ብፍስሓ ናይር ሕቶ መንእሰይ ብኩነታት ትምህርቱን ኣብ ዕዳጋ ስራሕ/ Labour market በብዝተፈላለየ ምኽንያታት ናይ ስራሕ ስእነት/ unemployment እናጸበቦ ብምኻድ እተን ብመንእስያት ዝግደሳ መንግስታት ቀዳምነት ብምሃብ ነዚ ሕቶዚ ንምምላሽ ይቃለሳ ኣለዋ ኣብ ኤርትራ ግን እቲ መንግስቲ ንመንእስያት ይሃድንን የብርስን ኣሎ። ሎሚ መንእሰያት ኣብ ኤርትራ ግዳያት ናይ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኮይኖም ኣብ ውሽጢ ሃገር ይህደኑን ይርሸኑን ኣለዉ […]
Jun 17 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
(4 ሰነ 2012) EYC-EYSC ድሕሪ ዘካየዶ ዕዉት ኮንፈረንስ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (ስ.ኤ.መ.ለ.) ወግዓዊ ስም ማሕበሩ ክኸውን ኣጽዲቑ። ብተወሳኺ ምምሕያሽ ዝተገብረሉ ሰነዳት “ራኢና ንቁልጡፍ ዓወት” ኣጽዲቑ፡ ንሓደ ዓመት መራሕቲ ኮይኖም ዘገልግልዎ ፈጸምቲ ኣካል መሪጹ። እዘን ክልተ ኣሓት ማሕበራት EYSCን EYCን ኣብ ለካቲት 2012 ኪዳን መስሪተን፡ ሕጂ ከኣ ብሓደ ስም EYSC […]
Jun 10 2012 | Posted in
News |
Read More »
June 4, 2012 – Following its successful coordination of the Eritrean Youth Conference in Washington, D.C., that was held May 25 – May 27, 2012, the Eritrean Youth for Change – Eritrean Youth Solidarity for Change (EYC-EYSC) has adopted the name Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC), officially approved its amended document “Our Vision for […]
Jun 10 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ቀዋሚ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላትን ሓፈሻዊ ሓርነትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ዝርከብ ሓበሬታዊ ብሎግ ኣበጊሱ ከም ዘሎ ክንሕብር ደስ የብልና። http://encdchumanrightscommittee.blogg.se ሓፋሽ ህዝብና፡ ብስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጸም ዘሎ ሰብኣዊ ግህስታትን፡ ንኣድማሳዊ ሕግታትን ኣህጉራዊ ስምምዓትን ጥሒሱ ኣብ ልዕሊ’ቶም ካብ ጭቝና ከምልጡ ዝፍትኑ ዜጋታት ዘውርዶ ዘሎ ግፍዕታትን በዚ ብሎግ’ዚ ኣቢሉ ንከቃልዕ ጻዊዕትና […]
Jun 9 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ነሕዋት፡ 1. ማሓመድ ሳልሕ ሓጉስ ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ 2. ሓው ኣንዋር ኢብራሂም ሓላፊ ክፍሊ ውደባን ስርርዕን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዓዲሙ: ብዛዕባ • ተመክሮ ተቓወምቲ ብሓፈሻ፡ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከመይ ይመስል ከዘራርቦም ንጅምዓት ዕለት 08.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ […]
Jun 7 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
By Fesseha Nair The Eritrean National Council for Democratic Change an umbrella broad organization consisting political and civic society organizations has endorsed three documents in their congress held in Awasa – Ethiopia last year/ 2011. At Awasa in 2011, the political and civic organizations built an agreement by focusing on the goal to end dictatorship […]
Jun 4 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሎንደን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት፡ 10/06/2012 ቦታ፡ Abrar house 45 Crawford place London, W1H 4LP ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00 “ብሓባር ምእንቲ […]
Jun 1 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
Dear all, As a new day starts here in DC and the warm morning sun rises over the capital that is home to one of the most powerful democracies in the world, I finally found the time to visit Facebook again and reflect on the recent events here in DC. My shortest summary: WOW! (But […]
May 31 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ናይ ዓይኒ ምስክር ገዲም ተጋዳላይ ኣቶ/ ኑሪ ማሓመድ ዓብደላ ዓዲሙ ኣብቲ ናይ መጨረሽታ መድረኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ካብ 1975-1982) ክዛረብ፡ ንጅምዓት ዕለት 01.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ […]
May 31 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
Rally Pictorial Report from Rome 28 May 2012 [cincopa AAIAL76lwNcG]