Archive for: June, 2015

Adopt appropriate measures to end impunity in Eritrea

To the President of the United Nations Human Rights Council Geneva   For English, see below.   ኣብ ኤርትራ ይፍጸም ዘሎ ሕልፍ ዝበለ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት መታን ከብቅዕ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ተሪር ስጉምታት ከወስድ፡ ነቶም ቀንዲ በደለኛታት ድማ ኣብ ፍርዲ ከቕርቦም ንጽውዕ! ندعو المجتمع الدولي إلى اتخاذ إجراءات صارمة ضد الحزب الحاكم […]

Press Release

Press Release On 26 June 2015, more than 5000 justice-seeking Eritreans (in very conservative estimates) flocked to Geneva from all over the world –– to demonstrate their unflinching support to the UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea (COIE). They congregated in huge numbers in front of the UN Offices in Geneva (Place […]

መሰደሪ ሓቂ truth’s yardstick

ልክዕ ብወርሒ ሰነ ቅድሚ ናይ ሎሚ ሓደ ዓመት ሕቡራት መንግስታት ነቲ እብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ብስድራ-ግዳያትን  ዚቐርበሎም ዚነበረ ጥርዓናት – ብዛዕባ ጥሕሰታት ኤርትራዊ ሰብኣዊ መሰላት አብ ኤርትራ – ንምፍታሽ ሓንቲ መርማሪ ኮምሽን አውጺኡ። ኣባላታ ከአ ማይክ ስሚሥ Mike Smith ካብ ኣውስትራልያ፣ ቪክቶር ዳንክዋ Victor Dankwa ካብ ጋና፣ ሸይላ ኪይታሩሥ Ms. Sheila B. […]

Smret Eritrawyan invites you for July 4th cookout‏

Smret Eritrawyan invites you for July 4th cook out‏    

UN Human Rights Council Speaks Out

Based on the 483-page report of the UN Commission of Inquiry on human rights in Eritrea, the power 47-member UN Human Rights Council has made a long list of conclusions and recommendations directed to the Eritrean regime and the international community at large.   Every recommendation made to the Eritrean authorities confirms the grave violation […]

Eritrean Appeal for World Support

Through a mammoth demonstration scheduled for 26 June 2015 at UN Geneva, Eritreans who are opposed to the most repressive African regime in Asmara, are coming from all over Europe and other parts of the globe to call upon the UN Human Rights Council and the rest of the international community to address the ongoing […]

ውረድ ውርደተኛ !

ብፍረወይኒ ሃብተማርያም፡ ንሰላማዊ ሰልፊ ጂነቫ 26.06.2015   ውረድ ውርደተኛ! ተዋሪድካ ኣዋሪድካና ዋይ ወሪዱና! ወረዳ ኣውሪዱልና?   ወሪድዎ እግዝሄር´ሲ ኣውሪዱልና? ባዕልና ደኣ ብኣንነት ዓዊርና ጸሚምና! ገሌና ድማ ብዕሽነትና ዝሒልና – ዓንዲሩልና!   ውረድ ደይብ ኩነታት ህዝብና ከይዓጀበና ዋጋ ዕዳጋ ብመንእሰያትና!? ተዋጢጥና ተለኻኺምና ተዋሪድና! ጀጋኑ ከሲርና ነዊሑና! ሕጂ ግን ይኣኽለና! ውረደልና!   ሓቢርና ንጂነቫ መጺና ክንብለካ ውረድ […]

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ አብ ከተማ ኰሎን/ጀርመን

ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ንመዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ንምኽባር አብቲ ዓመት-ዓመት ንህዝቢ ዘራኽበሉ አብ ሕምብርቲ ከተማ-ኰሎን ዝርከብ ፍሪደንስ-ፓርክ ነዚ ረዚን-ዕለት ብድምቀት ጸምቢሉ። አብ ናይታ ከተማ ገራብ-ሜዳ አብ ጎኒ‘ታ ብ2009 ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ብስም ሰማእታት ባዕሉ ዚተኸላ ካስታንያን ኦም (chestnut tree)ን ንዕኡ ንመዘክር ተተኺሉ ዘሎ መግለጺ ሰሌዳን ኣባላቱ አኪቡ ነዚ ዕለትን ሓዚልዎ ዘሎ ዕላማን ብዘርኢ ካብ ጸሎት (ብክልተ ዕላውያን ቋንቋታትና) […]

ጕዕዞ ኤርትራውያን ንጅነቭ ን2. ዕላማ

እቶም ሰብ ሕልና ኤርትራውያን ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ቀዳምነት ሰሪዖም፣ ሕድሪ ሰማእታት ሰኒቖም፣ ሓበን ኣቦታቶምን ኣያታቶምን ተዓጢቖም፣ ንህዝብን ሃገርን ክጣበቑ ኢሎም ንዕለት 26 ሰነ 2015 ሕልና አልቦ ዝኾኑ ኤርትራውያን ከአ፡ ሞት ምስ ኢሰያስን ጕጅለኡን ከም ዕላም ወሲዶም አብ ልዕሊ ህዝቢግዱድ ውሳኔ ንኽትግብሩ ንዕለት 20 ሰነ 2015   ትርጕም ናይዚ ክልተ ጕዕዞታት ሰላማዊ ሰልፊ ኢዩ፤ መጸውዒኡ ከምኡ […]

Literature from the Horn of Africa

By Bookshy @bookshybooks   Once in a while I go on these literary journeys to places I’ve never been before. Well, I’m off on another one – this time inspired by Maaza Mengiste’s tweets this week on the dominance of Nigeria, Ghanaian and Kenyan writers in African literature versus writers from Ethiopia, Eritrea, Djibouti, Somalia […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net