Archive for: July, 2009

ድምጺ ሓፋሽ ዶ ወይስ ድምጺ ኣሜሪካ !

ዝገርም’ዩ፡ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዛ ንህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ነፊጋ፡ እቲ ክበጽሖ፡ ክሰምዖ ዝግበኦን ዘለዎን ሓበሬታ ኮኒናቶ ጸኒሓ’ያ። ካብ’ቲ ዝተዋሃበቶ መደብ ስራሓት’ውን ዝተኣለየት ትመስል። ናይ ብዙሓት ተኻታተልቲ ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ሓሳብ ክሰምዕ እንከልኹ’ውን ዝህብዎ ተመሳሳሊ ርእይቶ ሚዛንን’ዩ። ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ መጻሕትኡ ፈነወ፡ ኣብ’ቲ ተዳልዎ ዜናን ሓበሬታን ከም ተሓባባሪት ድምጺ ሓፋሽ ወይ መሳሰይት […]

ኣኳባ “እንቋዕ ብሰላም ንገዛኻ ኣቶኻ”

ቅድሚ’ቲ ካብ’ቲ ድምጺ ኣሜሪካ ብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ዝፍኖ መደብ ፈነወ ሬድዮ፡ ዑደት ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ምጽሓፈይ፡ ካብ’ቲ ኣስደማሚ ዝዀነ ጉዳይ፡ ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ትግርኛ ነዚ ጉዳይ ብሓላፍነት ንዝተሰከመቶ ንዝምልከቶ ዝህቢ ዘይምቕላሕ’ዩ። ግን እዚ ጉዳይ ዘሰምድ ኣይኮነን፡ ከም በዓል ኣቶ ተወልደ ወልደገብሪኤል ኣብ’ዚ ቀረባ ኣዋን ኣብ ኤርትራ ብኣካል በጺሑ ድሕሪ ምምላስ ኣብ ኤርትራ […]

ነጻነቶም ዝኽሓዱ፡ ዘመናውያን ጊሎት!

ብዛዕባ ነጻነት ብዙሕ ክዝረብ ይኽእል። ጠለብ ነጻነት ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምስ ትሕዝትኡ ይፈላልየ’ዩ። ንኣብነት ሰባት ቁጠባዊ ነጻነት፡ ባህላዊ ነጻነት፡ እዚ ማለት ብተራ ኣዘራርባ ርእስኻ ናይ ምኽኣል፡ ወይ ሰሪሕካ ይኹን ነጋዳይ ኮይንካ ካብ ዝዀነ ይኹን ትጽቢት ብምርጫኻ ምስ ሙሉእ ነጻነትካ ነፍስኻ ከተማሓድር ምድላይ’ዩ። ይኹን’ምበር ካብ’ዚ ፍልይ ዝበለ ሓደ ኣገዳሲ መሰረታዊ ነጻነት ኣሎ። ግዳማውን ውሽጣውን […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ሳልሳይ ምዕራፍ ካልኣይ መወዳእታ ክፋል ዝኽበርኩም/ን ኤርትራውያን ደቂ ሃገር፡ ኤርትራዊ ባህላዊ ክብርታት፡ ኤርትራዊ ታሪኻዊ ክብርታት፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክብርታት ተደማሚሩ ነጻነታዊ ክብሪ፡ ሃገራዊ ክብሪ ዘረጋግጽ በቲ ሓያልን ጽንዑን ቃልስኹም ግዜ ዘይዓግቶ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ናህሪ እንዳወሰኸ ዝውንጨፍ ዘሎ ኩሉ መዳያዊ ንጥፈታት ንህ.ግ.ዲ.ፋዊ መርዚ ዝተኸላኸለ ድሕነት ሃገሩን ህዝቡን፡ ታሪኹን ዝምድናታቱን ዘመስክር ብቀሊሉ ዘይግመት ዓቕምን ክእለትን […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ሳልሳይ ምዕራፍ ቀዳማይ ክፋል ቅድሚ ኣብ’ቲ ሳልሳይ ምዕራፍ ምስግጋር፡ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ኣብ በለዛ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኣቦና ዝጽሓፍዋ ደብዳበ ከቅርበልኩም መብጽዓ ኣትየ ስለ ዝነበርኩ፡ እንሀት ንሎሚ እታ ብሰኑይ ዕለት 14 ሰነ 1993፡ ካብ ኢድ ነፍስሄር ቀሺ ኣርኣያ ዝተዓደለትና፡ ናይ መሰናበቲት ደብዳበ ክተንብብዋ ከም ዘላታ ቀዲሐ የመሓላልፈልኩም። እዚ ቀጺሉ ትርእይዎ ጽሑፍ፡ እቲ ኣብ ቀዳማይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net