Archive for: March, 2007

ጋዜጣዊ መግለጺ

ቤት-ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን   ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ዜና ኤ.ዲ.ኪዳን ኣቶ በሺር ኢስሓቅ እዚ ዝስዕብ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ:-      እታ ብማእከላይ መሪሕነት ኤ.ዲ.ኪዳን ዝተመርጸት ፈጻሚት ሽማግለ ነቲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ኤ.ዲ.ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኽስተ ናይ ምፍንጫል ተርእዮ ንምብዳህ ዝዓልመ ከከም ኣድላይነቱ ኣበየግዚኡ ብመሰረት መደብ ዕዮኣ ኣኼባታታት ብምክያድ ምስ ሓድሽ ኩነት ብዝሰማማዕ መድረኻዊ […]

ካልኣይ ጉባኤ ኪዳን ምንጽጻል ዶ ወይ ምንጻር

ካልኣይ መወዳእታን ክፋል   ሀ/ ህዝቢ ለ/ መራኺቡ ብዙሓት     ካልኣይ ጠቕላሊ ጉባኤ ኤ.ዲ.ኪ ካብ ዕለት 15- 22 ለካቲት ኣብ ዝገበሮ ጉባኤ፡ ሓባራዊ ምርድዳእን፡ ንዝቀረበሉ ሓሳባት ተመያይጡ ግቡእ መፈጸምታ ኣብ ዝገበረሉ እዋን፡ እቲ ግንባር ኣብ ዝመጽእ ሓጺር ግዜያት ኣብ ከመይ ዝበለ መድረኻዊ ዕብየት ክሰጋገር ምዃኑ፡ ኩሉ ደላይ ሰላም ኣብ ሓሳባቱ ፍሉይ ስኢሉን ቀሪጹን ምንባሩ […]

”መስሓቕ ሸራፋት ከይንኸውን ንጠንቀቕ”!!

”ወልድኣብ ፍስሓጽየን ኦስሎ ኖርወይ” ዕለት፡ 08.03.2007 እዚ ጽሑፍ’ዚ ብጀካ ኣብ መስከረም ኣብ ናይ ኩሎም ተቓወምቲ ወብሳይታት ንኽወጽእ ፍቑድ’ዩ።  ዝኸበርኩም ኣንበብቲ!! ሕጂውን ተመሊሰ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዝገለጽክዎ፡ ንሓድነት ተቓወምቲ፡ ብዓቢኡ ኻኣ ንሓድነት ህዝቢ ኣርትራ ድኣ’ምበር ንማንም ውልቀ ሰብ ወይ ውድብ ንምክልኻል ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኹ።    ዝኸበርኩም ኣሓትን ኣሕዋትን!! በዚ ኣብ ሞንጎ ኪዳን ተረኺቡ ዘሎ ናይ ምፍንጫል […]

The Umbrella Created To Survive All Tornadoes

The Umbrella under which all the Fronts, Movements and Parties joined and rallied around is the choice of the Eritrean people. The Umbrella founded on the bases of prohibition marginalization of any group. It is initiated to gather together and protect all Eritreans whatever their believe may be or size composed of. The Umbrella was […]

Elsa Chyrum:The True Voice of the Voiceless

By Tecle Wolde, United Kingdom, 07/03/07   This should have been a time when we Eritreans be living in our beloved country in peace and with abounding hope and happiness. But, due to the irresponsible and evil acts of the ruling regime in our country, they have shattered every bit of hope and dream we […]

ካልኣይ ጉባኤ ኪዳን ምንጽጻል ዶ ወይ ምንጻር

ቀዳማይ ክፋል  መቐጸልታ 7 መጋቢት 1999 ስምምዕ ካርቱም ሓባራዊ ስርሓት ተቃውምቲ ሓይልታት ኤርትራ። ብ7 መጋቢት 1999 ተቃውምቲ ሓልታት ኤርትራ ድሕሪ’ቲ ንነዊሕ ዓመታት ናይ ምፍንጫል ተምክሮታት፡ ዝተነጻጸለን  ወይ ከኣ ዘይቆዋሚን ግዚያዊ ስምምዓት ኣብ ዝተመርኮሰ፡ ኣብ መንጎ ገገለ ውድባት ዝካየድ ዝነበረ ናይ ሓድነት መስርሕ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ዝመጸ ሓድሽ መድረኽ ነበረ። ይኹን’ምበር ካብ’ቲ ተነጻጺልካ ዝኽይድ ጉዕዞ ቃልሲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net