Archive for: August, 2007

ህግደፋውያን ክጻረፉ ይውዕሉ

ኢትዮጵያዋን ድማ ዓዶም የማዕብሉ              ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/08/07         ብናይ ካስል ጉባአ ፈስቲቫል ህግደፍ ሰንቢዱ         ናይ ፍራንክፎርት ምስ ሰምዐውን ኣዐርዩ ርዒዱ         ኣብ ስቶኮልምሞ እናተጻረፈዩ ንድሕሪት ኣኹደዱ         ወረ ገና ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ምስ ተኣከበ በብዓዱ                     ህግደፍ ውጻኣት ክሕዞዩ ሸራእራእ ክብል ከብዱ                     ኣለውናውን ዕቑራት ሓይሊ ሰላሕታ ዘይተጋህዱ                     እኖሆ ነቒሎም ህዝቢ […]

An Open Letter to the Eritrean Intellectuals

By Fesseha Nair   Dear Sirs/Madams, Dear Compatriots! In this open letter, I would like to appeal to all Eritrean intellectuals to show sympathy for the oppressed people and join the forces for democratic change in Eritrea. The role of the Eritrean intellectuals during the political and armed struggle was very decisive so that the […]

ብዒሎኹም መራሕቲ ኤርትራ

አጓብዝ ዓድታትና ቃርሳ ክጻወቱ ከለዉ ብዘይ ሸነኹ ንዝመጾም መቘራቚስቲ፣ ዒሎኻ ብምባል፣ ኢዱ ክሳብ ተዘዝ ዝብሎ ብጥወ ይቕርስምዎ፡፡ ብዘይ ግቡኡ ብምእታዉ ስርዐት ቃርሳ ይግህስ ስለ ዘሎ፤ ተልሜደን ተጻዋቲ ብተግሳጽ ምኩራት ዒሎኡ ከጽንዕ ይግድድዎ አለዉ ማለት’ዩ፡፡ አብዚ ንአይ ኣገዳስነት ዘለዎ ከአ፣ ተልሜደን ዓለውቲ ይኹኑ ምኩራቶም ቃርሳ፣ ማለት ጸወታ ቃርሳ ምዃኑ ዘንጊዖም አብ ሐድሕደ ምግታታር ምስ ዝበጽሑ ኢዩ፡፡ […]

Stockholm’s rally report

By organizers On Saturday 4th August 2007, the rally has started according the scheduled time at 11.00 local time. Demonstrators started gathering at the meeting place from Uppsala, Linköping, Örebro and others from Stockholm’s  suburbs. A huge number of political and civic organizations and concerned individuals have participated in the rally.   The organizers divided […]

ኤርትራ ናይ ሎሚኸ ብምንታይ ትልለላ?

(ድምጺ ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን-1ይ ወገን)   ከም ኣብ ኩሉ ሃገራት ዝርኤ፡ ሃገርና ኤርትራ እውን በብመድረኹ ትልለየሎም ጉዳያት ነይሮማን ኣለዉዋን። እዚ መለለዪ’ዚ ጸሊእካ ትኽውሎ ፈቲኻ ድማ ተምጸኦ ዘይኮነስ ግዜኡ ሓልዩ ዝገሃድ እዩ። ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት ሰብዓ ዓመታት ክትልለየሉ ዝጸነሐት ብቓልሳ ምእንቲ ሃገራዊ ልኡላውነትን ምኽባር ኩሉ መሰላት ወዲ ሰብን ነይሩ። ነዚ ሓርበኛ መለለዪኣ ንምዕቃብ ድማ ኣንጻር […]

Stockholms rally report

By organizers The rally has started according the scheduled time at 11.00 local time. Demonstrators started gathering at the meeting place from Uppsala and other suburbs. The organizers divided the activities in teams and arranged all the facilities for the long day of the demonstration. People come in flocks and joined the rally. The rally […]

ሸሞንተ መጋቢት

ረ.ክ(ባሻይ) 03/08/2007 እንተተቓለስኩ ኣነ ንመሰለይ ንረብሓ ብዙሓት ኢለ እንድኣለይ ጒልበተይ ከፊለ ርሃጽ ኣንጠብጢበ ኣብ ምንትምነታይ’ዩ መሰለይ ዝድርበ? ብሰላም ብኽብረት ኣብ ዓለም ክንነብር ተባዕታዊ ዓመጽ ግድን’ዩ ክንሰብር ዕላማይ ኣይኮነን ኣብ ሰብኣይ ምምካሕ ተሓጺብካ ኣብ ጭቃ ዘይረብሕ ምልቃሕ ንጹር’ዩ መርገጸይ ስኽፍ ኣይበልካ ዝሓለፈ ዕዳ ክፈል ነይብለካ ጥራይ ልቢ ግበር ካብ ሎሚ ትዓረ ብልብኻ እመን ከምዝኾንና ማዕረ ኣየድልያን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net