Notices

መጸዋዕታ ንደላይ ፍትሒ

ንኩሉ ኤርትራዊ  ደላይ  ፍትሒ ንቐዳም January 3 -2015  ስዓት 8፡00  ብ ኣቛጻጽራ  በሪልን ታይም ጋሻና ፍስሓጽየን ገብረ  ኣድከመ (adkeme_4) ሙኩሩን ብዓል ዓቕምን  ኣብ Hzbawi Eritreai Hagerawi Bayto ENCDC  ROOM  መጺኡ መግለጺ ክህብ  ኢዩ ብ Baltak

ኣብ ገምጋም  ዝሓለፈ  ተቓውሞና  ኣብ 24 ዓመት ስርዓት ዲክታይተር ኢሳያስ ኣፈወርቒ  ምልኪ ካብ ዝብሕት ክሳብ  ሕጂ  ክንከዶ ዝጸናሕና ኣካያይዳ  ከምቲ ዝግባእ ከነድምዕ ስለ ዘይ ጸናሕና ንድሕሪ ሕጂ  ኤርትራውያን  ከም ህዝቢ ከም ሃገር ንህልቀት ህዝብና ጠጦው ከነብሎ ነዚ ስርዓት ህግደፍ  ነበረያ ነበር ክንገብሮ ሽግርና  ህዝብናን  ሃገርናን መወዳእታ ኣብ 2015 ከብቕዕ  ቅዲ ሓሳባት ኣሳራርሓ መግለጺ ክዋሓብ  ስለ ዝኾነ  ንኽሉ ኤርትራዊ ኣብዚ   Hzbawi Eritreai Hagerawi Bayto ENCDC  ROOM  ብሓባር  ክንካታተል  ብኣኽብሮት ብዘይ ሌላን ጉሌላን ንኹሉ አርትራዊ  ትዕደሙ  ዓደምቲ  ጉዱሳት  ኣማሓደርቲ ናይዛ   ህዝባዊ  ሃገራዊ ባይቶ ENCDC ሩም

ቦታ ከይ መልኤ ቀልጢፍኩም  ክትኣው ነዛኻክር

ENCDC  ROOM

ብድሓን  ሙጽኡ

 

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top