Author Archive
Stories written by admin

ሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ውዕሎ 3ይ መዓልቲ ሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብዚ ዝተጸምደሉ ዓቢ ገድላዊ ሓላፍነት ዝጠልብ ዕዮታቱ’ዚ፡ ብ17 ታሕሳስ 2014፡ ኣብቲ ካብ ሰለስቲኡ ኣካላት /መሪሕነት ባይቶ፣ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈትን ኣሰናዳኢ ሽማግለን/ ዝቐረበሉ ሓበሬታዊ ጸብጻባት ተሞርኲሱ፡ ብዘቕረቦም ሕቶታት ተወሳኺ መብርሂታት ካብ ዝምልከቶም ኣካላት ብምርካብ፡ ሓባራዊ መረዳእታታት […]

ሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

2ይ መዓልቲ ውዕሎ ሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኩሉ ዕንቕፋታት ሰጊርና ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ከነዓውት ኢና!! ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ብ15 ታሕሳስ 2015 ዝጀመረ ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ውዕሎ ካልኣይ መዓልቱ ብንግህኡ፡-  ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ከይግባእ ዘጋጠሙ ዕንቕፋታት ከመይ ይመስሉ፡ ካልኣይ ሃገራዊ ንምዕዋት ሕጂ’ኸ መፍትሒኡ […]

ዜና ብስራት!!

ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ሎሚ 15 ታሕሳስ 2014 ልክዕ ሰዓት 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ “ንኩሉ ዕንቅፋታት ብምውጋድ፡ 2ይ ሃገራዊ ጉባኤ ከነዓወት ኢና!!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ፡ ብወግዒ ስርሑ ጀሚሩ፡፡ ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብወግዒ ስርሑ ቅድሚ ምጅማሩ፡ ኣብ መስርሕ ሓርነታዊ ቃልስናን መስርሕ ደሞክራሲያዊ ለውጥን ክቡር መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ኩሎም ጀጋኑ […]

ካልኣይ ጉባኤ በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ድለይቲ ፍሒ በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ዳዕሮ በይ-ኤርያ) ካልኣይ ጉባኤኡ ብዝሓለፈ ሰንበት 7 ታሕሳስ ኣካይዱ። ኣብዚ ጉባኤ እዚ ዓመታዊ ምርጫ ተገይሩ። እዚ ጉብኤ እዚ፡ ብቑጽሪ ተኻፈልቱ ይኹን ብኣጋባብ ኣካያይድኡ፡ በቲ ኣብኡ ዝወዓለ ኣባል ኣድናቖትን  ምስጋናን  ዘትረፈ  እዩ። ምኽንያቱ መብዛሕትኡ እቲ ንጡፍ ተኻፋሊ፡ ብሰንኪ ሽማግለ ቦርድ ዘሕለፎ ጽጉም ተሞክሮታት ካብ ዘሕደሮ  ስክፍታ ብምብጋስ፡ ብዙሕ ሰብ ኣይክመጽእን […]

Eritrean Delegation to S. Africa Highlights Problems at Home; Obtains Pledges for African Solidarity & Support

By Member of Joint Eritrean Delegation . It was a visit unique of its kind: this joint Eritrean delegation to Nelson Mandela’s South Africa just a year after the passing away of modern Africa’s topmost statesman. The delegation consisted not only of representatives of three political and civic organizations but also an independent activist Eritrean […]

Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (Simret)

In an effort to continuously enhance our movement and to bring the change we all want to see in Eritrea, we would appreciate your taking the time to attend and share your views with us.

Creating a shared vision in the Eritrean Struggle from Dictatorship to Democracy

By Fesseha Nair   What is a vision? What is a shared vision? Much has been written about the importance of shared vision and leadership in the Eritrean Opposition.   Vision is the image people has in common about how the work will look upon completion, how they will work together and how people accept […]

ዜና ዓርቢ ሓርነት

ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀዳምን ሰንበትን ህዝቢ ኤርትራ ንምልካዊ ስርዓት ሓቢሩ ሓግሒጉ ንኸኣልዮ ዝጽውዕ መልእክቲ ዝሓዘ ስእላዊ ጽሑፍ (ግራፊቲ/graffiti ) ን ፖስተራትን ስቲከራትን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ስኢሎምን ለጢፎምን። ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ካብ ኤርትራ ብዝሓበሩዋ መሰረት እቲ ስእላዊ ጽሑፍ (graffiti) ኣብ ዝተፈላለየ ቦታትት ክኸውን ከሎ ሓደ ካብቲ ግራፊቲ ዝተሰኣሎ ቦታ ድማ ኣብ […]

Press Release

  Joint Communiqué on UN Commission of Inquiry (COI) on Eritrea Spokesperson of the Joint Task Force Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (ESMNS) and Eritrean Youth Solidarity for Change-North America (EYSC-NA) December 4, 2014   ESMNS and EYSC-NA set up a joint task force to work with COI on documenting the horrendous abuses affecting […]

ምልኪ ይህለቕ… ፍትሒ ይንገስ

እረ ሎምስ…  ብልሃቱ ጠፍኣና ርብዒ  ዘመን ኮይኑ… ፍትሒ’ና በልና ምልኪ ይዕንድር’ሎ… ፈላሊዩ ነዓና  ይክሻሕ ብዕሊ መርዛም ‘ኣንጭዋ ናቕፋ’ ***

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net