ኣዝዩ ህጹጽ መልእኽቲ፣ ኣብ እዋን ሞት ክናና!
ኣለና ሚያዝያ 24 2012 እቲ ከም ተኹላ ናብ ማእከል ኣባጊዕ፣ ናብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ደምና ዝሰተየን ከም ደቂ ዛግራ ዝበታተነናን ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞይቱ ኢዩ። more >>>
ኣለና ሚያዝያ 24 2012 እቲ ከም ተኹላ ናብ ማእከል ኣባጊዕ፣ ናብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ደምና ዝሰተየን ከም ደቂ ዛግራ ዝበታተነናን ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞይቱ ኢዩ። more >>>
ክሌተ-ወርሓዊ ዕሊዊ ሌሳን ኤርትራዊ ዯሞክራስያዊ ግንባር /ኤዯግ/
I read an article by Amanuel Hidrat on Awate web site, attacking EDA ( Eritrean Democratic Alliance), the basic political foundation of the opposition camp, or the Eritrean people for that matter. I am not trying to say, EDA as an alliance of Political organizations, can not make mistakes in it`s decisions and policies. Further […]
By Fesseha Nair The Awasa Congress endorsed three documents: 1. National Charter 2. Organizational Constitution 3. Road Map “ Any organization without written and agreed upon rules would be at the mercy of the majority’s whims” These documents are the governing documents of the Eritrean National Council for democratic change/ ENCDC. It is these documents […]
ኣብ ህይስተን ኣንጻር ህግደፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ብዶ/ር ተስፋይ ኣርዓዶም ዝተኻየደ ናይ ህግደፍ ኣኼባ ንምቅዋም ዝዓለመ እዩ ነይሩ። To download the full magazine, Please click here
መእተዊ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ክንከታተሎ ከም ዝጸናሕና መጀመርታ ብዛዕባ ኣድላይነት ምክያድ ሃገራዊ ዋዕላን ኣገባብ መስርሕ ምስንድኡን ንዕኡ ዝነቕፉን ዝድግፉን ዝኣመሰሉ ንጡፋት ሓይልታት ናይ ደንበ ተቓውሞ ዘጠቓለሉ ጽዑቕ ንጥፈታት እኹል ሸፈነ ብምርካብ ኣቓልቦ ብዙሓት ስሒቦም። ከም ሳዕቤኑ ኣብ ደንበ ተቓውሞ ጥራይ ከይተሓጽረ እቲ ኣርእስታት ብመንገዲ ዘለዋ መራኸቢ ብዙሃንን (ዌብ ሳይታት) ፓልቶካትን ሓፋሽ ህዝብና ከም ዝሳተፎን […]
By Fesseha Nair Democracy is a political system that can offer effective methods for peaceful handling of deep-rooted conflicts through inclusive, just and accountable social framework. The Eritrean experience of conflict management and the methods used instead resulted to mobilise ethnicity and religion and turning politics into “ us “ versus “ them” Eritrea is […]
ሰሉስ, 20 መጋቢት 2012 ንመጸሔት ዘ-ኤኮኖሚስት ዝጠቐሱ ጸብጻብት፡ ንቐጠርን ጋናን ሓሊፋ ፡ናይ 17% ዕብየት ኣርእያ ይብሉ፡ ናይ ኣመሪካ ማእከል ስለያ (CIA) ድማ፡ ኤርትራ ኣብ 2011፡ ናይ 8.2% ዕብየት ከም ዘርኣየት ይጠቕስ “ዓለም ኣብ 2011” ብዝብል ዘ ኢኮኖሚስት ዝተባህለ መፅሄት ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘውፅኦ ፀብፃብ ብምጥቃስ ሎሚ ቅነ ኣብ ዝተፈላለየ ዓንዲ እንተርኔት ዝወፀ ሓደ ፅሑፍ ኢኮኖሚ […]
ትእዛዝ እዩ ተዋሂብዎም! እቲ ትእዛዝ ድማ ብሓጺሩ ከምዚ ይብል:: በተን ህግደፋውያን ዝውንንወን ወይ ዝቆጻጸሩወን ናይ መድያ መደብራትን ናይ SMS ተክኒክን ተጠቒምካ ኣብ ልዕሊ ኤሪትራዊ ሕብረተሰብ 1. ጽዑቕ ጎስጋሳትን ምፍፍራሕን እንዳገበርካ : ሰልፍታትን ኣኼባታት እንዳአዳለኻ ህዝቢ ኣንጻር ተቃወምቲ ብፍላይ ድማ አንጻር መንእሰያት ተቃወምትን አንጻር መድያ ሽወደን ንኽልዓሉ ምዕዳም: 2. አብቲ ንድጋፍ መንግስቲ ዝዳለዉ ሰልፍታትን አኼባታትን ሕዝቢ […]
19 Mar 2012 Source: Content partner // UNHCR MAI-AINI REFUGEE CAMP, Ethiopia, March 19 (UNHCR) – Gebre* knew the dangers as well as any 13-year-old. He understood that to be captured fleeing his country by the Eritrean border guards could mean jail or worse. And anyone taking the route to Ethiopia via Sudan could be […]