መራሒ ህ.ግ.ደ.ፍ ክድዓትን ስርቅን ሓሶትን ብግህዶ
2ይ ክፋል ብ ገብሪሂወት ኣቡዓሸራ ኩብራት ተኻተተልቲ ብዛዕባ መራሕ ህግደፍ ኣብ ምስሪ ዝገበሮ ቃለ መጠየቕ ኣብ ዝሓለፈ ኣቕሪበ ነይረ ብናይ ግዜ ምሕጻር…
ስርዓት ህግደፍ ናይ ምጭዋይ ተግባራቱ ይቕጽል ።
GIC 22/1/2007 ብዕለት 14/01/2007 ምሉብርሃን ጎይትኦምን ደጀን ጎይትኦም ዝተባህሉ ክልተ ኣሕዋት ኤርትራውያን ካብ ዶባዊት ከተማ ከሰላ ዓሽዋኢ ዝተባህለ ከባቢ ሰዓት ሸውዓት ናይ ምሸት ብሓይልታት…
ኣግዳስነት ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ከምዘብቀዓ ተገሊጹ ።
GIC 22/1/2007 ኣገዳስነት ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳይት ከምዘብቀዓ ኣልሰሓፋ ዝተባህለት ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ሱዳን ኣብ ናይ ዕለት 20/01/2007 መበል 4885 ሕታማ ሓቢራ…
ኣብ ኤርትራዊያዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ( ኤ.ዲ.ኪ )
ኣብ,ዚ ኪዳን,ዚ ዝኸይድ ዘይስጡምን ዘየተኣማምንን ኣገባብ መድብ ዕዮ እንተሪኢና ድማ ብመጠን ናይ,ቲ ኣብዚ ኪዳን ዝርኤ መስርሕ ምዕባሌ ክንበብ ይከኣል እዩ። ኪዳን ማዕቢሉ,ዶ ደኺሙ ወይ…
መዘክር ንተካፈልቲ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን
ዝኸበርኩም ክቡራትን ክቡራንን መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ተካፈልቲ ጉባኤን፡– ቅድሚ ኩሉን ልEሊ ኩሉን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፡ ከምU Eውን Aብ ስራሕኩም Aሳልጦን ዓወትን ብምምናይ፡…
ተቓውሞና በየናይ ቅዲ ቃልሲ
ሳልሳይ ክፋል! ኣብቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ብዛዕባ ጎነጻውን ሰላማውን ኣገባብ ቃልሲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ኣባላት ኪዳን ኣቕሪበ ኔረ። በዚ መሰረት እዚ ዘሎ ንኡስ…
ሰላም ዘይብላ ሃገር
ጸሓይ በሪቕሉ ሌባ ከዳናግር ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 17/01/07 ቅጭጭ ዘይብሎ ኤሪትራዊት ኣደ ጾማ ክትሓድር መሬት ከዊሓ እንከላ ኣጸባቢቑ ሓስ.ዩ ዘዳናግር …


