ብምኽንያት ምእታው ሓድሽ ዓመት 2015 አብ ዚግበር ጽምብል ንምስታፍ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢአን ንኩሊኻትኩም/ክን ኣባላት ማሕበር ብፍላይ፣ ንደለይቲ ፍትሒ ከአ ብሓፈሻ፣ ብኽብሪ ትዕድም። ከምቲ ልሙድ ማሕበርና ሎሚ’ውን ዓመት 2014 ብ2015 እንክትካእ ሓቢርናን ሰሲናን መታን ንሓድሽ ዓመት ብሓባር ክንጽንብል፣ ንቀዳም 3 ጥሪ 2015 ርክብና አብ ከተማ-ኰለን ይኹን! ዝግበረሉ ኣድራሻ ከአ አብ Bürgerzentrum Nippes Turmstraße 3–5 50733 […]
Dec 28 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
በዓል ኣቦይ ገራህቱ ኣቦና ኣይትኹኑ ህዝቦም እና ተሳቐየ ዓይኖም ዝዕምቱ ምእንቲ መረባዓት ሕልነኦም ዝሸጡ ዝነገሰ ንጉሶም.. ስሱዓት ናይ በለጽ ወጣጡ መኻን የእምሮኦም
Dec 27 2014 | Posted in
Articles,
Poetry |
Read More »
Eritreans in Great Britain to Commemorate Omar Jaber ኤሪትራውያን ተቀማጦ ዓባይ ብሪጣንያ፣ብጾትን: የዕሩኽት ነፍስሄር ዑመር ጃብር ንተራ ሃገራዊ ቃልስታት ዑመር ጃብር ንምዝካርን ምፍላጥን ህዝባዊ አኼባ አዳልዮምልኩም አለው ዕለት: ቀዳም 3 ጃንዋሪ 2015 ጊዜ: ካብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 8 ናይ ምሸት ቦታ: አብራር ሃውስ (ጥቃ ኤጅወር ሮድ) አድራሻ: Abrar House, 45 Crawford Place, […]
Dec 27 2014 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ርሑስ በዓል ልደተን ሓድሽ ዓመት ይግበረልና!
Dec 26 2014 | Posted in
News |
Read More »
ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ዝመርሖ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ምስ ክቡር ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ፈደራላዊት ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ዶር. ቴድሮስ ኣድሓኖም ብዕለት 24/12/2014 ኣብ ቤት ጽሕፈት ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣገዳሲ ርክብ ከም ዘካየደ ካብ ኣዲስ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሕውነታዊ ምትእስሳር ኣህዛብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ሕሱም ምሕደራ ምልካዊ […]
Dec 25 2014 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair This article will address the issue of participation and relations of the civil society associations and political organizations in the struggle from dictatorship to democracy in Eritrea. The meaning of civil society and political organization in the Eritrean Diaspora is complicated but the scholarly definition of civil society is that, […]
Dec 24 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ዜና ዕዉት ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ጀጋኑ ኣሃዱታት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ን ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕርን /ዲ.ው.ዓ.ቀ.ባ/ ብ22 ታሕሳስ 2014 ኣጋ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 5፡00 ኣብ ልዕሊ ናይ ጸላኢ ናይ ስለያ ኣሃዱ ሓባራዊ በርቃዊ መጥቃዕቲ ብምፍናው ብዓወት ተጸንቢሎም ብሰላም ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ተፈሊጡ። እዚ ኣብ ከባቢ ማይ ጊኒ ፍሉይ ሽሙ ማይ ምራኻት ኣብ ዝተባህለ […]
Dec 24 2014 | Posted in
News |
Read More »
ሃገራዊት ጋንታ ጥፍኣት ኤርትራ, ጋንታ እርይራይ
Dec 22 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ኦ! ህዝብን ሃገራዊ ሓይልታት ተቓውሞ ኤርትራን! ብሰንኪ’ቲ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ዝኽተሎ ዘሎ ኣዕናዊ ፖሊስታት፡ ህልዊ ኩነታት ኤርትራ እናበኣሰ፡ ጸጥታውን ቁጠባውን ማሕበራውን ቅልውላው ህዝብና እናዛየደ፡ ኣብ ዝስጉመሉ ዘሎ እዋን፡ ህዝብና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ንሃገራዊ ነጻነት ዘረጋገጾ ዓበይቲ ሃገራዊ መክስባት ብምብሕጓጉ፡ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ ዝኾነ ውድቀት ከምርሑ ከም ዝገበረ፡ ህጹጽ ኣኼባ […]
Dec 21 2014 | Posted in
News |
Read More »
New Year’s Eve Celebration Party in the Bay Area
Dec 19 2014 | Posted in
Notices |
Read More »