Eritrean American Community in DFW vows to make 2015 year of Action for Justice
Eritrean American Community in DFW vows to make 2015 year of Action for Justice.
Eritrean American Community in DFW vows to make 2015 year of Action for Justice.
ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ንቐዳም January 3 -2015 ስዓት 8፡00 ብ ኣቛጻጽራ በሪልን ታይም ጋሻና ፍስሓጽየን ገብረ ኣድከመ (adkeme_4) ሙኩሩን ብዓል ዓቕምን ኣብ Hzbawi Eritreai Hagerawi Bayto ENCDC ROOM መጺኡ መግለጺ ክህብ ኢዩ ብ Baltak ኣብ ገምጋም ዝሓለፈ ተቓውሞና ኣብ 24 ዓመት ስርዓት ዲክታይተር ኢሳያስ ኣፈወርቒ ምልኪ ካብ ዝብሕት ክሳብ ሕጂ ክንከዶ ዝጸናሕና ኣካያይዳ ከምቲ […]
ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ናብዚ ክቡር ርሑስ ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2015ን’ዚ ብስላም ኣብጽሓኩም ብምባል ስናይ ምልእኽቱ የመሓላልፍ። ብምቅጻል ባዓል ልደት ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ኩሎም ተኽተልቲ ሃይማኖታት ኤርትራ ነቲ ንቡር ዝጸንሐ ተኽባቢርካ ብስላም […]
31-12-2014 While the world is busy celebrating Christmas and new year’s eve tens of Eritrean journalistsand artists
Presented by Arei Mohamed Saleh Ahmed Alhaj Dear Eritrean Community: Please follow to this part one of the interview conducted by 3cr radio Eritrean Program on Monday 22nd Of December 2014 at 8.00pm Local time with Professor Mike Smith from Macquarie University’s department of policing, intelligence and counter terrorism. Professor Smith has been appointed […]
ምስቲ ኩሉ ኣውንታውን ኣሉታውን ዝኾነ ገጽታኣ 2014 ዛዚምና ሓድሽ ዓመት 2015 ክንቕበል ኣብ ንቐራረበሉ ዘለና ህሞት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ደለይቲ ደሞክራስዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን 2015 ዓመተ ሰላምን ርግኣትን ራህዋን ክትኸውን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። ኣብ 2014 ተቓውሞ ህዝብና ብውሽጥ ይኹን ብደገ ኣንጻር’ቲ ገባቲ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ክብ […]
ብድሕሪ ዕዙዝ ዝኾነ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታና ምቕራብ፡ 2015 ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ክኸውን ሰናይ ትምኒትና ንገልጽ። ብምቕጻል፡- ሓድነት ወትሩ ብህዝቢ ኤርትራን ብዝተፈላለዩ መሰረታት ፖሎቲካዊ ውድባትን ዝቐርብ ኣገዳሲ ሕቶ ምዃኑ ብምግንዛብ፡ ንጨቋንን ገባትን ስርዓት ህግደፍ ብምውጋድ፡ ኣብ ሃገርና ንመላእ ብዙሕነት ሕ/ሰብና ዘንጸባርቕ ሕብረ-ሰልፋዊ ፌደራላዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ ኣብ ዝካየድ […]
We have learned that on the evening of December 24, at least eight Eritreans from the Shegarab 1 refugee camp in Sudan died in the Atbara River.