Author Archive
Stories written by admin

ብምኽንያት ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ሰደተኛታት 20 ሰነ 2012 ዝተዳለወ መግለጺ

20 ሰነ ኣብ ኤርትራዊ ዓውደ-ኣዋርሕ ረዚን ትርጉም ዘለዋ ዕለት’ያ፡፡ ሰውራ ኤርትራ ንዘልዓሎ ነጻነታዊ ሕቶ ኣብ ምምልስ ንልዕሊ ፍርቒ ክፍለ ዘመን ኣብ ዝተካየደ ሰላማዊ ፖለቲካውን ዕጥቃውን ቃልሲ፡ መተካእታ ንዘይብላ ብልጽቲ ህይወቶም ሱባኤ ሓርነት ህዝብን መሬትን ኤርትራ ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታትና እንዝክረላ፡ ንዘሰከሙና ሕድርን ዝኣተናሎም መብጽዓን እንሕድሰላ ቃል-ኪዳናዊት ዕለት’ያ፡፡ ጎና-ጎኒ እዛ ክብርቲ ኤርትራዊት ናይ ዝኽርን ሕድርን መዓልቲ፡ ብተፈጥሮን […]

ስውኣትና መሊኦም ዝቐስኑን ዝድበሱን ነጻን ልዑላዊትን ሃገር ጥራሕ ብምርግጋጽ ዘይኮነስ ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት መሊኡ ምስ ተዓወተ እዮም ዝቐስኑ፡

ጀጋኑ ተቃለስቲ ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣዊ ክብሮምን ናጽነቶምን ክብሉ ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ንሓደ ምሉእ ክፍለ ዘመን ዝኣክል እምቢ ንመግዛእቲ ኢሎም ንኹሉ ናይ ጭቆና ግፍዕታቶም ዋላ ንሓንቲ ካሊኢት እውን ትኹን ከይተንበርከኹ ክሳብ ሰፍ ዘይብል ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ዝተቃለሱ ሓርበኛታት ህዝብታት እዮም። ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ ደርብታት ኢትዮጵያ ስርዓት ሃ/ስላሴን ደርግን ዝተኻየደ ጽዕጹዕ ሓርበኛዊ ቃልሲ እንተወሰድና’ኳ […]

ጸብጻብ ህጁም መንእሰያት ብአጋጣሚ ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት-ለንደን

አባላት ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት አብ ዓባይ ብሪጣንያ (EYSC-UK) ብምኽንያት 20 ሰነ 2012 መዓልቲ ሰማእታት አመልኪቱ “20 ሰነ መላገጺ ህግደፍ አይኮነን! አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ነቲ ሰማእታት በጃ ዝሓፍሉ ብህግደፍ ዝተጠለመ ዕላማ ዘዛኻኽር ተኸታተልቲ ህጁም(storming) አብ ልዕሊ ደገፍቲ ህግደፍ ብብዝሒ ዝእከብሉን ዝጥቀምሉን ንግዳዊ ትካላት አብ ከተማ ለንደን አካይዶም፡ ፡ አብቲ ብቐዳም ዕለት 16/06/2012 ንዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት […]

መደባት ዝኽሪ ሰማእታት አብ ከተማ ለንደን

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ብቀዳምነት ድሕሪ ዝዓዘዘ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታ ምቕራብ፡ ንኩሉ’ቲ ዕለታዊ ዕማማትኩም ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ይምነየልኩም። ኣብ ኤርትራ እቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተወጊዱ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ተካይድዎ ዘለኩም ረዚን ጻዕርታትን ቃልስታትን ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ይምነየልኩም። ብምቕጻል ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ አብ ዓባይ ብሪጣንያ ን20 ሰነ 2012 መዓልቲ ሰማእታት ኣመልኪቱ 20 ሰነ መላገጺ ህግደፍ አይኮነን! […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሲያትል

ጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽ ምዕብልናታትን: ከምኡ’ውን ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲ ለውጢ ኣብ ከተማናን ከባቢናን: ኣልዒልና ኣብ ወርሒ ግንቦት ተኸታትሊ ኣኼባታት ክንገብር ምጽናሕና ዝዝከር ኢዩ። ካብኡ ቀጺልና’ውን ግንቦት 24 2012 መበል 21 ዓመት፡ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ብደለይቲ ለውጢ ዝኾኑ መንእሰያት ኤርትራ ዝተበገሰ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ምክያድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣልዕልና ተዘራሪብናስ ምሉእ […]

U.N. rights chief accuses Eritrea of torture, killings

By Robert Evans GENEVA | Mon Jun 18, 2012 (Reuters) – United Nations human rights chief Navi Pillay accused on Monday gold-rich Eritrea, which holds a strategic stretch of the Red Sea coast, of carrying out torture and summary executions. Pillay told the U.N. Human Rights Council there were between 5,000 and 10,000 political prisoners […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኡልም

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኡልም/ጀርመን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ • መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን • መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ • ምምራጽ […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ

ንቐዳም ዕለት 23-06-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ምትግባር ሓልፍነት እትስከም ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ከተካይድ መዲባ ስለ ዘላ፡ ኩሎም ንለውጢ ትቃለሱ ዘለኹም ሃገራውያን ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ንኽትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም። ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ቀዳም 23-06-2012 ቦታ፡ EBBELS GATE 1 […]

ተራ መንእስያት ኣብ ምህናጽ ሃገር The role of youth in nation building

ብፍስሓ ናይር ሕቶ መንእሰይ ብኩነታት ትምህርቱን ኣብ ዕዳጋ ስራሕ/ Labour market በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ናይ ስራሕ ስእነት/ unemployment እናጸበቦ ብምኻድ እተን ብመንእስያት ዝግደሳ መንግስታት ቀዳምነት ብምሃብ ነዚ ሕቶዚ ንምምላሽ ይቃለሳ ኣለዋ ኣብ ኤርትራ ግን እቲ መንግስቲ ንመንእስያት ይሃድንን የብርስን ኣሎ። ሎሚ መንእሰያት ኣብ ኤርትራ ግዳያት ናይ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኮይኖም ኣብ ውሽጢ ሃገር ይህደኑን ይርሸኑን ኣለዉ […]

EYC-EYSC፡ ድሕሪ ዘካየዶ ዕዉት ኮንፈረንስ፡ ስም ማሕበር፡ ሰነዳት ራኢን መራሕቱን ኣቃሊሑ

(4 ሰነ 2012) EYC-EYSC ድሕሪ ዘካየዶ ዕዉት ኮንፈረንስ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (ስ.ኤ.መ.ለ.) ወግዓዊ ስም ማሕበሩ ክኸውን ኣጽዲቑ። ብተወሳኺ ምምሕያሽ ዝተገብረሉ ሰነዳት “ራኢና ንቁልጡፍ ዓወት” ኣጽዲቑ፡ ንሓደ ዓመት መራሕቲ ኮይኖም ዘገልግልዎ ፈጸምቲ ኣካል መሪጹ። እዘን ክልተ ኣሓት ማሕበራት EYSCን EYCን ኣብ ለካቲት 2012 ኪዳን መስሪተን፡ ሕጂ ከኣ ብሓደ ስም EYSC […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net