Archive for: July, 2006

Tacit rules (1)

“What is certain is that we cannot accept the prospect of a world where the majority continues to become poorer and poorer while a few individuals continue to amass incredible riches. While the World Bank was celebrating its fiftieth birthday, demonstrators in the streets of Washington were declaring that “fifty years is enough!” They were […]

Who has the legitimacy to organize national conference in Eritrea?

By Fesseha Nair When the Eritrean Democratic Alliance appointed a national conference committee some internet writers from the opposition camp has reacted in different ways but from the same point of understanding. Some of the reactions are without deep understanding of the distinction between the meaning of national conference and the implementation. During recent years […]

ልሳን ጽግዕተኛ መለኽትስ ዘይትብሎ የብላን

ሐምለ 20-2006  ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ ክፍሊ ዜና ኣብ ቃልሲ ብፍላይ ኣብ ጥቓ መወዳእታ ርብዒ ውድቀት ናይ ጨቆንቲ ሓይልታት ዝተፈላለየ ፈንጠርጠራት ከንጸባርቕ ግድን ኢዩ። ህልም ዝበሉ ጠበቓታት ጨቆንትን መለኽትን ሕውስውስ ዝበለ ሓሳባት ዘርጠብጠብ ክብሎም፡ ሕያዎት መሊሎም ክቐርቡ፡ ኣእመሮ ተቓለስቲ ሰሪቖም ዝሰልል እንተተረኸቡ’ውን አስሊሎም ኣዝማድ ከጥርዩን ናይ ገዛእ ርእሶም ሳጓታት ናብ ዝከታተልዎም ክስንድዉን ይፍተንን ይጸዓርን ኢዩ። ግን […]

Command Economy as Failed Model of Development: Lessons Not Yet Learned

The Case of Eritrea         By     Desalegn Abraha, Ph.D. University of Skövde Department of Technology and Society 541 28 Skövde, SWEDEN E-mail: desalegn.abraha@his.se                  Paper presented at the Thirteenth World Business Congress, Maastricht School of Management, Maastricht, The Netherlands, July 14-18, 2004 Abstract: […]

An Open Letter to President George. W. Bush On the Humanitarian Crisis in Eritrea

The Honorable Geroge. W. Bush President of the United States                 Dear President, I am writing to you this open letter, being one of the thousands suffering under the tyranny of the one man rule in Eritrea. Eritrea is a tiny state in Eastern Africa got its independence in 1993 with a population of not […]

ገለ መራሕቲ ቢጃ ንስርዓት ኢስያስ ይኸሱ ኣለዉ፤ ተራ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሞንጎኝነት ናብ ተዛታይ (ተኻራኻሪ) ተቐይሩ ክብሉ ገሊጾም፤

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 18.07.2006   መራሕቲ ቢጃ ሱዳን: ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ዘይንጹህ መንጎኛ ክብሉ ገሊጾሞ። ነዚ ዝገለጸ ኣቶ ዓሊ ሙኒብ ሓላፊ ዋዕላ ቢጃ ኣብ ውሽጢ ሱዳን፥ ብዕለት 17/7/2006 ምስ መዓልታዊ እትሕተም ሱዳናዊት ጋዜጣ (ኣልወጠን) ዝገበሮ ቃለ መጠየቕ ኢዩ። ንሱ፡ ዑደት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ካርቱም ንኩዉንነት ናይ ጉዳይ ምብራቕ ሱዳን ቀይርዎ፣ ኢሳያስ ተጣባቒ መንጎኛን […]

Multiculturalism and the challenge facing young Horn of African girls

by Ferial Glaidous. In the mid 90’s the first generation of Horn of African refugees escaped from the war torn countries of Eritrea, Ethiopia, Somalia and Sudan. For this first wave of females the difference in culture and values are overwhelming and many find it a challenge to assimilate to “the Australian way of life’, […]

ብረሃን እንተድኣ ደሊኻ ካብ ጸልማት ውጻእ

ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ ክፍሊ ዜና ሓምለ 13-2006 መእተዊ ተቓወምትን ወድዕነትን ፖሊሲን ዝምድናታቱን “ኪዳናዊ” ዋዕላ መደምደምታ 1፦ መእተዊ፡ ወድ-ሰብ ንመሰል ምቅላስ ምዓስ ከምዝጀመረኳ እዚ ክንበሎ እንተዘይክኣልና ንመሰል ምቅላስ ካብ መግዛእትን ምልክን ጭቆናን ከምዝነቅል ግን ኩላትና ንሰማምዓሉ ኢዩ ኢልና ንኣምን። ህዝቢ ኤርትራ ድማ ተርኡ በጺሑዎ ጸረ-ባዕዳዊ መግዛእታዊ ጭቆና ዛዚሙስ ካብ ወጽዓታት ውሽጣዊ ምልካዊ ስርዓት ክገላገል  ኣብ ምትሕንናቕ […]

ጥርጣረ መራሕቲ ሱዳናውያን በጃ ኣብ ልዕሊ መንጐኝነት ኤርትራ

  ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 13.07.2006 መራሕቲ ውድብ “ሙእተመር በጃ” (ጕባኤ በጃ) ኣብ ሱዳን ኣብ’ቲ ብዕለት 17 ሓምለ 2006 ኣብ ኣስመራ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ልዝብ ኣብ መንጐ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ግንባር ሱዳንን ኤርትራ ሻራ ዘይብላ መንጐኛ ክትከውን ኣይትኽእልን ኢያ ኢሎም። ካብ’ዚ ተበጊሶም እቲ ልዝብ ኣብ ኤርትራ ዘይኰነስ፡ ኣብ ካልእ ቦታ ክኸውን ጠሊቦም። ከምኡ […]

ኣስገዳድ ኣገልግሎት ኣብ ኤርትራ መንእሰያት ናይ ምምልምል መደብ ወይስ ጃምላዊ መቕጻዕቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኤርትራ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 13.06.2006 ግዱድ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብኣጸዋውዓ ገለገለ መንግስታት፡ ኣብ መዳይ ስነ-ስርዓትን ምፍጻም ግቡኣት ብስሩዕ ኣገባብን ዘትኰረ መደብ  ምልመላ ናይ መንእሰያት ኰይኑ፤ ነዚ መደብ’ዚ ኣብ ምትግባር ንዓቕምታት ተመልመልቲ መንእሰያት፡ ኣብ’ቲ ሓፈሻዊ ናይ መንግስታዊ ትካላት ናይ ማእቶት መስርሕ ብምጽማድ፡ ተወሳኺ ዓቕሚ ኣብ ስራሕ ንምውዓል ዝዓለመ ኢዩ። ሃገራዊ ኣገልግሎት ምስ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net