Archive for: September, 2011

ዕድመ

መበል 50 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ሰውራ ኤርትራ ብ.ኣባላትን ደገፍትን ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪ ጣንያ ክኽበር እዩ።ኣብዚ በዓል እዚ ፕሮፈሶር ዶክቶር ተስፋጽየን መድሃንየን ካልኦት ፍሉጣት ምሁራትን ብኣካል ተረኺቦም መልእኽትታቶም ከማሓልልፉ ምዃኖም ንሕብር። ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ዘበለ ኣብዚ በዓልዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ኣሎና። ዕለትን ቦታን ናይ በዓል ከምዚ ዝስዕብዩ። THESTOWE CENTER 258 Harrow Road London […]

ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ራህዋን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው […]

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ርያድ ንህዝቢ ኣኼባ ኣካይዱ

ኤ/ ሃ/ኮ/ደ/ለ ጨንፈር ርያድ ኣብ ዕለት 09/9/2011 ንህዝቢ ኣኼባ ኣካይዱ ። ኣብ መኽፈቲ ናይ’ቲ መደብ ኣብ ህሉው ኩነታት ህዝብናን ፣ ሃገርናን ዝተኮረ ሕጽር ዝበለ ፡ ለበዋ ሓዘል መዘኻኸሪ ብኣቕራቢ መደብ ድሕሪ ምቕራብ ፡ ስዒቡ ኣቦመንበር ኤ/ሃ/ኮ/ደ/ለ/ ጨንፈር ርያድ ፡ ንዕዱማት እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ድሕሪ ምባል፡ ብዛዕባ ናይ’ቲ መዓልቲ መዛረቢ ጉዳይ ክገልጽ እንከሎ ፡ ነቲ ኣቐዲሙ […]

ኤርትራውያን ሞያውያን ብጉዳይ ሃገሮም ንምምካር፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኣኪቦም ይዝትዩ ኣለዉ፡፡

ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝተኣኻኸቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓዉዲታት ሞያ ዘሎዎም ኤርትራዉያን  ነቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ሓደገኛነቱ እንዳዓበየ ዝመጽእ ዘሎ ኩሉመዳያዊ ቅልዉላው ኤርትራን ህዝባን፡ ተመኻኺርካን ተማያይጥካን ፍታሕ ንምንዳይ ዝዓለመ ኣኼባ ሎሚ 6 መስከረም 2011 ጀሚሩ፡፡ እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ህብረተ-ሰብ ሞያውያን ሃገራውያን ዝሳተፍዎ ዘሎዉ ኣኼባ፡ ካብ ኣሜሪካ፡ካናዳ፡ ኤዉሮጳ፡ ኣዉስትራሊያ፡ ኣፍሪቃን (ደቡብ ኣፍሪቃ፡ኢትዮጵያ ሱዳን) ኤስያን ብዝመጹ […]

On the occasion of the “Golden Jubilee” Awate’s appeal to Eritrean people…still the “gun” is the first choice

Farajat – Editorial

Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC)

 For more info contact Fessehaye Hagos at

መግለጺ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ እዮቤልዩ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ሎሚ ባሕቲ መስከረም 2011 ንምጅማር ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 50 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ሃገራዊ ፍሉይነትን ተዘክሮን ዘሎዋ ዕለት ኮይና፡ ምኽንያቱ ብድሕሪኡ ዝተቀርጸ ኤርትራዊ ህይወት ብዙሕ ፍልይ ስለ ዝበለ እዩ፡፡ እዚ ኣባሃህላ እዚ ዘረባ ምድጋም ዘይኮነ ከም ኤርትራውያን ክብርቲ መዓልቲ ብምዃና ኣብ ጉዕዞ […]

ሽማግለ ንጉባኤ በይ-ኤርያን መስርሕ ምርጫን ተሞክሮኡን

ሽማግለ ንጉባኤ በይ-ኤርያ ከምቲ ኣጃማምርኡ ብዓወት’ዩ ዛዚሙ። እዚ ሽመግለ’ዚ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ክሳብ ዕለት ምርጫኡ ልዕሊ 15 ኣኼባታት  ኣካይዱ። እዚ ኣኼባታት’ዚ ንጡፍ ተኻፋልነት ኣባላት ዝዓዘዞን ምሉእ ነጻነት ርእይቶን ክትዓትን ዝዓብለሎን ህዝባዊ ኣኼባታት ብምንባሩ ነቲ ኣባል ነንሕድሕዱ ንምፍላጥ ዓቢ ተራ’ዩ ተጻዊቱ። እቲ ዝፈጠሮ ሃዋሁው እውን ነቲ ካብ ዝተፈለለየ ተመኩሮታት ዝመጸ ኣባል ርእይቶኡን ሓሳባቱን ብዘይንሕሰያ ከፍስስን፡ ተጸዋዊሩን […]

GOLDEN JUBILEE (September 01, 1961 – September 01, 2011)

MARTYR AND HERO “HAMID IDRIS AWATE” THE FATHER OF THE ERITREAN ARMED STRUGGLE AND   REVOLUTION

መጸዋዕታ ናብ ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ በይ ኤርያ ካሊፎርንርያ U.S.A

ብምጅማር ብረታዊ ሰውራና ሃገራዊ ብዓልና ብሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ በይ ኤርያ ኣብ ካሊፎርነያ ነዚ ክቡር መዓልቲ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብመሪሕ ሓርበኛ ስውእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ዝተጀመረ ቃልሲ ኣሻሓት ብሉጻት ኣሕዋት ኣሓት ኣቦታት ኣዴታት መሪር መስዋእቲ ተኸፊሉ። ኤርትራ ካብ ባዕዳዊ ገዛኢ ናጻ ኮይና ‘ሃገረ ኤርትራ’ ተባሂላ ክትጽዋዕ ዝገበረት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net