Archive for: June, 2019

Tyrant’s Abstinence from Explaining his Secrets with Ethiopia Pushes “Enough is Enough” Call to Head-on Confrontation

This year’s Liberation Day, May 24, brought shame, disrespect and humiliation upon the tyrant.  On this day, the tyrant was likened to the naked king who thought the clothing he had on was the best that could only be seen by the wisest people proved to be foolish and irrational when a kid spoke up […]

ጋዜጣዊ-መግለጺ ምትእኽካብ ኤርትራዉያን ኣብ ሆላንድ

ሎሚ ዕለት  20/06/2019 ፡ ንሕና ኤርትራዉያን  ኣብ ሃገረ ሆላንድ እንነብር፡ ኤርትራዉያን ሓይልታት ሓርነትን ለዉጢን ማለት (1.ኤርትራውያን ማሕበረ ሰብ ደቡብ ሆላንድ (ECHO) 2.ማሕበር ምጥርናፍ ኤርትራውያን ኣብ ኣምስተርዳምን ከባቢኡ 3.ንጡፋት ኤርትራዉያን ንዲምክራስያዊ ለዉጢ 4.ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ማሕበር (Vereniging ) ደንሃግን ከባቢኡ 5.ሰረት (stichten) ጸሓይ-በርቒ ደንሃግ) ኢና። ካብ  ጥንትን ጥቅምትን ጀሚሩ፡ ብሓፈሻ ኣንጻር ጭካን ገባቲ (tyranny) ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብደረጃ […]

Human right organizations addresses a letter to 41st Session of the UN Human Rights Council on Eritrea

11 June 2019   To Permanent Representatives of Member and Observer States of the United Nations Human Rights Council Ensure continued scrutiny of the human rights situation in Eritrea   Excellency, We, the undersigned human rights organizations, are writing to urge you to support the adop­tion of a resolution at the upcoming 41st session of the UN […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ወተሃደራዊ መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን፣ ነቶም ኣድማ ገይሮም ዘለዉ ሰላማውያን ንምብታን፣ ሓይሊ ብድሕሪ ምጥቃሙ፡ ኣብ ሱዳን ዝምዕብል ዘሎ ኩነታት ኣመልኪቱ ውሳኔ ክምዝውስድ ክግመት ጸኒሑ’ዩ። ሚኒስትሪ ዜና ገባቲ ስርዓት ኢሳያስ ብዕለት 5 ሰነ 2019 ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ከሎ ጌና ንምቕዳሙ፡ ንሕብረት ኣፍሪቃ ጉዳይ ሱዳን ኣህጉራዊ መልክዕ ከየትሕዞን፡ ነቲ ኩነታት ከየጋድዶን ኣጠንቂቑ። ኣብ ርእሲኡ’ውን መግለጺ […]

ENCDC: Press Release

In a pre-emptive stance on the African Union’s decision on the developments in Sudan, after the sit-in of protestors were disbanded by force, the Eritrean Ministry of Information issued a Press Release on June 5 and published on the official website of the ministry, warning the internationalization of the Sudan issue and working to exacerbate […]

ህጹጽ ኣኬባ ንደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኣብ ሂዩስተንን ከባቢኣን

ዝኸበርክን ኩልኽን ኣሕዋትን ኣዴታትን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ሂዩስተን ሰፊሕ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኣኼባ ክህልወና ስለዝኾነ  ብዛዕባ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና  እሂን ምሂን ክንብል ንኹልኽን ኤርትራውያን ኣሕዋት ነዚ ህዝባዊ ጻውዒት ክትሳተፍ ብኽብሪ  ንዕድመክን ኣለና። እዚ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቃስ ንኹሉ ኤርትራዊ ዝሐቆፈ ኮይኑ ንፓለቲካውያን ሰልፍታት ንሲቪካውያን ማሕበራትን መራሕቲ ሃይማኖትን ውልቀሰባትን ዝጠርነፈ ናይ ያኣክል መቀጸልታ መኸተ ሰላዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ […]

ደምዳሚ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ

ብድሕሪ ምዝዛም ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ዝተገብረ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነትን፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት፣ ብጉባኤን ብማእከላይ መሪሕነትን ዝተወስዱ ውሳኔታትን ዝተሓንጸጹ መደብ ዕዮን ንምትግባር፣ እዋናዊ ትልምታት ንምስራዕ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ምፍላም ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባኡ፡ ብኣጋጣሚ እቲ ብነዊሕን መሪርን ቃልስን ሰፍ ዘይብል […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net