ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኢትዮጵያ ብኤርትራውያን ስደተኛታት

ትማሊ 20 ሚያዝያ 2011

 ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣንጻር ህግደፍ ዝዓለመን ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ፖሎቲካ ስደተኛታት ደኣ’ምበርናይቁጠ ባስደተኛታት ከምዘይኮኑ ዘረጋገጹላን፡ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተዳለወ፡ (ይኣክል)ኣብትሕቲ ዝብልቴማ ሰፊሕ ሰለማዊ ኣብ ኩለን መዓስከር መደበር ስደተኛታት፡ ማለትኣብትግራይ ሽመልባ፡  ማይ-ዓይንን ዓዲ-ሓሩሽኣብዓፋር ኣስሓይታን በርሓለን ከምኡ’ውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንተ ኻይዱውዒሉ፡፡

ኣብ’ዚ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ’ ዚኣብሽመልባ 3000 ማይ-ዓይኒ 10000 ዓዲ-ሓሩሽ 5000 ኣስሓይታ 2500  በርሓለ 1000 ኣዲስኣበባ 900 ብሓፈሻልዕሊ 22400 ስደተኛታት ተሳቲፎም ውዒሎም፡፡ እዚ ሰለማዊ ሰልፊ’ዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅምርን ክዛዘምን፡ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ቀለብ ዓሳ ባሕሪ ዝኾኑ ንጹ ሃት ኤርትራውያን ብምዝካር ብናይ ሽምዓ ዝኽርን ናይ ሕልና ጾሎትን’ ዩተኻይዱ፡፡

እዚ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊን ነፍሲ-ወከፍ ስደተኛየ  ሕቢንዎ እዩ፡፡ ህግደፍ ንጉጅለ ሰዓብቱን ካብስል ጣኖምክሳብዝእለዩድማ፡ ኣበርቲዑክሰርሓሉምዃኑድማደጊሙኣረጋጊጹኣሎ፡፡

ዝወዓሉጭርሖታትኣብኣዲስኣበባ 

1.በቃ ደጊምይኣክልጭቆና፡ምዝመዛን፡ ምብትታንንህዝብታትኤርትራ!

2.ብመንነትና እንሕበንንእንኾርዕንዉጽዓትኤርትራዉያንናይፖለቲካስደተኛታትኢና!

3.ስዉር ባርነትይኣክል!

4.እህህታ ህዝብናይደመጽ!

5.ኤርትራ ናይኤርትራዉያንእንበርናይህግደፋዉያንኣይኮነትን!

6.ዉልቀ መላኽነትየብቅዕ!

7.ሰብኣዉን ደሞክራስያውንመሰላትናይከበር!

8.ብጉልባብ ሃገራዊኣገልግሎተዝግበርደረትኣልቦዓመጽይኣክል!

9. ንተዓጠቅብሓባርንፍትሒ!

10.ስርዓት ህግደፍመንሽሮሰላምንምርግጋእንእዩ!

11.መሰል ሃይማኖታትይተሓሎ!

12.ንዘይሓላፍነታዊ ኣዕናዊፖሊሲስርዓትህግደፍንኹንን!

13.ስደትና ከብቕዕዲክታቶሪያዊስርዓትሕጂይተኣለ!

14.እወ ንደሞከራስያዊለውጢ!

15.ፍርዲ ኣልቦማእሰርቲ፡ መጭወይትነቅትለትንይገታእ!

16.መንእሰያት ኤርትራኣንጻርጊላነትጠጠውንበል!

17.ስደትና ከብቅዕሓድነትናነትርር!

18.ስደት ናይሓዋሩፍታሕኾይኑኣይፈልጥን!

19.ኣቃልቦ ማሕበረሰብዓለምንጉዳይስደተኛታትኤርትራዉያንንጽዉዕ!

20.ኣብ ልዕሊጸረ-ሰላምሰርዓትኢሰያስዝተበየነማዕቀብይጽናዕ!

21.እወ ንማዕርነትንናጽነትንህዝብታትኤርትራ!

22.ማዕረ እጃምማዕረተጠቃምነት!

23.ተሓታትነትን ገሉጽነትንሕጂ!

24.ንቅሎ ሓፋሽንሓመድድበምልኪ!

25.ደጊም ይኣክልምብልላጽ!!

26.ሓድሽ ለውጢንሓድሽሂወት!!

27.ሰራዊት ኤርትራኣብጎኒዉጹዕህዝብኻጠጠውበል!!

28.ዉጽዕ ሰራዊትናንምእላይምልካዊስርዓትተላዓል!!

ምስሊ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብኸፊል፡

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=4234

Posted by on Apr 23 2011 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net