Archive for: May, 2012

Rally Report from Sweden

By Rally organizers May 24th Eritrea’s independence Day the 21st anniversary was marked by a huge rally against the suppression of the tyranny in front of the Eritrean Embassy in the City of Stockholm. The Eritrean Democray Activists, Civil and political organizations organizations conducted today Friday 25th May a huge rally under a theme, “Enough […]

ነቲ ካብ ዕለት 25 ግንቦት ጀሚሩ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ዝካየድ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፍን ናይ ኤርትራውያን መንእሰያት ኮንፈረንስን ፡ ናይ ደገፍ መግለጺ ብደግሓኤ ዞባ ኣመሪካ።

ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ፡ መንእሰይ ወለዶ ክኣ ብፍላይ፡ ኣብ መግዛእታዊ ታሪኽ ሃገሩ ተወዳዳሪ ዘይብሉ፡ ናይ ህግዲፍ ናይ ጥፍኣትን ብርሰትን ጥቑዕ ኰይኑ፡ ንሕብረተ ሰብ ዓለም ብዘደንጹ መልክዑ ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ እዋን፡ ንስርዓት ህግዲፍ ካብ ስሩ ቦርቚቑ` ብምድርባይ ፡ ሰብኣዊ መሰላ ዝተሓለወ ርግእቲ ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ንምህናጽ፡ ካብ ማንም ግዜ ናይ ቃልሲ ታሪኹ ንላዕሊ ተጠርኒፉ ይምክት ብምህላዉ ፡ […]

ናይ ሓደራ መልእኽቲ

ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ናብ መላእ ናይ ተቓውሞ ሓይሊታት ናብ መላእ ደለይቲ ለውጢ መን እሰያት ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ኩሉ ዓመት-መጸ ብምኽኒያት መዓልቲ ናጽነት ኣብ ውሽጢ ሀገርን ደገን ፈስቲቫላት ከምዘካይድ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ፡ ብፍላይ ከኣ ን ኣብ ወጻእ ዝነብር ህዝቢና ፡ ነቲ ብህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ […]

መግለጺ ጽንብል ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ 24 ግንቦት 2012

ብ1991 ባዕዳዊ መግዛእቲ ፋሽስታዊ ስርዓት ደርጊ ተሳዒሩ ድሕሪ ምብራሩ፡ ኤርትራ ነጻን ልዕላዊትን ሃገር ምዃና ተረጋጊጹ ኣብ ኣህጉራዊ መጋባእያታት ባንዴርኣ ካብ ዘውለብልብ እንሆ 21 ዓመት መሊኡ። ሃገራዊ ነጻነት ኤርትራ ውጽኢት ዕስራ ዓመት ሰላማዊ ፖሎቲካዊ ቃልስን ሰላሳ ዓመት ዝወሰደ መሪር ብረታዊ ተጋድሎን’ዩ። ኣብ’ዚ መሪር ሰላማውን ዕጥቃውን ቃልስታት’ዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብኩሉ እንትንኡ ተቓሊሱ ዝተጎናጸፎ ድሙቕ ኣኽሊል ዓወት ምዃኑ […]

ብኣወሃሃዲ ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ ዝዳሎ ሓበሬታዊ መጽሔት

ብኣወሃሃዲ ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ ዝዳሎ ሓበሬታዊ መጽሔት Read More

An urgent appeal for all Eritreans

Eritrean Relief Organization Email: eritreanrelief@gmail.com An urgent appeal for all Eritreans Everyone knows the non-human, miserable life situation that any Eritrean refugee in various neighbouring countries is leading as a result of his/her escape from the oppression and abuse of the regime. It is their legitimate right to ask us to alleviate their suffering and […]

Succefull Demonstration in Cairo

Protest and demand Your rights The release of all detainees (prisoners of conscience) Constitution that emanates from the will of the people Return to the national fold… A decent life … without poverty… without subjugation… Security and peace … no constraints … no marginalization… No to death in the desert … and the sea … […]

ብምኽንያት መበል 21 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝወጸ መግለጺ።

ሎሚ 24 ግንቦት 2012 ንመበል 21 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ዝባዓለላ ታሪኻዊት መዓልቲ እያ። ህዝቢ ኤርትራ ዓመት መጸ ነዛ ዕለት እዚኣ ዘኪሩ ከብዕላ እንከሎ እተሕልፎ ዓቢ መልእኽትን ታሪኽን ዘለዋ ዝኽሪ ስለ ዝኾነ ደኣ እምበር ካልእ ምኽንያት የብሉን። ጅግና ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መስርሕ ሓርነታዊ ተጋድሎኡ ንኣስታት ፍርቂ ዘመን ዝኣክል ሰላማውን ዕጥቃውን ሓርበኛዊ ቃልሲ ኣካይዱ ሰፍ […]

ካብ ተዓዘብቲ ፍጻመ፡ ሰራሕቲ ፍጻመ ንኹን ኩልና ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንመርሽ

ሚዛን ሓይሊ ይቕየር ኣሎ። ደገፍቲ ህግደፍ ርእሶም ዘድንንሉ፡ ደለይቲ ለውጢ ኣፍልብና ነፊሕና ፍትሒ ንሓተሉ እዋን በጺሑ’ዩ። ኩሉ ፍጻመ ነጥበ መቐይሮ ኣለዎ። እዚ ኣብ 25 ግንቦት ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ ፡ ኣብ 26ን 27ን ግንቦት ዝግበር ኮንፈረንስ ብዓይነቱ ፍሉይ፡ ብኣዋዳድብኡ ጽፉፍ፡ ንኩሉ ደላዪ ለውጢ ብሓደ ሓቚፉ፡ ወጽዓ ህዝብና ኣቃሊሑ ሰማዒ እዝኒ ክረክብ ብዓውታ ከጋውሕ ዝተቓነየ’ዩ። ኩርናዕ ቃልሲ […]

ኣስተምህሮ ታሪኽ ጀበርቲ ብጀላል ያሲን ኣበራ ኣብ ሙንተዳ ኣልጀበርቲ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ንሓው ጀላል ዶክተር ያሲን ኣበራ ዓዲሙ ብዛዕባ ታሪኽ ጀበርትን ብድሆታቱን ዝምልከት ኣስተምህሮ ክህብ ንቀዳም ዕለት 26.05.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም። ብዳሓን ምጹ!

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net