ዝካታተሎ ዘለኹ ዲቕ ዝበሉ ደገፍቲ ህግደፍ ዝነበሩ ሎሚ ከም ረድዮ ሞጃ ሾርት ወይቭ ተቐይሮም ኣዳዕዲዖም ንተግባራት ህ.ግ.ደ.ፍ ክቃወሙን ክራገሙን ይውዕሉ ኣለዉ። ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ ጨሪሶም ደገፎምን ርክቦምን ክባተኹሉ ዝኻኣሉ ምኽንያት ክ’ኣ ኣረሚናዊ ፈጽሚ ግፍዒ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ገዝ’ኦምን ኣብ የሕዋቶምን ስድራ ቤቶምን ምስ ወረደ እዚ መሪር ጓሂ ኣብ ዘለዎ ክንሱ ነቲ ንደገፍ ተባሂሉ […]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

ኣብ ዓለም ካብ ዘሎ ዘመናዊ ምሕደራዊ ፖሊሲታት ወይ ዲታተርነት ወይ ዲሞክራሲያውነት ባህሪ ዝለበሰ ኮይኑ ኩሉ ተዛማዲ ድኣ እንበር ማዕረ እዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ምኽንያቱ እቶም እዚ ክልተ ባህሪ ምምሕዳር ዝብገሰሎ -ም ሕገ ህንጻታት ዋላ በቲ ንገዛእቲ ዝጥዕሞም መንገዲዉን ዝተማልኤን ኣብ ባይታ ዘየሎን ገይሮም ከመሓድሩ ስለ ዝፍትኑ። ኣብ ኤርትራዉን ዲክታቶር የመሓድራ ኣሎ ካብ በልና ሓደ ባህሪ ካብ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net