Archive for: December, 2006

Damage Control

The latest PIA interview with PFDJ media raises more questions than it attempts to answer.  Before one even begins to analyze the content of the interview, one must try to determine why an interview was needed from a reclusive regime that believes the purpose of an interview isn’t to inform but to engage in stale […]

ኣብዘይ መንጠ’ቢትካ ዘእተ’ኻያ ኢድካ ሃገርና ክተጽንት ናይ ብሓቂ ደንጉያትካ

ብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)   ኩብራት ኢርትራውያን ብቐዳምነት ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2007 ዕመተ ፍትሕን ራህዋን ዓመተ ለውጥን     ይግበረልና።ብምቕጻል ንዲክታይተር ውልቀ መላኺ ተባዕ ጅግና ንዑኡ ዝኸውን ሰብ ዝሳኣነ ንሃገር ስማን ልምጽማጻን ዘር’ኣን ከጥፍእ ኣጽናቲ ዕላሙኡ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ይኹን ዂኖ ሃገርና ሰጊሩ ዝገብሮ ዘሎ ለካሚና ዝኾነ ዕላሙኡ ን’ኸዕውት ድቃስ ዝሳኣነ ውልቀ መላኺ ዲክታይተር ኢድ ኣታውነት ኣብ ግዳይ […]

ዋጦት ህግደፍ ይመጽኡ ኣለዉ ገገዛኹም ዕጸዉ

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/12/06                      መንዩ ክድብል ሎሚኸ ባዓል መንየን ክቑነና                      ህዝቢ ጠሳቕዩ ርዒዱ እንኮሎ ንዘየምሕረልና                      ኣብ መቑሎ ኣይንሳዕስዕ ከም ቁንጪ ደረቐኛ                      ብደም ጀጋኑና ከይትሸቅጡ ሎሚ የለን ጅግና                      ጀጋኑና ሓሊፎምዮ ቀደም ተሰዊኦም ምእንታና                      እቶም ዝተረፉ ተቖፊዶም ድሃዮምኳ የብልና                      መንዩ ኪዱ ገንዘብ እረዩ ካብ ዓያሹ ዘለኩም                      መሬት ከዊሓያ ከም […]

ተቓውሞ በየናይ ቕዲ ቃልሲ

ኣብ,ዚ ሒዝናዮ ዘሎና መድረኽ ብፍላይ ካብ ድሒሮም ዝመጹ ኣካል ህግድፍ ዝነበሩ ገለገለ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዘይጎንጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። 99% ካብቶም ነባራት ተቓወምቲ ድማ ከም ኣድላይነቱ ክልቲኡ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። ኩሎም ድማ ኣባላት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኢዮም። ብተወሳኺ 90% ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሱዳንን ድሕረ-ግንባር ክህልዎም ከሎ እቶም ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም […]

ካብ ኣቦ-መንበር ፈጻሚት ቤት-ጽሕፈት ብዛዕባ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዝምልከት ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 27.12.2006      እቲ ብተጋዳላይ ሑሴን ኸሊፋ ንኽፍሊ ዜና ኪዳን ዝተዋሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ: ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መፋርቕ የካቲት 2007 ክካየድ ምኻኑ ሓቢሩ። እዚ ክኸውን ዝኻኣለ መብዛሕተኤን ውድባት ብውድባዊ ስራሓተን ስለዝተጸምዳ    ካብቲ ሕዝናዮ ዘለና ወርሒ ተመዲቡ ዝነበረ ንኽናዋሕ ስለ ዝጠለባ ኮይኑ፣ ከምእ’ውን እኹል ምድላዋት ንምግባር እዩ ክብል ገሊጹ። ቅድሚ […]

ቁሩቁስ ናይ ሞባእ ተጸላእካስ በልስ

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 27/12/06     ሓንጎሉ ዝዞሮ ዝገብሮ ዘይፈልጥ ዓቕሉ ዘጽበበ           መሳጊድ ቤተክርስትያናት ክዓጹ ካብ ተሳባሰበ           ሄለን መለስ ፍርፍርላ ዓይነይ ኢላ ካብ ትንበ           ጉድ ክንሰምዕና ሎምዘበን ቁሩብ ጥራይ ንጸበ                       ንቤ ክርስትያን ተባሂሉ ሞባእ ዝተመጽወተ                       ህግደፍ ዘሚትዎ ቋሕ ኢሉ ዓይኑ ከይዓመተ                        ሃይማኖታት ፋብሪካ ኮይነን ክፍሊ ማእቶተ                       ብግዲ ልፍንቲ ኣትዩ […]

ወተሃደራዊ ነብሰ ቅትለት እስላማዊ መጋባእያ ብድፍኢት መንግስቲ ኤርትራ

ዜናዊ ትንተና GIC 26/12/06     ከምዝፍለጥ ሶማሊያ ድሕሪ ውድቀት ዲክታቶርያዊ ስርዓት ሲያድ ባረ ንዓመታት ብዘይ ማእከላይ መንግስቲ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 2003 ብመንጎኝነት ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ንኹሎም ሶማላውያን ከሳትፍ ዝኽእል ናይ ዕርቂ መስርሕ ተኻየደ ። ብመሰረት እቲ ብኣሳላጥነት ኢጋድ ኣብ ናይሮቢ ዝተበጽሐ ስምምዕ ድማ ፣ ሶማሊያን ንዘለዎም ውሽጣዊ ቀቢላዊ ኣቃውማ ዝውክል መሰጋገሪ መንግስቲ […]

Rallies of the Roaring Lions

It is very grieving to come across articles sent from inside Eritrea or written by Eritreans in the force-exile, discussing the awful condition in which the Eritrean people are living. In fact, it is an earnest appeal from our people inside Eritrea to their brothers and sisters in the force-exile to move collectively to create […]

ዓመት ንዓመትየ የስግረና !

ጥምርትን፡ ምዕብልትን፡ ሰላምን፡ ፍትሕን፡ ደሞክራስን፡ ዝመልኣ ሃገር ንኽትከውን ብዘይዕርፍቲ ለይትን መዓልትን፡ ኣብ ጻዕርን ሓርኮትኮትን እትርከከቡ ኩላትኩም 2007 ዓመተ-ጥዕናን ዓወትን፡ ዓመተ-ፍቕርን ሰላምን፡ ዓመተ-ሕውነትን ሓድነትን፡ ዓመተ-ምትካል ሕዝባዊ መንግስትን፤ ውድቀት ምልካዊ ስርዓትን እተበስር ዓመት ክትኮነልና ሰናይ ትምኒተይ እገልጽ፡፡ ብፍቕሪ ሃገርካ ተመሊእኩም ንክብሪ ሃገርን ሕዝባን ትቃለሱ ዘሎኹም ሕድሪ ሕዝብናን ሰማእታትናን ዘይጠለምኩም ናብ 2007 ኣምላኽ ብጽቡቕ የሳግርኩም ብሓባር ዝጽዓርናሉ ናጽነትና […]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

ሳልሳይ/ ክፋል እንበኣር እቲ ኣምሲልካ መተዓረቒ ዝተጠቕመሉ ስልቲ ከመይ መጺኡ መን ደልዩዎ ንምፍላጥ ኣብ,ቲ መጀመርያ ናይ ዕርቂ ተበግሶ ምርኣይ ይከኣል,ዩ። ብዝኾነ ንግዜ ንግደፎ እንበር ከምቲ ባዕሉ ዘምጽኦ ቀንጠብጠብ ክብል ባዕሉ ከም ዘፍርሶ ዘማትእ ኣይኮነን። እቲ ኣጀንዳ፡ ኣጀንዳ፡ ናይ ውድባት ድሕረ-ግንባር ምዕጻው ኣይነበረን እዙይ ዘይምንባሩ ዘረድኣካ እታ ዕርቂ ኣብ ቆጸሮ ከላ ትተዓወት ኣይትተዓወት ኣብ ናይ ነዳዲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net