Archive for: May, 2012

WHY DC WAS SIMPLY DIFFERENT – A personal reflection

Dear all, As a new day starts here in DC and the warm morning sun rises over the capital that is home to one of the most powerful democracies in the world, I finally found the time to visit Facebook again and reflect on the recent events here in DC. My shortest summary: WOW! (But […]

ሙንተዳ ጀበርቲ ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንገዲም ተጋዳላይ ኣቶ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ ከጋይሽ እዩ!

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ናይ ዓይኒ ምስክር ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ/ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ ዓዲሙ ኣብቲ ናይ መጨረሽታ መድረኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ካብ 1975-1982) ክዛረብ፡ ንጅምዓት ዕለት 01.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ […]

Rally Pictorial Report from Rome

Rally Pictorial Report from Rome 28 May 2012 [cincopa AAIAL76lwNcG]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሃምቡርግ

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሃምቡርግ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ • መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን • መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ • ምምራጽ […]

Flash Mob For Eritrea ~ Melbourne, Australia

The First Flash Mob For Eritrea ~ Melbourne, Australia

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ተመሪጻ ።

ኣገዳሲ መግለጺ 20/05/2012 ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ተመሪጻ ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ብዕለት 20 ጉንበት 2012 ናይ ስራሕ መደባት ተኸፋፊላ ። ብከምዚ ዝስዕብ ድማ ነብሳ ሰሪዓ ። ኣቶ ሱለማን ኢድሪስ …… ኣቦ መንበር ኣቶ መሓመድ ኢድሪስ …… ዋና ጸሓፊ ኣቶ ዳዊት ኣብርሃ …… ቁጠባ […]

A nation plundered

Twenty one years after independence, Eritrea is a nation plundered morally, economically, socially and legally. I will spare my readers from repeating what other cyber writers have eloquently covered. Nevertheless, it is important to repeat some of the golden words spoken by PIA in the last twenty one years.  Just before independence, PIA stated […]

ንተራን ማሕበራዊ ቦታን ዓበይትን ሽማግለታትን ዝዝቲ ኣኼባ

SEMINEAR ON THE “POWER OF ELDERS” Mr. Eli Anderson, accompanied by Mr. Tesfay Sebhat and Dr. Maknun Ashami, is going to give a lecture on the “Power of Elders” and their social position. The lecture will focus on the erosion of cultural and social capital within which the elders in many communities must thrive. ንተራን […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራክፎርት (ኒደራድ)

ብዓርቢ ዕለት 25፡ መዓልቲ „ነጻነት“ ኤርትራ ናይ 24 ግንቦት 2012 ብምዝካር፡ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ህግደፍ ኣብ ፍራንክፎርት፡ ነቲ ሸፋቱ ህግደፋውያን ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራን መንእሰያቱን ብዘይ ምቍራጽ ዘወርድዎ ዘሎዉ ንግፍዕን ጭኰናን ይኣክል ንምባል፡ ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይድና፡ ኵሎም ኣብ ጀርመን ዝምቕማጦም ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ደሞክራስን ዝተሳተፍዎ ኸኣ ነበረ። ሰለማዊ ሰልፊ ፍራንክፎርት (ኒደራድ) […]

Eritreans protest outside embassy in Ramat Gan

Shahar Chai 05.25.12 In the backdrop of the growing protest against infiltrators in Israel, some 150 Eritreans demonstrated outside the Eritrean Embassy in Ramat Gan, in protest of dictatorship in their country. The demonstration was held on the occasion of Eritreat’s Independence Day and is part of a series of protests held by exiled Eritreans […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net