ኣብ ከተማ ሳንበርዲንዱኖን ከባቢኣን ሰንበት 7 ሕዲር 2010 ዝተጋበአ ህዝባዊ ኣኼባ ንሃገራዊ ጉባኤ ብውዕዉዕ ክትዓትን ልዙብ ምርድዲእን ተሰላሲሉ። ብኣባል ኮምሽን ዝኾነ ሓው ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ መብርህን ድሕረ ባይታ ናይ ኮምሽን ድሕሪ ምቕራቡ፡ መዯብ ዕዮን ዕላማን ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ዱሞክራሲያዊ ለውጢ ዝርዝራዊ መብርሂ ኣቕሪቡ። እዚ ዕቱብ ተሳታፍነት ማሕበረሰብን፡ ብማሕበረሰብ ዓለም ዝለዓለ ኣቓልቦን ተቐባልነትን እናረኸበ ዝመጽእ […]
Nov 9 2010 | Posted in
News |
Read More »
By ENCDC Sweden A public meeting was conducted on Sunday 7th of November in the city of Guthenborg by the Eritrean commission for democratic change- Sweden Branch where a considerable part of the political, civil organizations and individuals participated. The meeting was conducted from three o’clock in the afternoon and lasted up to eight o’clock […]
Nov 9 2010 | Posted in
News |
Read More »
ትማሊ ሰንበት ዕለት 7 ሕዳር 2010 ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካዊ ውድባትን ብርገሳዊ ማሕበራትን፣ ውልቀ ሰባትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተኻዪዱ። ብጾት ኣባላት ኮሚስዮን፣ ሓው ዓብዳልካሪም ሙስጣፋ ናይ ዜና ስራሓት ኣባል፣ ከምኡ ድማ ሓው ኑር ኢድሪስ ናይ ውድባን ስርርዕን ስራሓት ኣባል ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም ሰፊሕ መደረ ብዛዕባ ዋዕላን መደብ ስራሓት ኮምስዮንን […]
Nov 9 2010 | Posted in
News |
Read More »
ብመሰረት እቲ ብዕለት 28 ጥቅምቲ 2010 ኣብ መርበባት ሓበረታን ከምኡ ዉን ብኣካል ዝተዘርገሐ ዕድመ ፣ ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ሃገራዉያን ዕድመ ኣኽቢሮም ዝመጹ ፣ከፋትን ነጻን ዝኾነ ኣኼባ ኣካይዶም።
Nov 7 2010 | Posted in
News |
Read More »
ብቀዳም 30/10/2010 መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ኣቶ ዓንደብርሃን ተቐማጣይ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፈን ዜጋ ብምዃን ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ምስ መንእሰያት ኣብ ከተማ ሊድስ ኣቃኒዖም።
Nov 7 2010 | Posted in
News |
Read More »
The Eritran National Commission held its second public meeting, which took place on the 2nd of November 2010 in Melbourne, Australia. The meeting began with a welcome speech by Muntisar Abdella, followed by Saleh Hamde who gave a brief introduction about the Eritrean National Conference and the Commission. Participants in the meeting were informed to support […]
Nov 5 2010 | Posted in
News |
Read More »
ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ፍሹል ኣኼባ ስርዓት ህግደፍ ብአምበሳዶር ኣቶ ግርማይ ሳንቲምዝተኻየደ ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ብ EYGM – CANADA ጨንፈር ኦታዋን ካልኦት ግዱሳት ሃገራዊያን ኤርትራዊያንን ተወቒዑን መኺኑን ስርዓት ህግደፍ ብ ቀዳም ዕለት 30 ጥቅምቲ 2010 ዓ.ም. ኣብ ኦታዋ ርእሰ ከተማ ካናዳ ንዝቅመጡ ኤርትራዊያን ፍሹል ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ናይ ዝተሳተፉ ቁጽሪ ኣስታት 40 ሰባት […]
Nov 5 2010 | Posted in
News |
Read More »
ብኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ የተቦሪ – ሽወደን ክካየድ ምዃኑ ብምሕባር፡ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ኣኼባና፡ ብዛዕባ ውጽኢት እቲ ብዓወት ዝተሰላሰለ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ከምኡ’ውን ብዛዕባ መደብ ዕዮ ኮሚሽን ሃገራዊ ዋዕላን ምስ ተሳተፍቲ ኣኼባ ብዑምቍት ክዝቲ ኢዩ። ኤርትራዊ ዜጋ፡ ሃገራዊ […]
Nov 5 2010 | Posted in
News |
Read More »
ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ጉባኤ ኤዲኪ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ንክግበር ብዝወሰኖን ንተግባራውነቱን ክትትሉን ዝምልከት ከኣ ንፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሓላፍነት ምሃቡን ይዝከር። በዚ መሰረት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡ ንጉባኤ ተዳሉ ኣርባዕተ ኣባላት ዝሓቖፈት ሽማግለ ካብ ውሽጢ ኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መዚዙን መምርሒ ሂቡን።
Nov 4 2010 | Posted in
News |
Read More »
ህዝባዊ ሽማግለ ተቐማጦ ሎስ ኣንጀለስ ቀዳም 30 ጥቅምቲ 2010 ንኻልኣይ ጊዜ ብምእካብ ኣቦ መንበርን፡ ምኽትልን፡ ዋና ጸሓፍን ከምኡውን ናይ ሓላፊ ሜድያን ሓበሬታን፡ ጉዳያት ፋይናንስን፡ ስርዒታውን፡ መጽናዕተ-ቅዋማውን ጉዳያትን፡ ንኡሳን ሽማግለታትን መሪጹ። ብዘይካ’ዚ ድሕሪ ብዙሕ ክትዓትን ምይይጣትን ሓደ ናይ ስራሕ-መደብ ማኗል (Work-Plan) ነዲፉ ብምስራዕ ንኮሚሽን ኣቕሪቡ። ሓው ሃይለማርያም ተስፋይ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ብዝተገብረሉ ዕድመ […]
Nov 3 2010 | Posted in
News |
Read More »