Archive for: August, 2007

Unmuddling the Muddled

First, I would like to thank Mr. Yosef G. for his insightful discussion on the latest episode between Eritrea and the US.  Mr. Yosef’s contributions towards the opposition movement are commendable and are inspirations for many of us.  The purpose of this article is simply to engage Mr. Yosef and our readers in discussion over […]

የቐንየለይ ፕረሲደንት እሞ ሕጂ ግደይ ዶ ክዛረብ ! ግርም ፡

ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈውርቂ ኣብ’ቲ ንህዝቢ ብመራኸቢ መደብ ተለቪዥዮን ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ብዙሕ ህዝቢ ርእይዎ፡ ብዙሓት በቲ ጉዳይ’ውን ክዛረቡ ሰሚዔ። እንተዀነ በቲ ጉዳይ ኣልዒሎም ዝዛረቡ ዝተፈላልየ ርእይቶን ሓሳብን ዘለዎም’ኳ እንተዀኑ፡ መብዛሕትኡም ንዝጸንሐን ዘሎን ኣካይዳ ህ.ግ.ዲ.ፍ ብዓይኒ ከቢድ ፖለቲካዊ ነቕፌታ ዝርእይዎ ኮይኖም፡ እቶም ውሑዳት ደገፍ ዝህቡ ከኣ፡ ካብ’ታ ኣብ መደብ ፈነወ ቲቪ ዝተፈነወት ቃል ብቃል ፕ.ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝተዛረቦ […]

BREAKING NEWS: PIA Joins Opposition

Anyone listening to PIA’s latest interview without knowing it was PIA giving interview would be forgiven for thinking that it was one of the opposition leaders talking.  I guess the way you talk (address issues) depends which side of the food chain you are.     Or adopting this to PIA’s situation, this is PIA’s […]

ጻድቓናት ዘዕርፍሉ ቤት ይግበሮ !!

“ ጻድቓናት ዘዕርፍሉ ቤት ይግበሮ ” !! በሉ፡ ሓደ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለ ኣቦ። ወርሓት ክረምቲ ብርቱዕ ማይ ዝዘንበሉ ዝነበረ’ዩ። ምድረ ሰማይ ብብርቱዕ ሰርቢ ማይ ዝተኸደነ ኩሉ ፍጡር መዕቆቢ ክደሊ ምዃኑ ዝርዳእ፡ ሰብ ክጓየ፡ ኣዕዋፍ ክዝምራ፡ ኣኽላባት ከኣ ክነብሑ፡ ንፋስ ድማ ብግደኡ ሒዝዎ ንዝመጽእ ዝነበረ ጠሊ ከስምዕ ሃቦምላ ገልጠምጠም ክብል እንከሎ ክሳብ ሂወት ዘይነብሮም ነገራት ከም […]

ግዳማውን ውሽጣውን ተቃውሞ ኣብ ቅድሚ መራሕቲ ህ.ግ.ዲፍ.

ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣቶ ሓጎስ ገብረሂወት( ክሻ) ኣብ ፈስቲቫል ስቶክሆልም ኣብ መኽፈቲ ብ2 ነሓሰ 2007 መሪቝ ከፊትዎ። ኣብ ኣፍደገ ገዛና ዝተፈጸመ ሓዳስ ኤርትራ ነቲ ዝነበረ ኩነታት ፈስቲቫል፡ ብካልእ መልክዑ ንምቕራብ ፈተነታት ክትገብር ኣብ ናይ 4 ነሓሰ 2007 ኣቕሪባቶ ኣላ። ዝገርም’ዩ። ሎሚስ ስቶክሆልም ኣስመራ ተረኺባትለይስ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ዓለም ዝተኻየደ ግሉጽ ሰላምዊ ሰልፊ፡ ኣብ ውሽጢ […]

ባሕቲ መስከረም መርሓባ ክስገር’ዩ ዝኹሉ ጸበባ

                                                                            ብ ገብሪሂይወት ኣቡ ዓሸራ                              ባሕቲ መስከረም ተዛረቢ ብምጅማር ሰውራ                           ፈለማ ጥይጥ ተተኲሳ ን’ሙሉእ ንናጽነት ሓራ                          ተሰዊኡ ተሰዊኣ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ኩሉ በብታራ                          ንሰላም ንፍትሒ ንራህዋ ንዕብየት ሃገረ ኤርትራ                         ቑዱስ ዕላማ ተጨውዩ ብ’ህግደፍ ተረኺቡ መከራ                         ዓገብ ንህግደፍ ደጊፍካ ክራር ጓይላ ኮቦሮ ዳንኬራ  ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ሜዳ […]

LAUNCHING AWATE SATELLITE CHANNEL

Launching and running radio broadcast or TV channel were very difficult in the past decades particularly for the masses of the poor countries however information technology has made the task of overstepping thought suppressing regimes uncomplicated in the present time. This huge technology advancement has empowered poor peoples to express their views without restrictions. This […]

ማይ ሓባር ሓደ ካብ መርኣያታት

ጭካነ ስርዓት ህግዲፍ   (ድምጺ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን-1) 14 ሓምለ 2007   ጸረ-ህዝቢ ተግባራትን ጭካነን ስርዓት ህግዲፍ ብቁጽሪ ብዙሕ ብክብደት ድማ ዘስካሕክሕ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ዝተገለጸ ስለ ዝኾነ ምዝርዛር ኣየድልዮን’ዩ ዝብል እምነት ኣለና። እኳደኣ ብዙሓት ከም ዝሰማምዕዎ ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ’ዚ ክዝረብ እንከሎ ብዘይ ኮለል ስርዓት ህግዲፍ ምሉእ ብምሉእ ኣንጻር ድሌታትን ረብሓታት ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኢልካ ምጥቕላል እቲ ዝሓሸ […]

Reporters Without Borders

Press release 13 August 2007 ERITREA State TV editor goes missing while trying to flee across border into Ethiopia Reporters Without Borders voiced concern today about the fate of Johnny Hisabu, an editor with state-owned Eri-TV, who disappeared in late May after trying to flee across the border into Ethiopia. There are unconfirmed reports that […]

ንኤርትራ ኣብ መስርዕ ግብረ-ሽበራ ዘእቱ ተወሳኺ ጭብጢ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 10.08.2007   እቲ ኣብ መጀመርያ ተስዓታት ንሱዳንን ካልኦት ሃገራት ብግብረ-ሽበራ ዝኸስስን ምስ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሓዝዩ ከጥቅዖም ውዲታት ክፍሕስ ዝሓድርን ዝውዕልን ዝነበረ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣስመራ፡ ሎሚ በቶም ናይ ሽዑ መሓዝቱ ብግብረ ሽበራ ክኽሰስ ይስማዕ ኣሎ። እታ ንኻልኦት ኢሉ ዝፈሓራ ጕድጓድ ባዕሉ ክኣትዋ ይርአ ኣሎ። ጀናዲ ፍረይዘር ተሓጋጋዚት ሚኒስተር ወጻኢ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net