Author Archive
Stories written by admin

ኣብ ህጹጽ መስመሪ ጉባእ ግ.ሃ.ድ.ኤን፡ ም.ድ.ፍ.ኤ ጎደናታት ዓዲ ግራት እንታይ ተዓዚቦም !!

ፍትሓዊ  ካብ  ከተማ ዓዲ ግራት። ክቡራትን  ክቡራንን  ኤርትራውያን ከመይ ኣሎኹም፡ እዛ  ኢንተርነት ዝብልዋ ዋላ’ኳ ገጽ ንገጽ ከተራእየና ኣይትኽኣል እምበር ፡ ኩነታት ሃገርናን ህዝብና ከካብ ዘሎናዮ ዞናታት ዓለም ክንተሓባበር ምኽኣልና ዓቢ ጸጋ ኢዩ በሃላይ ኢየ። ስለዝኾነ  ነዚ ዘመና ዘፍረዮ ተክኖሎጂ ተጠቒመ ካብ ከተማ ዓዲ ግራት ናብ ደቂ ሃገረይ ዝረኣኽዎ ክሕብር ምኽኣለይ ዓቢ ሓበን እናተሰማዓኒ ኢዩ። ዳርጋ […]

ግ.ሃ.ድ.ኤ. ጨንፈር ጅዳ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ጅዳ፡ ብጻይ ኣቡበከር ዓሊ መሓመድ ኣባል ማእከላይ ባይቶ ውድብ ኣብ ዝተረኽበሉ፡ ብዓርቢ ዕለት 28.11.2014 ኣገዳሲ ኣኼባ ከም ዘካየደ ካብ ስዑድያ ዝተመሓላለፈ ዜና ሓቢሩ። ኣኼባ ጨንፈር ጅዳ፡ ብዛዕባ ንጥፈታት ጨንፈርን ንጥፈታት ውድብና ንምዝታይ ዝተኻየደ ኣኼባ ኢዩ ነይሩ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ሽማግለ ጨንፈር፡ ኣብ ዝሕላፈ ግዜ፡ ብፍላይ ድማ ውድብና ብሰንኪ ግጉይ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ብዛዕባ ህጹጽ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ

ሕገ ህንጻ ዓንቀጽ (56)፡ ንኣቦመንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ህጹጽ ኣኼባ ክጽዊዕ ብዝህቦ ስልጣን መሰረት፡ ጻዊዒት ህጹጽ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ካብ ዝተጸወዓሉ ጊዜ ክሳብ ሕጂ ኣስታት 90% ካብ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንጻዊዒት ህጹጽ ኣኼባ ብምቕባል፡ ዝምልከቶም ሓበሬታ ይልእኩን፡ ኣብ ጊዜኡ ናብ ቦታ ኣኼባ ከምዝኣትዉ የረጋግጹን ብምህላዎም፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ይሕብር። ከምኡ’ውን […]

ዑደት ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዞባ ማእከላይ ምብራቕ

ዑደት ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ….. Read More  

Sunday morning @9.

On gray sandals and in a halfway buttoned up blue shirt , he walks briskly and in a swift move throws his butt on an armchair. A shaky top brass pops up removes a vase, centers a mic close to the chin of the man in blue and leaves. A gray haired man, holding  tight an empty […]

ኣብ እንዳ ህግደፍ’ስ ዘይተነግረ’በር ዘይተገብረ የሎን !!!

November 24, 2014 ትማሊ ምስ ሓደ ዓርከይ ቡን ኪንሰቲ ተቛጺርና ፡ ቡን’ና እንዳሰተናን ፡ እንዳዕለልናን ከለና እዩ ኣዚዩ ዘስደምም ዕላል ኣዕሊሉኒ። ከምትፈልጥዎ ብዘበልካ ኣቢልካ ፡ ዘየደቅስ ሕዱር ሕማም ናይ ሃገርና ከይተንከፍና ወይ ከይልዓልና ዳርጋ ዝሓለፍናሉ መዓልቲ የሎን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን። መቸም ኣብ ዕላልና ከሎና ብገል ኣቢልና ካብ ሓደ ኣርእስቲ ናብ ሓደ ኣርእስቲ ዕላል ማለት ናብቲ […]

Eዚ’ዶ ደይ’ዚ! ኤርትራ ሞይታ። ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር!!

ተስፋጽዮን መድሃኔ (ፕሮፈሰር) ብረመን ዩኒቨርሲቲ፣ ጀርመን Read More

ፖሎቲካዊ ኩስኮሳ ኢሳይያስ ዘበደለን ሃ.ማ.ደ.ኤ

ሃ.ማ.ደ.ኤ፡ ካብ ዝተመስረተሉ እዋን ኣትሒዙ አቲ ቀንዲ የማናይ አድ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ ክዓይ ዝጸንሐን፡ ብንጹር ኣዘራርባ ንዊንታ ኢሳይያስ ከርዊ ዝተደኮነ ማሕበር ምኻኑ እዩ። Read More

Cartoon : ሓደሽቲ ኤርትራዊን

  ማሃይምነት ምጥፋእ መንቃሳቀሲ ወረቀት ዋይ ደቀይ ዝቀደሙ ከይተመለሱ ሓንጎሉ መሽሚሹ እዩ ሃጸይ ኢሰያስ ዮውሃንስ ሓደሽቲ ኤርትራዊን

Press release : ENCDC – Ethiopia branch

Press release : The Eritrean National Council for democratic change Ethiopia branch 8 Nov 2014

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net