ሽማገለ ዋዕላ 20 ሰነ (June) 2007 እቲ ብመጸዋዕታን ኣዳላውነትን ሓላፍነትን ሓድሽ ተስፋ ነት ዎርክ ብዕለት 16-17 ሰነ (ጁን) ኣብ ኣምስተርዳም (ሆላንድ) ዝተኻየደ ዋዕላ (ኮንፈረንስ) ኣምስተርዳም ብዓወት ተዛዚሙ። እዚ ሃገርን ህዝብን ካብዚ ዘለዎ ግፍዕታትን ጭቆናን ህግደፍ ንምድሓን ብመጀመርያ ንሕና ኤርትራውያን ክንሰማማዕን ክንጥርነፍን ኣሎና ብዝብል መበገሲ ዝተገብረ ኣኼባ ከኣ ኣብ ክልተ ክፋልት ተኸፊሉ እቲ ሓደ ንተዛረብቲ […]
Jun 20 2007 | Posted in
News |
Read More »
Dammbach, Germany 10 May 2007 Coming from 10 countries in five continents, 13 high-level leadership members of the Eritrean National Salvation Front (ENSF), the Eritrean Liberation Front – Revolutionary Council (ELF-RC) and the Eritrean Democratic Party (EDP) met between 8 and 10 May 2007 in the German village of Dammbach near Frankfurt and thoroughly […]
May 10 2007 | Posted in
News |
Read More »
Managing interorganizational Relations and Unity on what and how? By Zemeheret Andemicael Seare From the land of Bogos (Sharki) Objective The objective is to engage positively and highlight the different views such that the reader and our people benefit in understanding the difference in visions, approach and choices of solutions to the Eritrean problem, especially […]
May 8 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
BISMILLAHI RAHMAN AL RAHEEM (IN THE NAME OF ALLAH THE GRACIOUS AND MERCIFUL) I WOULD LIKE TO BEGIN BY EXTENDING TO YOU THE TRADITIONAL ISLAMIC GREETING OF ASALAMUALAKUM (PEACE BE UPON YOU) We are gathered here today to remember Abdullah Nasser, an intellectual, a brother, a soldier, and a patriot The story of Abdullah Nasser […]
Apr 24 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
The death of Abdullah Nasser on April 14 2007 was met by sudden shock and disbelief. On April 22, 2007, Eritreans gathered in Toronto, Canada to honour and pay tribute this great man who spent so many years defending justice. Family, friends, prominent community leaders, and well wishers flocked a downtown hall to remember their […]
Apr 22 2007 | Posted in
News |
Read More »
አብ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ሊቨር ፑል ብስደተኛታት ኤርትራውያን ዝተዳልወ ዓብይ ሰላማዊ ሰልፊ ሚያዝያ 4 2007 ተኻይዱ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ አብዚ እዋን ካብታ ዝፈትውዋን ዘፍቅርዋን ሃገሮም ተሰዲዶም አብ ዓባይ ብሪጣንያ ብዝርከቡ ስደተኛታት ዝተዳለወ እዩ ኒሩ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ መንግስቲ እንግሊዝ አብ ሃገሩ ንዝርከቡ ኤርትረውያን ስደተኛታት ጉዳዮም ብግቡእ ክርእየሎምን፡ ናይ ሰራሕን መንበሪ ፍቓድን ንኽውሃቦም ዝጠልብ ኒሩ። ኣብዚ […]
Apr 6 2007 | Posted in
Resistance |
Read More »
ቤት-ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ዜና ኤ.ዲ.ኪዳን ኣቶ በሺር ኢስሓቅ እዚ ዝስዕብ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ:- እታ ብማእከላይ መሪሕነት ኤ.ዲ.ኪዳን ዝተመርጸት ፈጻሚት ሽማግለ ነቲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ኤ.ዲ.ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኽስተ ናይ ምፍንጫል ተርእዮ ንምብዳህ ዝዓልመ ከከም ኣድላይነቱ ኣበየግዚኡ ብመሰረት መደብ ዕዮኣ ኣኼባታታት ብምክያድ ምስ ሓድሽ ኩነት ብዝሰማማዕ መድረኻዊ […]
Mar 23 2007 | Posted in
News |
Read More »
ካልኣይ መወዳእታን ክፋል ሀ/ ህዝቢ ለ/ መራኺቡ ብዙሓት ካልኣይ ጠቕላሊ ጉባኤ ኤ.ዲ.ኪ ካብ ዕለት 15- 22 ለካቲት ኣብ ዝገበሮ ጉባኤ፡ ሓባራዊ ምርድዳእን፡ ንዝቀረበሉ ሓሳባት ተመያይጡ ግቡእ መፈጸምታ ኣብ ዝገበረሉ እዋን፡ እቲ ግንባር ኣብ ዝመጽእ ሓጺር ግዜያት ኣብ ከመይ ዝበለ መድረኻዊ ዕብየት ክሰጋገር ምዃኑ፡ ኩሉ ደላይ ሰላም ኣብ ሓሳባቱ ፍሉይ ስኢሉን ቀሪጹን ምንባሩ […]
Mar 9 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
”ወልድኣብ ፍስሓጽየን ኦስሎ ኖርወይ” ዕለት፡ 08.03.2007 እዚ ጽሑፍ’ዚ ብጀካ ኣብ መስከረም ኣብ ናይ ኩሎም ተቓወምቲ ወብሳይታት ንኽወጽእ ፍቑድ’ዩ። ዝኸበርኩም ኣንበብቲ!! ሕጂውን ተመሊሰ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዝገለጽክዎ፡ ንሓድነት ተቓወምቲ፡ ብዓቢኡ ኻኣ ንሓድነት ህዝቢ ኣርትራ ድኣ’ምበር ንማንም ውልቀ ሰብ ወይ ውድብ ንምክልኻል ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኹ። ዝኸበርኩም ኣሓትን ኣሕዋትን!! በዚ ኣብ ሞንጎ ኪዳን ተረኺቡ ዘሎ ናይ ምፍንጫል […]
Mar 8 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
The Umbrella under which all the Fronts, Movements and Parties joined and rallied around is the choice of the Eritrean people. The Umbrella founded on the bases of prohibition marginalization of any group. It is initiated to gather together and protect all Eritreans whatever their believe may be or size composed of. The Umbrella was […]
Mar 7 2007 | Posted in
Articles |
Read More »