ዜና ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡፡ ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤግደለ፡ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ኣመሪቑ፡፡
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡ ካብ ጽባሕ ዕዉት ግንባራዊ ጉባኤ ዝጀመሮ ኣስታት 45 መዓልታት ዝወሰደ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠና ዝተኸታተሉ ተጋደልቲ ሎሚ…
Section
News and analysis
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ግንባር ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤግደለ፡ ካብ ጽባሕ ዕዉት ግንባራዊ ጉባኤ ዝጀመሮ ኣስታት 45 መዓልታት ዝወሰደ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠና ዝተኸታተሉ ተጋደልቲ ሎሚ…
ዝኸበርኩም ኣባላት ኣመራርሓ ግንባርና ኤግደለ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምዑታት ተጋደልቲ ኤግደለ ብቐዳምነት፡ ንኩሉ ጸገማትን ናይ ክሊማ ዘይምቹእነትን ተጻዊርኩም፡ ግንባራዊ ናይ ታዕሊም መደብ ኣብ ምዕዋት ብትግሃትን…
General Invitation Confronting & Exposing the Eritrean Regime Fund-Raising Activities
ማእከላይ ባይቶ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ተስፋታት ሓድሽ ዓመት 2013 ኣብ ድሮ መስመሪ ጉባኤ ሓሙሽተ ፖሎቲካዊ ውድባትን ተሞርኲሱ ካብ 25 ክሳብ 31 ታሕሳስ…
PRESS RELEASE The first Red Sea Afar Diaspora Conference under the theme, ‘Towards Political, Social & Economic Emancipation of the Red Sea Afar People’,…
ደምዳሚ መግለጺ 6ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ብሄራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ሳሆ ኤርትራ ብደግሓሳኤ፡፡ Read more >>>
ብቐዳምነት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ክርስትና ሃይማኖት ንተቓለስትን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ እንቓዕ ንብርሃነ ልደትን ንሓድሽ ዓመተ 2013 ዓ/ም ብሰላም ኣብጻሓኩም ዮሃና…
ካብ’ቶም ቀንዲ ኢደቤዛ ዲክታቶር ኢሳያስ ኮይኑ ብደም ንጹሃት ኢደ ዝጨቀወ መጀር ጀነራል ተኽለ ማንጆስ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ካብ ዝዕጠቆም ሚሊሽያ 28 ዐዕጥቆም ሒዞም ከም…
AFP , Tuesday 25 Dec 2012 Two Eritrean opposition journalists in Sudan have been detained by Khartoum’s intelligence service, an Eritrean opposition source said…
24 ታሕሳስ 2012 ሰላም ወጋሕታውያን ‘ዚ ሓበሬታ ከም ግብረ መልሲ ንጻውዒትኹም ክውሰደልና ነዘኻኽር። ከም ዝፍለጥ ንመላእ ሓይልታት ምክልኻል ብሬድዮና ወጋሕታ ጻውዒት ካብ ዝመሓላለፍ ጀሚሩ…
