Latest news

Notices

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦክላንድ

ዕላማ እዚ ኣኼባ’ዚ፡ ብዛዕባ እቲ ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተነድፈ 4 ሰነዳት ክዛተ እዩ። ንሳቶም ከኣ፡   1) ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገረ ኤርትራ፡…

By farajatPublished
News

ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ ኣብ ርያድ ምስ ህዝቢ ርክብ የካይድ

ተሓጋግዚት ሽማግለ ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ  ጨንፈር ርያድ ብሓሙስ  ዕለት 28/7/2011 ንኤርትራውያን ተቐማጦ ርያድን ከበቢኣን  ኣብዞም ዝሰዕቡ ነጥብታት ዘተኮረ ሓፈሻዊ ምብርሂ ሂባ። መልእኽቲ ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ መስርሕ ምድላው ንጉባኤ…

By farajatPublished
News

ዘተ ምስ ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖለቲካ ሃገራዊ ኮምሽን መሳርሕቱን።

ዝኸበርክምን/ክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልዑል ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 5 ነሃሰ (August), 2011,  ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top