Archive for: October, 2016

ዓርኪ ጀነራል ፍሊጶስ 36 ኪሉ ወርቂ ከተህድም ተታሒዛ !!

ወጋሕታ ዓርቢ ዕለት 28/10/2016 ጽገረዳ ዝተባህለት ኤርትራዊት ዋናኒት ”ጽገረዳ ወኪል ጉዕዞ” 36 ኪሎ ዘይተጻረየ ወርቂ ካብ ኣስመራ ናብ ዱባይ ከተህድም ብጸጥታ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሰመራ ከም ዝተታሕዘት ካብ ኣሰመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ወ/ሮ ጽገረዳ ንኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ ከም ውሽምኡ እትፍለጥ ኣብ ናይ ንግዲ ዓለም እትዋፈር ጓል ኣንስተይቲ ኢያ። ምስኡ ብዘለዋ ቅርበት ተጠቒማ […]

ህዝብናን ማሕበራዊ ጸጥታኡን

ህዝቢ ኤርትራ መሓልፎ ሎሚ – ማለት ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ብረታዊ ሰውራ አካይዱ ልኡላውነት ምጕንጻፉ – ተራእዩ ዘይፈልጥ ጸጥታዊ ጸገም አለዎ። መነባብሮ ህዝብና ብጥሜትን ውግእን ሰላሙ ካብ ዚጠፍኦ ዳርጋ ሓደ ዘመን ሓሊፉ’ዩ፣ ይኹን ድአ’ምበር ማሕበራውን ጸጥትኡን መኣዝን ቃልሱን ከምዚ ናይ ሕጂ ዘለዎ መኣዝኑ ስሒቱ ኣይፈልጥን። ዚዀነ ህዝቢ ሽግራቱ ንምፍታሕ ከከም ባህርያት ናይቲ ሽግራት፡ ቃልሱ ቀይሱ’ ዩ […]

Melbourne Rally

Melbourne Rally to support the report of UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea. We to call upon the UN security Council to take urgent and effective sanctions and to hold the Eritrean dictator to be accountable for the atrocities committed in Eritrea by referring it to the International Criminal Court

ኣብየት!!ኣብየት!!!ክቡር ኣቶ ባን ኪ ሙን!!!!! ዋና ጸሓፊ፡ ሕቡራት መንግስታት፡ ዓለም።

ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ኣብየት!! ኣብየት!!!!ኣብየት!!!ስለ ዝግበር ዘሎ ገበናት፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፡ ብሰበስልጣን፡ መንግስቲ ኤርትራ። ንኩሉኹም ወከልቲ፡ ኣባላት ሕቡራት መንግስታት ዓለም። ንሕና፡ ኣብ ታሕቲ ዝኸተምና፡ ኣብ ስደት እንነብር ኤርትራውያን፡ ንኽቡር ዋና ጸሓፊ፡ ኣትሪርናን፡ ዓው ኢልናን፡ ነቲ ብውርሒ 21 ሰነ 2016 ዝቐረበ፡ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ብናይ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣማኻሪ፡ መሰል ሰብኣዊ መሰላት፡ ዝቐረበ፡ ጸብጻብ […]

Important Demonstration Information

Demonstration Location or Address: 405 E 42Nd St (46th St. & 1st Ave) New York, NY 10017   Parking for the demonstration

The Upcoming NYC Demo: Empowering the Youth with Technology to make a leadership Difference

Nowadays, the combination of youth and technology, as change agents, make social and political impacts.  The youth with technology were seen during the Arab Spring revolutions to raise public awareness and motivate the people into peaceful and organized-collective actions as well as disseminate plans and decisions of the minute and the day to guide the […]

ግሃድኤ-ሕድሪ ዞባ እስራኤል ሰሚናር ኣካይዱ፡ ነቲ ዞባ ወኪሎም ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ዝሳተፉ ኣባላት መሪጹ።

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዞባ እስራኤል ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ፡ ግሃድኤ-ሕድሪ ንካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ይቀራረበሉ ኣብዘሎ እዋን ብዕለት 15 ጥቅምቲ 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ሰሚናር ናይ’ቲ ዞባ፡ ቀንዲ ዛዕብኡ ኣብ ቅድመ ምድላው ውድባዊ ጉባኤ ዘተኮረ እዩ ኔሩ።   ንዝርዝር ኣጀንዳታት ናይ’ቲ መደብ ተኸቲሉ  ስርዓት መኽፈቲ’ቲ ሰሚናር ዝገብረ ኣቦ-ወንበር ዞባ መንእሰይ ፍሻለ ገብረእግዝኣብሄር […]

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ  ለውጢ (ኤስደለ) ዕዉት  ዞባዊ ውድባዊ  ኮንፈረንስ  ሰሜን ኣመሪካን ህዝባዊ ዓውደ ዘተን ካብ መስከረም 29-ጥቅምቲ 01/ 2016 ኣብ ከተማ ደንቨር ኣቃኒዑ፡

እዚ ብኣኼባ ኣባላት ማእከላይ ሽማግለን መራሕቲ ዞባ ሰሜን ኣሜርካን ዝተጀመረ ኮንፈረንስ ኣቦ መንበር ኤስደለ ኣቶ ዮሃንስ ኣስመላሽ ንኣጠቓላሊ ኣተሃላልዋ ውድብናን ናይ ኣዋኑ መደባትናን ዝሓበረ ኮይኑ በቶም ብቐረባ ንዞባ ሰሜን ኣመሪካ ከማሓድሩ ዝጸንሑ ብጾት ድማ ኣጸናንሖኦም ብዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ ቀሪቡ ብዛዕባቲ ዝቕጽል ዞባዊ ኮንፈረንስ መደባት ስሪዑ ሓዲሩ።

ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይልገስ – ካልኣይ ክፋል

ብፍስሓ ናይር   ስለምንታይ ኢና ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይልገስ ንብል?   ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ሓደ ባርባራዊ ስርዓት፣ ንሰብኣዊ መሰላት ዝጥሕሰን፣ ንሕልና ወድሰብ ዝቀትል፣ንባህርያዊ ክብረትን ንማዕረን ዝግህስ፣ናይ ሓሳብን እምነትን ንምግላጽ ዝኽልክል፣ንሕዝቢ ብፍርሓትን ጥምየትን ሒዙ ዘሎ ናይ ውሑዳት ምልክነት ሰሎዘሎ ኢዩ፡፤   ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ጽሑፈይ ኣብ ኣዋጅ ኣድማሳዊ ሰነድ ተመርኲሰ ብሕጽር ዝበለ ኣቅሪበ ነይረ፣ ሎሚ ድማ […]

ኣገዳሲ ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን

ዕዙዝ ሕውነታውን ገድላውን ሰላምታና ብድሕሪ  ምቕዳም፡– ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣቲናዮ ዘለና ተሃዋሲ መድረኽ ቃልስን ኣገጣጥምኡን ብዝምልከት ንዓሚቕ ሃገራዊ ዘተን ልዝብን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣዳልዩ ምህላዉ ይሕብር። እዚ ብኣቦ መንበር ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ተጋ/ዮሃንስ ኣስመላሽ ዝምራሕ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ብዙሕ እዋናዊ ኣገዳሲ ሃገራዊ ጉዳያትን ነጥብታትን ዝድህስስ መድረኽ ኮይኑ፡ ህዝቢ ንፖሎቲካዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net