Archive for: October, 2017

ጋዜጣዊ መግለጺ ስክረታርያ ሰሚናር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣቲይዎ ካብ ዝነበረ ደውታ ንምስጓሙ፣ ብፖለቲካዊ ሓይልታትና ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕርታትን ቀጻሊ ዘተን ርክብን ብምጥንኻር፣ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤሃባደለ፣ ካብ ዕለት 20 ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ትሕቲ “ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምድሓን ኩሉ ንምኽፋል ንዳሎ” ዝብል ቴማ ኣገዳሲ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ ምጅማር ሰሚናር፣ ውድብ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ብኣቦ መንበሩ ኣቢሉ፣ […]

Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC)

Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) Reset. Refocus. Be Relevant. 20-22 October 2017 CTCPreparatoryCommittee@gmail.com   Memorandum of Understanding Shared National Vision, United Action and Transition to Democracy in Eritrea This Memorandum of Understanding is the outcome of the CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) and of the discussion and understanding reached among […]

መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.)

መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) ዳግመ–ውደና፤ትኹረት፤ ኣውራነት ፍ ራንክፈርት: ጀርመን   መዝከር ምርድዳእ ሓባራዊ ሃገራዊ ራእይን፡ ውሁድ ተግባርን: ምስግጋር  ዴሞክራሲ ኣብ ኤርትራ 22 ጥቅምቲ 2017     እዚ መዝከር ምርድዳእ ‘ዚ ውጺኢት ናይ’ቲ ኣብ ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር ኣብ መንጎ ፖለቲካውያንን በርጌሳውያንን ተቓወምቲ ውድባት: ካብ 20 ጥቅምቲ ክሳብ 22: 2017 ዝተኻየደ ዘተን ዝተበጸሐ […]

ደምዳሚ ኣዋጅ ሳልሳይ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሳጣሓሉ ውሽጣዊ ቅልውላውን፡ ካብ ልሉያት ሓርበኛታት ሃገራውያን መራሕቱ ኣብ ተቀራራቢ ጊዜያት ብርክት ዝበሉ ብመስዋእቲ ብምፍላዮምን፡ ንገልኣቶም ጉዕዞ ሃገራዊ ተጋድሎ  ውድብና ከም ዝኾልፍ መሲልዎም ነበረ። እንተኾነ ግና፡ ብሳላ ጽኑዕ ተጋድሎ መላእ ኣባላቱ፡ መድረኽ ቅልውላው ብትብዓት ሰጊሩ፣ ውሽጣዊ ሓድነቱ ከረጋግጽን፡ እቶም ሃገራውያን መራሕቱ ዝሓደጉዎ ባዶነት ብምምላእን፡ ከም ብሓዲሽ ኣብ ጽኑዕ ባይታ ብክልተ እግሩ […]

ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን

ኣብ መንጎ እቶም ተቃለስቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ወይ ድማ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክርስያዊ ስርዓት ንምትካል ዝጓነፎ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት፣ ከምቲ ፕሮፈሶር ሃንቲንግቶን ኣብቲ ብዙሕ መጽናዕትታቱ ኣብ ሳልሳይ ማዕበል ኣብ ዝብል ጽሑፉ ከም ዝገልጾ፣ኩሉ እቲ ዝሓለፈ ማዕበላት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዙሕ ሓጐጽጐጽን ዕንቅፋታትን ስለዝገጠሞ ገሊኡ ዝተዓወተ ገሊኡ ድማ ኣብ መንጎ ከይተዓወተ ዝፈሸለ ኣሎ ይብል ንኣብነት ኣብቲ ሳልሳይ ማዕበል ብ 1974 ኣብ ሃገረ ፖርቱጋል ኣንጻር ምልክነት ቀጺሉ ድማ ኣብ ሃገራት ደቡብ ኤውሮፓ ከም ንኣብነት፣ ስፓንየን ድሓር ድማ ኣብ ሃገራት ላቲን ኣመሪካ ካብ 1970ክሳብ 1980 ዝተኻየደ ቃልሲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሳልሳይ ማዕበል ክጽዋዕ ብዙሓት ተመራመርቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ይሰማምዑሉ።

Press Release: Forum for National Dialogue (FND)

Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) Reset. Refocus. Be Relevant. 20-22 October 2017 CTCPreparatoryCommittee@gmail.com Press Release: (October 9, 2017)   In an ongoing effort to promote a Shared Vision and United Action among the Eritrean opposition organizations, civil and political, the Forum for National Dialogue, with the facilitation of Eri-Platform, is convening a […]

መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.)

መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.) ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) ዳግመ–ውደና፤ትኹረት፤ ኣውራነት ፍራንክፈርት ጀርመን 20-22 ጥቅምቲ 2017 ጋዜጣዊ መግለጺ 9 ጥቅምቲ 2017   በቲ ብቀጻሊ ኣብ መንጎ  ፖለቲካውያንን በርጌሳውያንን ተቓወምቲ ውድባት ሓባራዊ ሃገራዊ ራእይን፡ ውሁድ ተግባርን ክብ ንምባል ኪካየድ ዚጸንሐ ጻዕሪ መሰረት: መድረኽ ሃገራዊ ዘተ (መ.ሃ.ዘ.): ብኣሳላጥነት ኤሪ–መድረኽ: ኣብ 20-22 ጥቅምቲ 2017: ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር ዘርእስቱ ንምግባእ […]

ሎሚ’ውን ከም ወትሩ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ !

ብገዛኢ ኪዳነ ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ነጻነቱን ሰብኣዊ ሓርነቱን፣ ኣንጻር ገዛእቱን ገፋዕቱን ቃልሲ ካብ ዘንቅል ኣትሒዙ፣ ክሳብ እዛ ዕላማኡን ዓወቱን ብጉጅለ ህግደፍ ዝጭወ ነሓንቲ መዓልቲ እውን ትኹን እፎይ ከይበለ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ እምብዛ መሪር ኢዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን‘ዚ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ወንጀል ንኤርትራና ኣብ ሞትን ሕየትን ዝዓይነቱ ቀራና መንገዲ ሸኺሉዋ ኣሎ። […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net