Archive for: July, 2006

ጠቕላላ ጕባኤ ኪዳን ንምንታይ ኣድለየ?

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 12.07.2006 ኣብ’ቲ ኣብ ሚያዝያ 2006 ዓ.ም እተኻየደ ዓመታዊ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት፡ ቅድሚ ምዝዛም ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ጠቕላላ ጕባኤ ኪዳን ክግበር ተወሲኑ። ዕላማኡ ድማ፡ ኣብ መንጐ ውድባት ኪዳን ዘሎ ደረጃ ናይ ስኒት ክብ ብምባል፡ ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣስመራ ብብቕዓት ምምካት ኢዩ። ቅድሚ 6 ዓመት ኣትሒዙ ዝተመስረተን ስሩዕ ኣኼባታቱ ከካይድ ዝጸንሐን ምሕዝነት፡ ክሳዕ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ሰክረታርያ ኣሰዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 10.07.2006   ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ፡- “እቲ ሓሳብ ነዊሕ ዝገበረ ኰይኑ፡ ኣብ ኵሉ ተኸታቲሉ ዝመጸ መድረኻት ናይ ተጋድሎናን ዝለዓል ዝነበረ ምዃኑ ኣብ ተዘክሮታትና ዘሎ ኢዩ።” ሰክረታርያ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ብ9 ሓምለ 2006 ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ ባህርያት ዝሓዘ ሰፊሕ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣካይዳ። ኣብ’ቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኤርትራዊ ማዕከን ዜና፡ ወኪል […]

መጸዋዕታ፡ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ካርቱም

ኤርትራ፡ ንተቓወምቲ ውድባት ሱዳን ካብ መሬታ ከተባርሮም መንግስቲ ሱዳን ጠሊቡ ጋዜጣታት፡- ኣልእንትባህ፡ ኣስሓፋ፡ ራኢ ኣሽዓብ፡ ኣልወጠን 06.07.2006 ኤርትራ፡ ስለምንታይ ንግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሱዳን፡ ኣብ ሃገራ ኣኼባ ክገብር ከም ዘፍቀደት ንምፍላጥ፥ መንግስቲ ሱዳን ንኣምባሰደር ኤርትራ ኣብ ካርቱም ከምዝጸውዓቶ ዶክተር ላም ኣኮል፡ ሚኒስተር ወጻኢ ጕዳያት ሱዳን ሓቢሩ። “ኤርትራ መንጐኛ ኰይና ኣብ ምብራቕ ንዘሎና ሽግራትና ኣብ ምፍታሕ ክትተሓባበረና […]

ቃለ-መሓትት ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጕዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ምስ ጋዜጣ ኣልሓያት

ሱዳናዊት ጋዜጣ ኣል ሓያት ሕታም ቍ. 1145 ቀዳም 01ሓምለ 2006 ገጽ 7፡ ፖለቲካ ንሕና ንልዝብ ድልዋት ኢና። መንግስቲ ሱዳን ድማ ኣብ መንጐናን ኣብ መንጐ ስርዓት ኢሳያስ ልዝብ ክግበር ኣዎንታዊ ግደ ክትጻወት ትጽቢት ንገብር። ነቲ ስርዓት ንምውዳቕ ኵሉ ኣገባብ ቃልሲ ንጥቀም። ሱዳን ንህላወ ናይ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ደው ከተብል’ያ ዝብል ትጽቢት የብልናን። ንሕና ዲሞክራስን ናጽነትን ፍትሕን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net