Act of Heroism
On September 1, 1961, Eritreans commenced their “armed” struggle for independence. It is a symbolic date. In reality, Eritrean struggle [non-armed] for independence began…
ዝምድና ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራን መንግስቲ ኤትዮጵያን እናሓየለ ይኸይድ ኣሎ ተባሂሉ ።
GIC 14/9/2006 መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ ዜናዊ ተራኺቡ ኣብ ሃገራውን ዞባውን ጉዳያት ብምልዓል ዘተ ኣካይዱ ።…
March For Freedom
Initiated and Organized By ASPER-Italy In Coordination with Eritrean Anti Tyranny Global Solidarity source: Awate.com Listen to THEM Language …
5 ኤርትራዊያን ዝርከብዎም 23 ሰባት ብሓደጋ ፈንጂ ሞይቶም
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 13.09.2006 23 ስባት 5 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 23 ሰባት ትማሊ ኣብ ዘጋጠም ክልተ ሓደጋታት ናይ ፈንጂ ክምዝሞቱ ሎሚ ዕለትት…
ዕዉት ባዓል ባሕቲ መስከረም አብ ሪያድ መበል 45 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልስና አብ ከተማ ሪያድ
ብኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብድምቀት ውዒሉ ብዕለት 09/09/2006 አብ ከተማ ሪያድ ሱ-ዓራቢያ ባሕቲ መስከረም ብሱታፌ ኩሎም መሰረታት ኤዲኪን ካልኦት ግዱሳት ኤርትራውያን ዕዱማትን ተደናገጽትን ብድምቀት…
GET ORGANIZED AND TAKE ACTION
September 13, 2006 Eritrean Congress Party (Info. Office) In human history no matter the depth of contents, any kind of theory is worth nothing…
ሓደ ኮለኔል ዝርከቦም 250 መንእሰያት ኣብ ሓደ ሰሙን ኣብ ሱዳን ኣትዮም
ካብ መርበብ ኢንተርነት ኣዱሊስ ዶት ኮም 13.09.2006 መስርሕ ምጽንቃቕ ናይ ኤርትራ ካብ’ቶም ብሉጻት ዓቕምታታ ዝዀኑ መንእሰያት ይቕጽል ኣሎ። ካብ ዕለት 1-7 መስከረም 2006 ኣብ…
መልእኽቲ ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ
GIC 11/09/2006 መደበር ሓበሬት ጋልፍ (GIC) ብኣጋጣሚ በዓል ቅዱስ ዮሓንስ ንኹሎም ኣመንቲ ክርስትና እንቓዕ ናብ ብርሃን ቅዱስ ዮሓንንስ ኣብጸሓኩም እናበለ ርሑስ ኣውደኣመት ክገበረልኩም ትምነ…
ኣርባዕተ ምልዮን ህዝቢ ብዓሰርተ ከዳዓት
ኮሮኩር ኢሳያስ ሃገረ ኤርትራ ተዋሪዳ ሃገርና ኤርትራ ካብቶም ቀደም ዘሓለፉ ጨኮንቲ ገዝህቲ ሎሚ ኣብዘበነ ህግደፍ ህዝብና ብሪኢዎን ተመኲርዎን ዘይ ፈልጥ መሪር ብዘስካሕክሕ ኣረሚናኣዊ ግዝ’ኣት…




